ትግራዋይነት

ትግራዋይነት ብሽክሌታ ትግራይ

ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ወጋገን ባንክፅባሕ ሰንበት ሚያዝያ 13 እስካብ 20 ሚያዝያ ዝፀንሕ ቅድድም ብሽክሌታ ኣብ ከተማ ኣክሱም ክካየድ'ዩ።  /ም ゚viralシ
19/04/2024

ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ወጋገን ባንክ
ፅባሕ ሰንበት ሚያዝያ 13 እስካብ 20 ሚያዝያ ዝፀንሕ ቅድድም ብሽክሌታ ኣብ ከተማ ኣክሱም ክካየድ'ዩ።

/ም
゚viralシ

 👉ሚያዝያ ዕለት 13 እስካብ ዕለት 20 ዝፀንሕ ውድድር ቱር ቱርኪ ኣብ ቱርኪ ክካየድ'ዩ።👉እዚ ንሸሞንተ መዓልቲ ዝፀንሕ ውድድር ቱር ቱርኪ እዚ ዝስዕብ ይመስል👇Step 1 |Antalya - ...
18/04/2024



👉ሚያዝያ ዕለት 13 እስካብ ዕለት 20 ዝፀንሕ ውድድር ቱር ቱርኪ ኣብ ቱርኪ ክካየድ'ዩ።
👉እዚ ንሸሞንተ መዓልቲ ዝፀንሕ ውድድር ቱር ቱርኪ እዚ ዝስዕብ ይመስል👇
Step 1 |Antalya - Antalya
2024-04-21 135.
Step 2 |Kemer - Kash
2024-04-22 190.4.
Step 3 |Fethiye - Marmaris
2024-04-23 154.4.
Step 4 |Marmaris - Bodrum
2024-04-24 136.8.8
Step 5 |Bodrum - Kusadasi
2024-04-25 181.9
Step 6 | Kusadasi – Manisa
2024-04-26 165.8.8
Step 7 | Izmir - Izmir
2024-04-27 179 .
Step 8 | Istanbul - Istanbul
2024-04-28 110.
👉ኣብዚ ዝመፅእ ዘሎ ሚያዝያ ሰንበት ዕለት 13 እስካብ 20 ዝካየድ ውድድር ካብ ፍርያትና ካብ ትግራይ ዝወፀ ብሉፅ ተወዳዳሪ ብስክሌት አብቲ ውድድር ክሳተፍ'ዩ።
👉ንፕ.ፕሮፌሽናል ተወዳዳሪ ብስክሌት ኣብዚ ዝካየድ ውድድር ፅቡቅ ውድድር ክኮነሉ ንምነ🙏🙏

  ሎሚ ዕለት 6/7/2016 ዓ.ም ኣብ ኣንካራ ጨወታታት ሙሉእ ኣፍሪካ ኣብ ዝተካየደ ናይ ውልቀ ሰዓት ውድድር  ብደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኢሊትን/Elite/ ትሕቲ 23 ዓመትን /U23...
16/03/2024



ሎሚ ዕለት 6/7/2016 ዓ.ም ኣብ ኣንካራ ጨወታታት ሙሉእ ኣፍሪካ ኣብ ዝተካየደ ናይ ውልቀ ሰዓት ውድድር ብደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኢሊትን/Elite/ ትሕቲ 23 ዓመትን /U23/ ውድድር ዝተካየደ እንትከውን ውፅኢት ድማ እዚ ዝስዕብ ይመስል። Kiya Jemal


1, Kagimu Charles
2, Geary Dillon
3, Downs Brandon Africa

/U 23 /
1,Dillon Geary = South Africa
2,kiya jemal = Ethiopia 🇪🇹
3,De comarmond =Mauritius

ኮይኖም ውድድሮም እንትዛዝሙ ብናይ ደቂ ኣንስትዮ ድማ እዚ ዝስዕብ ይመስል..


