Emun Infotainment

Emun Infotainment EMUN INFOTAINMENT

ብፁእ ኣቦና ኣቡነ ማትያስ እንኳዕ ብደሓን መፁ
01/03/2023

ብፁእ ኣቦና ኣቡነ ማትያስ
እንኳዕ ብደሓን መፁ

""ዘለኽዎ ባዕለይ እየ ልፈልጦ "ክጠፍእ ኣብ ሻቕሎት ለሎ ህዝቢ ከይሓርስ ይኽልኸልሎ
08/05/2021

""ዘለኽዎ ባዕለይ እየ ልፈልጦ "

ክጠፍእ ኣብ ሻቕሎት ለሎ ህዝቢ ከይሓርስ ይኽልኸልሎ

ስልጣን ዝሃረፈ መንግስቲ ኣብዩ ናይ ስልጣን ግዝኡ ልምንዋሓ ካብ ዝገብሮም መንገድታትኸዚውን ቐፂሉሉሎ ናይ ምዝባ ግዘ ሎሞዓንቲ ድሕሪ ሰዓት  ምርጫ ቦርድ ኣናዊሕዎሎ
07/05/2021

ስልጣን ዝሃረፈ መንግስቲ ኣብዩ
ናይ ስልጣን ግዝኡ ልምንዋሓ ካብ ዝገብሮም መንገድታት
ኸዚውን ቐፂሉሉሎ ናይ ምዝባ ግዘ ሎሞዓንቲ ድሕሪ ሰዓት
ምርጫ ቦርድ ኣናዊሕዎሎ

ኣምባሳደር ጀፍሪ ፈልትማን፡ ነቲ ኣብ ትግራይን ካልኦት ከባቢታትን ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣጋጢሙ ዘሎ ጸጥታዊ ብሆታት ንምክትታል ብፕረዚደንት ባይደን ምምዛዙ ይፍለጥ።እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀር...
07/05/2021

ኣምባሳደር ጀፍሪ ፈልትማን፡ ነቲ ኣብ ትግራይን ካልኦት ከባቢታትን ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣጋጢሙ ዘሎ ጸጥታዊ ብሆታት ንምክትታል ብፕረዚደንት ባይደን ምምዛዙ ይፍለጥ።

እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ካብ 4 ግንቦት ክሳብ 13 ግንቦት 2021 ናብ ሃገራት ግብጺ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዑደት ክገብር ምዃኑ ተሓቢሩ ነይሩ።

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፡ ምስ መራሕቲ እዘን ሃገራት፡ ምስ ሕበራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ርክባት ከምዘካይድን፡ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ወሃብቲ ረድኤት ተረኺቡ ትዕዝብቱ ከምዘስፍር ተገሚቱ ኣሎ።ኣብቲ 4 ሰዓት ዝወሰደ ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ዝርርብ፡ ክልቲኦም ወገናት ብዛዕባ'ቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ዘሎ "ጸገማት" ከምዝተዘራረቡ ሚኒስተር የማነ ገብረመስቀል ጠቒሱ።

"ኣብቲ 4 ሰዓታት ዝወሰደ ርክብ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኤርትራ ነቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ ጸገማት ንምፍታሕ ኣብ ዝግበር ጻዕርታት ምስ ኣመሪካ ክትተሓባበር ድልውቲ ምህላዋ ኣስሚሩሉ" ክብል ኣቶ የማነ ገሊጹ'ሎ።

ኣምባሳደር ፈልትማን ብወገኑ፡ ሃገሩ ብዛዕባ'ቲ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ጸገማት ዝምልከት ዝሓዘቶ መረዳእታ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብሪሁሉ'ሎ።

ኤርትራ ሓይልታታ ካብ ግጭት ትግራይ ከተውጽእ ኣመሪካ ብተደጋጋሚ ክትጽውዕ ምጽንሓ ይፍለጥ።

ኤርትራ ብወገና፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ፡ ምስ ኣመሪካ "ብንጡፍ ጽምዶ" ክትሰርሕ ምጽንሓ ብምብራህ፡ ፖሊሲታት ዝሓለፉ ምምሕዳራት ኣመሪካ ኣብቲ ዞባ ኣሉታዊ ሳዕቤናት ነይሩዎም ክትብል ከሲሳ ነይራ።

ናይ ሕብራት መንግስታት ወኪል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኢሎም ጆባይደን ዝሓፀይዎ ጀፍሪ ፊልትማን ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ተዛትዩ።ንምዕባለታቱ ተፀበዩናENN ንህዝቢ ይሰርሕ
07/05/2021

ናይ ሕብራት መንግስታት ወኪል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኢሎም
ጆባይደን ዝሓፀይዎ ጀፍሪ ፊልትማን ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ተዛትዩ።
ንምዕባለታቱ ተፀበዩና

