![እንኳዕ ኣብፅሐኩም ሓረስቶት ትግራይ 🧑🌾ሙሉእ ሰላም ፣ ሙሉእ ጥዕና ፣ ሙሉእ ቕሳነት ንሓረስቶት ትግራይ ፤ ሓረስቶት ትግራይ ንዓድና ማእገር ካብ ምኳን ሓሊፎም ንሕድሕድና ዝተውሃቡና ኽባራት...](https://img5.medioq.com/129/485/582178061294853.jpg)
19/01/2025
እንኳዕ ኣብፅሐኩም ሓረስቶት ትግራይ 🧑🌾
ሙሉእ ሰላም ፣ ሙሉእ ጥዕና ፣ ሙሉእ ቕሳነት ንሓረስቶት ትግራይ ፤ ሓረስቶት ትግራይ ንዓድና ማእገር ካብ ምኳን ሓሊፎም ንሕድሕድና ዝተውሃቡና ኽባራት ውህብቶናን ገይፅናን 'ዮም።
ኽብሪ ንሓረስቶት! 🌱
AFD - Alaje Farmers Development Center