07/06/2024
https://youtu.be/Y1QwDWfEeBw?si=Pn33YbkvRcblVdoq
"ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ ፈንዩ"ናይ ጥፍኣት መምርሒ ኣይንቅበልን-መግለፂ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewe...
Welcome to Rara Arts! Rara Arts is a private entertainment company based in Ethiopia. Welcome to Metkel Arts!
(1)
Metkel Arts is a private entertainment company based in Ethiopia. The company offers an array of services including digital content, live performances, and sync opportunities to its clients, helping them in scripting, directing and producing innovative and unique experiences. Subscribe!
©Copyright: Metkel Arts
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
https://youtu.be/Y1QwDWfEeBw?si=Pn33YbkvRcblVdoq
"ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ ፈንዩ"ናይ ጥፍኣት መምርሒ ኣይንቅበልን-መግለፂ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewe...
ሓዱሽ ምዕባለ
#ርክክብ ጀነራላት ህወሓትን ህግደፍን
#ላዕለዋይ መኰነን ተቀቲሉ ተረኪቡ
ራራ ሚዲያ
ጥበብ ይመርሕ
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Be...
https://youtu.be/Ld0NQgQNzbc?si=zJtivx2VUjfRShtH
ልቢ ዝሰብር ፍፃመ/ "ታይ ይምልከተኒ" ፖሊስ / ዝተሰረቀ ሓገዝ ኣብ ትግራይ / ናብ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝተልኣከ ደብዳቤ News - Feta Daily News | Ethiopian Air...
#ን ኣብይ ኣሕመድ ዘርዐደ ሰነድ
#ጆኖሳይድ ትግራይ ናብ ፍርዲ
ራራ ሚዲያ
ጥበብ ይመርሕ
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Be...
ሰበር-ዜና
ሕቡእ ወታደራዊ ልእክቶ ኣብርሃም በላይ /
ፈተነ ቅትለት ሓለፍቲ
ራራ ሚዲያ
ጥበብ ይመርሕ
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Be...
https://youtu.be/_efyFl9BLGE?si=M9QvnUcJLR5rAiqS
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Be...
https://youtu.be/AUYMHfKL1l8?si=ltJ0x_zv2XvC0BAM
ህወሓት ካሕሳ ትሃበና -ደመቀ ዘውዱ/ ንጆኖሳይድ ትግራይ መርትዖ ተረኪቡ/ ክንወፅእ ከይትሓስብዎ -እሸቴ ዳምለው News - Feta Daily News | Ethiopian Airline...
https://youtu.be/9-szDIkuDUs?si=7JZoZyUqhFDGvLJv
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Be...
https://youtu.be/8rerASfo1Yk?si=6ttoKtnsIvPVqz5E
መሪሕነት ትግራይ ኣብ ናይ ውድቀት ቍልቍለት /ታሪካዊ ውሳነ ኣብ ልዕሊ ፕሪዝደንት/ኢሳያስ ኣፍወርቂ ተንቀሳቂሱ
https://youtu.be/h1s0DGvpqRQ?si=V0U-25ycotKUJHyl
ዘይእዱብ ጥቅዓት በፂሑኒ-ማህሌት/ድምፃዊት ማህሌት መልሲ ሂባ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Ge...
https://youtu.be/lqMJB5-mjZo?si=R0iUCVlR9UOc-3xO
ቅኑዕ ውሳነ ተወሲኑ-ጌታቸው / ረዳሓዱሽ ወፍሪ ማእሰርቲ ኣብ ኤርትራ/ ኣቡነ ሉቃስ ተፈሪድዎም / ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ትግራይ News - Feta Daily News | Ethiopian A...
https://youtu.be/brgSPp57uhw?si=izJTztjYJp_-auwn
ህወሓት ህጋዊ ኣፍልጦ ክረክብ/ ዝተጠቀነኒ ግጉይ ክሲ -ሓው ሞንጆኒሮ/ ዶናልድ ትራምፕ ተፈሪድዎ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy ...
https://youtu.be/6pCQyM9mcBM?si=5asqbJF22Nh3c7Wm
ዘሕጉስ ዜና ተሰሚዑ/ ምንቅስቃስ ኣብ ሑመራ/ ተመዛበልቲ ክምለሱ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Teweled...