1, Halbwaches = Mauritius
2, Ukpeseraye = Nigeria
3, Young = South Africa

#ትሕቲ23 /U23/
1, Adiyam = Eritrea
2,Houili = Algeria
3, suzana = Eritrea
5.Serkalem =Ethiopia 🇪🇹


Ethiopian Sport Page - የኢትዮጵያ ስፖርት ገፅ
Tigray Breaking News - ሰበር ዜና ትግራይ
Zara Sport

 ኣብ ትግራይ ብጥቅምቲ 3 ዝጅመር ብሄራዊ ሓዘንን መርድእን ኣብ ሃገረ ሱዳን መዕቆቢ ስደተኛታትን ከተማታት ከምዝሳለጥ ተፈሊጡ።ምእንተ ሃለዋትን ደሕንነትን ህዝቢ ትግራይ እንኮ ህይወቶም ዘወፈ...
12/10/2023



ኣብ ትግራይ ብጥቅምቲ 3 ዝጅመር ብሄራዊ ሓዘንን መርድእን ኣብ ሃገረ ሱዳን መዕቆቢ ስደተኛታትን ከተማታት ከምዝሳለጥ ተፈሊጡ።

ምእንተ ሃለዋትን ደሕንነትን ህዝቢ ትግራይ እንኮ ህይወቶም ዘወፈዩ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዘሰናድኦ መርሃግብሪ መሰረት መርድእ ከምዝሳለጥ ካብ ህዝባዊ ምምሕዳር መዕቆቢ ስደተኛታትን መተሓባበርቲ ማሕበር ተጋሩ ሱዳንን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ይሕብር።

ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ልእክቶ ህዝብን መንግስትን ተዓጢቆም ረዚን መስዋእቲ ዝኸፈሉ ጀጋኑ ስድርኦም ናይ ምርዳእ ስነስርዓት ኣብ ሱዳን መዕቆቢ ስደተኛታት ተነድባ፣ ኣምራኩባን ሓሸባን ሓዊሱ ኣብ ኩለን ከተማታት ሱዳን እዉን ክሳለጥ እዩ።

መስዋእቲ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ብሕራነ መፃኢት ትግራይ ንምህናፅ እንረባረበሉን ቃል ስዉኣትና ብተግባር እንፍፅመሉን ክኾን ይግባእ ዝበሉ እቶም መተሓባበርቲ ነዙይ ብሄራዊ ሓዘን ንምስላጥ ድማ ምድላዋት ከምዝተወገኑ ተፈሊጡ ኣሎ።

ጉዳይ ስድራ ሰማእት ጉዳይ መንግስቲ ትግራይን ህዝብን ስለዝኾነ ዝግባእ ክትትልን ድጋፍ ከምዝግበረሎም ድማ መተሓባበርቲ መዕቆቢ ስደተኛታትን ከተማታትን ገሊፆም ኣለዉ።

ስድራ ስዉኣት ምሕብሓብን ምፅንዕናዕን ሓላፍነት ሕድሕድ ትግራዋይ ብምኻኑ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ተጋሩ ግቡኦም ክዋፃኡ ፃዉዒት ቀሪቡ ኣሎ።

መድሃኔ ግደይ
TMH

04/10/2023

ዕቱብቲ መዓንጣ ፣ ገና ብዕሸልኪ
እዋን ሓራርሶ ፣ ኣብ ውድቅቲ ለይቲ
ስለ ፍቕሪ ህዝቢ ፣ ካን ሰፍሰፍ ዝበልኪ
ናይ ብፂተይ ፍቕሪ ፣ ታይ ክርስዓኪ😭

25/09/2023

ሓመድ ግዲ ተሳሓኑ ኣፍ ጥራሕ ኣይኮነን " ያዝ በለው" ካብ ተባሃለ እስካብ እናቴ ኣባቴ እትብል ሓዝ 🤗

ኣደ ታይ ገድሹኪ ኢኺ ባ ትተብዒድርዕኺ ገቢርኪ -ላሕ ትብሊ ክትፀንዒኣደ -ስቕ ኢልኪ -እንዶ ግዳ ንብዒ   ከምቲ  ንቡር ናይ ወላድ ቅጥዒ ኣኽለኪ መቐነትኪ -ፍትሒ ቃንዛ ነዊሕ ስቓይኪ -ኣቃ...
19/09/2023

ኣደ ታይ ገድሹኪ ኢኺ ባ ትተብዒ
ድርዕኺ ገቢርኪ -ላሕ ትብሊ ክትፀንዒ
ኣደ -ስቕ ኢልኪ -እንዶ ግዳ ንብዒ
ከምቲ ንቡር ናይ ወላድ ቅጥዒ