ENN ንህዝቢ ይሰርሕ

07/05/2021

ትግራይ ትዕወት

ኣብ ሕምብቲት ዝውዕል ዘሎመንግስቲ ኣብዩኣብ ግዝያዊ ምምሕዳራ ክልል ትግራይ ለውጢ ገይሩ ኣሎ"" ወጮ ተገልበጥኻዮ ወጮ"ናይ ብልፅግና ትግራይ  ፕሬዝደንት ዝኾኑ  ኣብርሃም በላይ ግዝያዊ ርእሰ...
06/05/2021

ኣብ ሕምብቲት ዝውዕል ዘሎ
መንግስቲ ኣብዩ

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳራ ክልል ትግራይ ለውጢ ገይሩ ኣሎ

"" ወጮ ተገልበጥኻዮ ወጮ"

ናይ ብልፅግና ትግራይ ፕሬዝደንት ዝኾኑ ኣብርሃም በላይ
ግዝያዊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገይሩ ሸይምዎም ኣሎ ።

06/05/2021

ኽቡራኝ ተኻታተልትና ቤተሰብ ይኹኑ

Let us be the for voiceless of voice
03/05/2021

Let us be the for voiceless of voice

02/05/2021

ብመጀመርታ እንኳዕ ኣብፀሐኩም

ገጢምና ለሎ ፈተና ክንዘልቆ ኢና ። ምእንቲ ልዓና ንምብዳህ እልፊ ኣሽሓት ሸያጥንን መላእኽቲ መሲሎም ተፋቒሮም እዮም። ልዓና ልምብዳህ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ተላዒሎም እዮም ። ዘይንብዳህ ንኾኖም ተለና ቐቲልናዮም እንትብሉ በዚሕና እናተገነና እንትወቕጡና ሃም ምስማር እናሰጠምና ኣቸጊርናዮም።
ዘብፁሑልና ብድሆታት እውን ብሓደ ደምፂ ኣብ መልሓሶም ዝተወቀጡና እስካብ ልመስሉ ፀርፍታት ኣባና እዝኒቦም
ቦምቢ ቁንቡላታት ኣዝኒቦምልና።

እንተ ኣንሕና ግና ኣብ ልሓደጉና ስለ ዘይንፀንሕ ምርካብ ኣቢናዮም ። ትግራዋይ ማለት ሃምዚ እዩ ። መሰሉ ብቕልፅሙ።
ዓወቱ ብደሙ። ኽብረቱ ብደቁ ። ፅንዓቱ ጫፍ ኣይብሉን ሓቡኡውን ሃምኡ ።

ትግራዋይ ናይ ዕንክሊል ጨዋታ ኣይጫወትን እኳ ደኣስ ዘዝመፆ ብድሆታት እናመዘዘ መፍትሒ የናድየሎም። ምቑዛም ኣይናዩን
ኣይንቑዝም እኳ ደኣስ ነታ ተሻጊናትና ዘላ ገመድ ኽልተ ዓይኒ ኣውፂእና ሽጋና ፍፈትሕ እዙይ ማለት እዩ ። ትግራዋይ

ኣብ ዘዝኸዶ ዓርሞሸሽ ኣብ ዘዝኣተዎ ዓወት
"""ትግራይ ትስዕር ""
ዓወትና ብስረና
መሰልና ብቕልፅምና

ጠጠው ኢሉ ክሸን ለይኸአለ መንግስቲ ኣብዩ።ኣፍታ ኮፍ ኢሉ ልሸነላሎ ዓዱ ኾይኑ ይፍክር ኣሎ😜😜😜😜😜😜
01/05/2021

ጠጠው ኢሉ ክሸን ለይኸአለ መንግስቲ ኣብዩ።
ኣፍታ ኮፍ ኢሉ ልሸነላሎ ዓዱ ኾይኑ ይፍክር ኣሎ
😜😜😜😜😜😜

28/04/2021
ኣንቶንኒ ብሊንከን ንኣፍሪካ ክጉብኑዩ እዮም
27/04/2021

ኣንቶንኒ ብሊንከን ንኣፍሪካ ክጉብኑዩ እዮም

23/04/2021

ህፁፅ ሓበሬታ

ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ
ካብ ዝዕፆ 4 መዓልቲ ገይሩ ኣሎ ነዚ ድማ
እቶም ዝመሓላለፉ መደባት ነቲ ትካል ሰራሕተኛታት
ዝምልከት ዘይኾነስ ካብ ፌደራል ብዝተዘርገሐ መስመር ምዃኑ ንሕብር

23/04/2021

ሎሞዓንቲ ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ
ፍሉይ ቦታ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ
ብሓንቲ ኦራል ዓይነታ መኪና ልዕሊ 50 ዝኾኑ ቆልዑ
ካብ ዘምፅእዎም ዘይተፈለጠ ወታደራት ኣብዪ ኣራጉፎሞም ኣለው።

ወፅዓን ግፍዕትታትን ህዝቢ ትግራይ
22/04/2021

ወፅዓን ግፍዕትታትን ህዝቢ ትግራይ

20/04/2021

ኣብ ቐረባ እዋን

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Emun Infotainment posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share



You may also like