#"ጀነራላት ትግራይ ኣብ ስርቂ"
#ስራሕ ፈፃሚ ህወሓት ኣብ ገበን -መግለፂ
ራራ ሚዲያ
ጥበብ ይመርሕ
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Be...
https://www.youtube.com/watch?v=ROs-YCDd1ns
"ንኣብይ ቀቲልና ገኒዝናዮ"/ ኣይንደራደርን/ ንሹመት ንመጣጣሕ ኣለና-ኣቡነ ማትያስ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali ...
#ሕነ ኣይንፈድን -መግለፂ
#160 ተጨውዮም
#መፍትሒ ኣለኒ -ሶማሊላንድ
ራራ ሚዲያ
ጥበብ ይመርሕ
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Be...
#ለውጢ መሪሕነት ክንገብር- ደረፅዮን
#"ኣፍልጦ ተዘይረኪብና ሓደጋ እዩ"ህወሓት
#መጥቃዕቲ ኣብ ኤርትራ
#ካላሽን ሒዝና ናብ ኩናት ኣይንኣቱን-ጌታቸው
-ለውጢ መሪሕነት ክንገብር- ደረፅዮን-"ኣፍልጦ ተዘይረኪብና ሓደጋ እዩ"ህወሓት-መጥቃዕቲ ኣብ ኤርትራ-ካላሽን ሒዝና ናብ ኩናት ኣይንኣቱን-ጌታቸው News - Feta Daily News.....
https://m.youtube.com/watch?v=Z_7abnsIkQ0
ኣይተፈታሕናን-ሓለቃ ሚኢቲ/ ኮነሬላት ተጋሩ ናብ ወክኒ ቤት/ "ዶክመንትና ረኣዩ"ላዕለዋት መራሕቲ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy A...
https://youtu.be/X_hAPvxzd1A?si=Rv__2HOTBU2xBjO8
ዓፋር ንዳግማይ መጥቃዕቲ ተዳልዩ/ ንትግራይ ዝተኣደነ ሽርሒ ፈሺሉ/ ምስሊ ህወሓት ኣብ ኣምሓራ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahm...
#ሃገረ ትግራይ ክንምስርት
#ሰራዊት ትግራይ ኣትዪ
#ኣብይ ኣሕመድ ምሳና'ዩ-ጌታቸው ረዳ
ራራ ሚዲያ
ጥበብ ይመርሕ
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Be...
#"ኩናት ትግራይ ክንደግሞ ኢና"
#ንከላከል-ጌታቸው ረዳ
#ኣመራርሓ ትግራይ መኪሮም
ራራ ሚዲያ
ጥበብ ይመርሕ
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Be...
https://youtu.be/AIbPTnhpPK8?si=CJJzCd-cGywK8ZNf
ፋኖ ንዕርቂ ተስማሚዑ/ ናብ ኢሳያስ ዝበፅሐ መልእክቲ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremar...
ራራ ዜና
~~~~~~
ሕቡእ ሓበሬታ ዘቅብል ጉጀለ / ውድብና ነድሕን -ምሕፀንታ ህወሓት / ሓይሊ ኣየር ደብዳብ ፈፂሙ
ራራ ሚዲያ
ጥበብ ይመርሕ
ሕቡእ ሓበሬታ ዘቅብል ጉጀለ / ውድብና ነድሕን -ምሕፀንታ ህወሓት / ሓይሊ ኣየር ደብዳብ ፈፂሙ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ah...
ሕብርታት Podcast
~~~~~~~~~~~~~~
ኣነ ዝሰርሖ ፀብሒ ማንም ኣይወዳደሮይ | Rara Arts ራራ ጥበብ
ራራ ሚዲያጥበብ ይመርሕ!
ሕብርታት Podcast | ኣነ ዝሰርሖ ፀብሒ ማንም ኣይወዳደሮይ | Rara Arts ራራ ጥበብFollow and Subscribe our channel Facebook: https://www.facebook.com/metkelmedia... Twitter: https:/...
https://youtu.be/IU4AfWTvtdI?si=1stAKhqZQm_5CkGa
ዕጡቅ ዓፋር ናብ ራያ ተፀጊዑ/ርክብ ትግራይን ዓፋርን ክብተክ/ፋኖ ላሊበላ ተቆፃፂሩ News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali ...