ኣኽለኪ መቐነትኪ -ፍትሒ
ቃንዛ ነዊሕ ስቓይኪ -ኣቃልሒ
ኣብዘይትስምዕሉ ኣይትላሕልሒ
እህህታኺ ኣይተናውሒ

በቃ ‘ቲ ወላድ ነብስኺ ዝነግረኪ እመኒ
ንቡር ፍተኒ #ከምሰብ ‘ሰብ ‘ኮይንኪ ሕዘኒ

ሰብነትኪ እናመንጠልኪ ኣይትሽጢ
ንላውጣ ‘ህይወት -ሓርነት ‘ዘይብሉ -ኣይተላውጢ
ጥቕሉል ሂብኪ -ማልስ ስውእ ውሉድኪ እንትሓቲ
መሻርፍ የብልናን ኢሎም ክመልሱኺ መንዛዕቲ

ብገዛእ ሃፍትኺ ሽቑረራ ሸሚትኪ ኣይትምፅኢ
ካብዘይትሰትይሉ ፣ዘይትረውይሉ ሽያኽ :ንመን ኢኺ ደም ውልድኪ -ትመልእዮ ትገንኢ

ወወሊድኪ -ትሕንዘፊ?
በቃ እንዶ ኾነኪ -ታኣነፊ
ኣደ ! በቃ ክተዕርፊ -ዘይትነፅፊ?
ክንደይ ግዜ ጫፍ ክብሪ ሪእኺ ክትኩለፊ

ደገኺ እናመስከረ-ንውሽጢ ትሓሚ
ውሸቐኺ ላሕሊሑ ከሎ -ታይገደሸኪ ትሰጥሚ

ውሉድኪ ተኾነ ንሓሞቱ ዋላ ንሞቱ ሓንቲ ቃል -“ጅግና “ እንዳኣሉ ዝሽለም
ብድሕሪኡ ወላድ ማህፀንኪ ይፅለም :ሕድሪ ደቅኺ ይጥለም
#ኣኸለ
በልስኪ ኣእኺለ!

ክንደይ ሻዕ ኢኺ ‘ሞ ክትተብዒ :
ንዘይትርእዮ ክትሰምዒ
ንዘይትበልዕዮ ክትጠምዒ ?
ኣይትፅንዒ :በቃ ንብዒ

ድርማሞ ፀጉርኺ መዓዝ ዩ ክፍታሕ
ፀሊም ክዳንኪ ካብ ነብስኺ ለቒቑ ዝስጣሕ
መግለፂኺ ኣይከምኡን -ከምቲ ዛንታኺ ኩሉ ኩርኳሕ

መዓዝ እዩ ልዳት ገዛኺ -ዕልልታ ክሓልፎ
ደገ ኣፍ ቤትኪ -ዳስ ሓጎስ ዘይሩ ዝውንዘፎ ?
ሕሩር ኣንጀትኪ -መዓዝዩ ክረክብ ጠሊ
ጉልባብ ሓዘንኪ -ካብ ዝባንኪ ታኣልዩ ዝበሊ ?

ክደርቕ - ክጠግግ-‘ቲ ሕዱር ቁስሊ
በቃ እንዶ ! ኣደ ‘በቃ’ ኾነኒ በሊ
ቅናትኪ ፍትሒ -ንብላሽ ኣይትዓቅሊ
ሰብ እንዲኺ ስጋ ለበስ -ንቃንዛኺ እንዶ እመኒ
ንቡር ፍተኒ -ከም ሰብ ሰብ ኮይንኪ ሕዘኒ !

🥹😭 #ኣነ

18/03/2023

ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይብዛሕ

17/01/2023

አራዊት ሰራዊት #ሻዕብያ ናብ ከተማ #ዓድግራት ብፅርግያ አትዮም ተመሊሶም ኣብ ድፋዕ ከተማ ቀርሰበር ይርከቡ.....