ራራ ዜና
~~~~~~
መጥቃዕቲ ኣብ ራያ ዓዘቦ / ሓዱሽ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር / "ህወሓት ናብ ስልጣን ክመፅእ"
ራራ ሚዲያ
ጥበብ ይመርሕ!
News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi...
Mekelle
Be the first to know and let us send you an email when Rara Arts ራራ ጥበብ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.
Send a message to Rara Arts ራራ ጥበብ:
#ሕድያት ምረፁ ~~~~~ ንመርዓ፣ ክርስትና፣ ምረቓ፣ ልደትን ፖለቲካውን ማሕበራውን መድረኻት ምሉእ ዓቕሚ ዝሓዘ ፕሮፎሽናል ስትድዮና ይምረፁ። ይደውሉ፡ 0911236507 /0961515400 #ምስሊ_ትግራይ
#ሕድያት ምረፁ ~~~~~ ንመርዓ፣ ክርስትና፣ ምረቓ፣ ልደትን ፖለቲካውን ማሕበራውን መድረኻት ምሉእ ዓቕሚ ዝሓዘ ፕሮፎሽናል ስትድዮና ይምረፁ። ይደውሉ፡ 0914414163 /0961515400 #ምስሊ_ትግራይ
ድምፅታት ኣብ ራራ ኣብዚ መድብ ክትሳተፉ ምስ እትደልዩ በዚ ዝስዕብ ስልኪ ተወከሱና +251914414163 ወይ ድማ +251962515400 ራራ ሚድያ ጥበብ ይመርሕ
ሕብርታት PODCAST ፃኒሒት ምስ ስላም ኪሮስ '' ሰሊና '' ሓዱሽ ቅዲ ሳልሳ ምስ ባህላዊ ተልሂት ንምሉእ ትሕዝቶ ፅባሕ ሓሙስ 12 ምሽት Rara Arts ራራ ጥበብ|
ኢትዮጵያ 30ሽሕ ህዝቢ ዝተሳተፍሉ ፊልሚ ተመርቕ ኣላ" ኢሉ ዝሓርቕ ትግረዋይ ተዓዚበ:: ዓለም ናይ ሓቂ ዝሓዘ ዘይኮነትስ ናይ ዝቐደመ እያ:ወይ ትቕድም ተዘይ ኮይኑ ጋሪ ኮይንካ ትጉተት:ስዒርካ ትሰዓር: ተበዲልካ ትኽሰስ : ታሪኽካ ተመንጢልካ ተዓዛቢ ትኸውን :በቃ ዓለም ቁማር እያ:: @ኤማ ወዲ ሴሮ🙏🙏 ራራ ሚዲያ ጥበብ ይመርሕ!
ምሽግ ዘይዓገቶ ንምሉእ ትሕዝቶ በዚ ሊንክ ይርኣዩ https://youtu.be/VydOR2NAdpY ራራ ሚዲያ ጥበብ ይመርሕ
ኘሮክሲ ሙግት ኢሳያስን ኣብይን ምሉእ ትሕዝቶ በዚ ሊንክ ይርኣዩ https://www.youtube.com/watch?v=A1y-unI8DSg
ሓየሎም ብኣንደበት መለስ !! "ናይ ሓየሎም ታሪኽ ዘይፈልጥ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን ።ብዙሕ ዝትንተን ነገር የብሉን።ሓየሎም ውድብና ገና ኣብ ደደቢት እንተላ ተጋዲሉ።ካብ ዝጅምር ጀሚሩ ካብታ ናይ መጀመርታ መዓልቲ በረኻ ዝወፀላ ጀሚሩ ብጀግንነቱ ብቶኹሱ ፍሉጥ ነይሩ።ክሳብ እታ ዝተሰወአላ መዓልቲ ካብ ተራ ተጋዳላይ ክሳብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ኮይኑ ፀኒሑ።ጀግንነቱ ዘይፈልጥ ተጋዳላይ ፣ዘይፈልጥ ህዝቢየለን፣ዋላ ዘይፈልጥ ፀላኢ የለን።ግን ሓየሎም ቦቕቧቕን ነባዕን ምንባሩ ዶ ትፈልጡ ? ግን ሓየሎም ፈታዊ ቀልዲ ፣ተፃዋታይ ምንባሩ ዶ ትፈልጡ? ግን ሓየሎም መስተውዓሊ ናይ ፖለቲካ መራሒ ምንባሩ ዶ ትፈልጡ? ሓየሎም ነፋንዎ ኣለና !ወዮ ደኣ ምፍልላይ ኮይኑ እምበር ምፍናው ንዓና ሓዱሽ ነገር ኮይኑ ኣይኮነን ።ሓየሎም ክጋደል ከሎ ፥ካብዛ ገዛ እዚኣ ክወፅእ ከሎ በይኑ ከምዘይወፀ ትፈልጡ ኢኹም ።ኣብዚ ኣለዋ እተን ወላዲት ፣ወላዲት ብርሃንነ መስቀል!ምስ ብርሃነ መስቀል ብሓባር እዮም ወፂኦም ።ግን ብርሃነ መስቀል ነዊሕ ኣይፀንሐን ሓየሎም ግን ወዲእዋ! እንኳይ ሓየሎም ብርሃነ መስቀል እኳ ዘሎ ! እንኳይ ሓየሎም እቶም ፈቆዶ በረኻ ዝገደፍናዮም እኳ ዘለው? ሓየሎም ዓዱ ኣትዩ እዩ ፣ሓየሎም ድላዩ ፈፂሙ እዩ፣ሓየሎም ተዓዊቱ እዩ።ስለዚ ናይ ሓየሎም ሞይ - ሞት ኣይኮነን ! ወዮ ደኣ ምፍልላይ ኮይኑ ምጭካን ኣብዩና እምበር ናይ ሓየሎም ሞት መርዓ
"ንህዝቦም መስዋእቲ ዝኽፍሉ መራሕቲ ኣይኮኑን " ዓንዶም ገ/ስላስ ካብ ካልኣይ ክፋል ዝተወሰደ ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ቀረባ እዋን ተፀበዩና ራራ ሚድያ ጥበብ ይመርሕ!
ፀረ ድሮን - ድሮን ዘስሐተ ጀግና https://youtu.be/BHX8m6Q_DsM?si=WrPWzkyr_0dR1X3j ራራ ሚድያ ጥበብ ይመርሕ!
ፀረ ድሮን - ድሮን ዘስሐተ ጀግና https://youtu.be/BHX8m6Q_DsM?si=WrPWzkyr_0dR1X3j ራራ ሚድያ ጥበብ ይመርሕ!
"ዛዕዛዕታ" ~~~~~~ ተጋደላይ ዓወት ሓዱሽ ኣባል ኮማንዶ ትግራይ እዩ። ወዲ ሑመራ ዓወት፡ ኣብ ሕሉፍ ስርሓቱ ነታ ዝናፍቓ ሑመራ ኣዚሙ። ንብጾቱ ኣዚሙ። ንህዝቡ ኣዚሙ። ሕዚ ድማ እስኪ እቲ መከራሲ ከም ዛዕዛዕታ ይሕለፍ ክብል እንትምነ ዘርኢ ጥዑም ዜማ ብሕድያት ፕሮዳክሽን ፕሮድዩሰርነት ኣብ ራራ ሙዩዚክ ሒዙልና መጺኡ ኣሎ። "ይኹነልኪ መከራ ከምዛ ጥብታ ኣጥሊሉልኪ ዝሓልፍ ከምዛዕዛዕታ!" ኣብ ቀረባ እዋን! ራራ ጥበብ ጥበብ ይመርሕ!
ተኸታታሊ ድራማ #ማዕተብ ~~~~ ኩሉሻብ ሰንበት ካብ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ተለቭዥን #ደደቢት ኣብ #ራራ_ኣርትስ ዩትዩብ ቻነልን ይመሓላለፍ። https://youtube.com/@RaraArts ናይ ዜናን ሓበሬታን፡ ናይ ባህልን ጥበባትን ሕርያኹም ራራ ሚድያ ተኸታተሉ። ራራ ሚድያ ጥበብ ይመርሕ!
ጉያ እንተትጭክኒ ብገጣሚ ኣቤል ጉዕሽ https://youtu.be/29PwDPpc6pE