19/11/2022

ስለ ወልቃይት መደመጥ የሚገባው

13/11/2022

ኩሉ ከኣልይ ፀዋር 😍🥰 ዋሕስ ህዝበይ😍🥰

12/11/2022

ናይሮቢ

11/11/2022

እውነታው

መምህር ልደቱ ገ/ስላሰ ማስትሬት ድግሪ ኣለዎ። ኣብ ዩኒቨርስቲ ሐዋሳ ንልዕሊ ሸውዓተ ዓመት ኣብ ምምህርና ሰሪሑ። ናብ ትግራይ ብምምፃእ ኣብ ዩኒቨርስቲ ራያ  ክፍሊ ትምህርቲ ኣኒማል ሳይንስ ...
10/11/2022

መምህር ልደቱ ገ/ስላሰ ማስትሬት ድግሪ ኣለዎ። ኣብ ዩኒቨርስቲ ሐዋሳ ንልዕሊ ሸውዓተ ዓመት ኣብ ምምህርና ሰሪሑ። ናብ ትግራይ ብምምፃእ ኣብ ዩኒቨርስቲ ራያ ክፍሊ ትምህርቲ ኣኒማል ሳይንስ ይመርሕ ኔሩ።

ብሰንኪ ኩይናት ንኣስታት ክልተ ዓመት ብዘይ ደሞዝ እሞ ድማ ስድራ ሒዙ። ሕጂ ውሱናት ኣቕሓ ኣብ ሜዳ ዘርጊሑ ንቤተሰቡ ንምዕንጋል ደፋእፋእ ይብል ኣሎ። ስቓይ ህዝብና ተዘሪቡ ኣይውዳእን'ዩ።

ካብ Tig Tv

10/11/2022

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ተኻይዱ እዩ። ሕዚ እውን መዓልቲ ድሕሪ ምፍራም ውዕል ሰላም፣ ክሳብ ሕዚ ረድኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ኣይተፈቕደን ዘሎ። ብቐዳምነት ረድኤት ንኽኣቱን እቲ ሰላም ክዕቀብን ክንጽዕር ኣለና። ብዘይካኡ ግን ኣብ 2022 ሕብረት ኣውሮጳ ጀኖሳይድ ዝፈጸሙ ብዘይ ተሓታትነት ክኸዱ ከፍቕድ የብሉን
ባሪ ኣንድሩስ
ተወካሊ ኣየርላንድ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳ

A week after a ceasefire agreement, where is the humanitarian aid response for the 6 million people in the Tigray region in Ethiopia?

Food and medical assistance are now critically needed.
EU shouldn't allow genocide go unpunished in Tigray in 2022

Barry Andrews MEP
Member of the European Parliament for Dublin

10/11/2022

የኢትዮጵያ መከላከያ አባላት TDF የተቆጣጠራቸው አካባቢዎች ገብተው ሬሳዎችን ሲቀብሩ የሚያሳይ ምስል

ከቀናት በፊት ሬድዋን ሁሴንም ተናግሮት ነበር

10/11/2022

#ሰልጠነ: ካብ ጀነራላት ኤርትራ ከም ወዲ ወረደ ኣብ መድረኽ ዓለም ብኢንግሊዝኛ ክረዳዳእ ዝኽእል ኣሎ ዶ?

: ብትግርኛ እኳ ክረዳድኡ ዘይክእሉስ - አየናይ ትምህርቲ ኣለዎም 😂

21/10/2022



ነበር ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ዘተ ሕብረት ኣፍሪቃ ክሳተፍ እዮ።
(ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት)

 🤔========================እንታይ ዝብልዎ ምሕረት እዩ ህዝብና ምሕረት ዶ ይረክብ ኣሎ'ዩ? በቲ ብድሮን ብከቢድ መሳርሒ ብጥሜት ብሕማም  እናተሳቀየን ካብ ቦታ ናብ ቦታ እናተሰ...
21/10/2022

🤔
========================
እንታይ ዝብልዎ ምሕረት እዩ ህዝብና ምሕረት ዶ ይረክብ ኣሎ'ዩ? በቲ ብድሮን ብከቢድ መሳርሒ ብጥሜት ብሕማም እናተሳቀየን ካብ ቦታ ናብ ቦታ እናተሰደደ ሓሳረ መከርኡ እናረከበ ፎቀዶ ሽንጥሮታት እናሞተ ይርከብ እምበር ምሕረት ኣይረከበን!!

~ህዝብና ሰኣን መድሓኒት እናተሳቀየን እናሞተን ክቀትሉና ንዝመፁ ዝሓመሙ ይኩን ንዝቆሰሉ ካብ ዘለና መድሓኒት ሕክምና እናሃብና እናተንከባከብና ኣፅኒሕና!

~ ካብዛ ዝተማረኩላ ግዜን ሰዓትን ኣትሒዝካ ህዝብካ ጠምዩ እናሃለየ ቁርሲ ምሳሕ ድራር እናተበሃለ እናቀለብካ ኣፅኒሕካ ምስዳድ እንታይ ዝብልዎ'ዩ!

"ኣይትብከ እዩ ዘብክየኒ በለ"

11/10/2022

የምርኮኞች አንደበት

19/09/2022

| ተቃውሞ - ንሊያ ታደሰ |

ተቃውሞ ተጋሩ ነበርቲ ኒውዬርክ ኣብ ልዕሊ ሞግዚት ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ!!

18/09/2022

የ11 ክ/ጦር ሙርከኛ አዛዦች ወግ ፣ መስከረም 08 2015 ዓ/ም

10/09/2022

እንዃዕ ናብ 2015 ዓ.ም ኣብፅሓና
እዚ ሓድሽ ዓመት ዓመተ ሰላም ራህዋ ጭንቂ ህዝብና ዝቅንጠጠሉ ሓድነትና ካብ ዝነበሮ ዝጥንክረሉ ዘመነ ይግበረልና

29/06/2022

T.D.F ዓይነይ ንበረለይ 🥰

17/06/2022

እኔ ጦጲያዊ ነኝ ለመከላከያ አቆማለሁ ብለህ አደባባይን የወጣህ ጦጵያዊ🤔

10/06/2022

ድቃስ ዕረፍቲ ከመይ ጌራ ክትመፅእ ደም ትግራዋይ ኣጥፊእካ እማ መዓልትካ ምፅባይ እዩ ሎሚ'ዶ ፅባሕ'ዶ እናበልካ ክትነብር ኢካ

ተጋሩ ኣሕዋተይ በይዛኹም ነዛ ፎቶ ሼር በሉለይ ኣብ ገዛ ተዓፅየ ካብ ዝመውት ኢለ እየ!መዓዛ ኣበበ ይበሃል ተወሊደ ዝዓበኽሉ ኣብ መቐለ ዓዲ ሽምድሑን እዩ ሕዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣየር ጤና ዝ...
04/06/2022

ተጋሩ ኣሕዋተይ በይዛኹም ነዛ ፎቶ ሼር በሉለይ ኣብ ገዛ ተዓፅየ ካብ ዝመውት ኢለ እየ!
መዓዛ ኣበበ ይበሃል ተወሊደ ዝዓበኽሉ ኣብ መቐለ ዓዲ ሽምድሑን እዩ ሕዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣየር ጤና ዝበሃል ሰፈር ኣለኹ
ብሕማም ኮላሊት ካብ ልሳቐይ ፀኒሐ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ እዩ ናይ ኮላሊት ሕፅበት ልግበረለይ ቤተሰበይ ኩሎም ኣብ ትግራይ ስለልኾኑ ክሕግዘኒ(ከሕክመኒ ዝኽእል) ሰብ የብለይን እሞ ኣብ ገዛይ ሞይተ ከይርከብ ተጋሩ ኣሕዋተይ ደቂ ዓደይ ሓገዝኩም የድልየኒ ሎ ብዝኸኣልኩሞ ሓግዙኒ🙏

ክትሕግዙ ንእትደልዩ 👇
ማዓዛ 0926891250
67181425 ኣቢሲንያ ባንክ

Fyori Slassian

  ጀርመን 1,000 ፀረ ታንክ ናይ ጦር መሳርሒ 500 'Stinger' ካብ አየር ናብ አየር ሚሳኤላት ናብ ዩክሬን ከምእትልእክ ተናጊራ https://t.co/BxiS86fBFb
26/02/2022

ጀርመን 1,000 ፀረ ታንክ ናይ ጦር መሳርሒ 500 'Stinger' ካብ አየር ናብ አየር ሚሳኤላት ናብ ዩክሬን ከምእትልእክ ተናጊራ https://t.co/BxiS86fBFb

19/02/2022

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ትግራዋይነት posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share