Asimba Times

Asimba Times እዚ ፔጅ እዚ ዝኾነ ይኹን ሃይማኖታዊ፣ ፖለቲካውን ዘርኣውን ኣፈላላይ ከይገደቦ ንኩለመዳያዊ ዕቤትን ለውጥን ማሕበረሰብ ዝተግህ ነፃ መድረኽ እዩ ።

29/08/2024
😁
09/08/2024

😁

29/07/2024

With Asmelash Desta Tigray Tigrgni – I just got recognized as one of their top fans!

18/07/2024

ምክፍፋል ግምትን ህወሓትን ናብ ሰራዊት ንምውራድ ኣብ ምዕራብ ግምባር መራሕቲ ሰራዊት ይሰርሑ ኣለዉ ።

ፅባሕ ሰንበት ዕለት 09/10/2016 ዓ/ም ሰዓት3 ኣብ ከተማ ዓዲግራት ምስ ነባራት  ሰብ ብፅሒትን ሓደሽቲ መስረቲ ኣባላት ክኾኑ ዝደልዩ ኣባለትን ብዛዕባ ህልውኩነታት እቲ  ትካል ዘለዎ ብ...
15/06/2024

ፅባሕ ሰንበት ዕለት 09/10/2016 ዓ/ም ሰዓት3 ኣብ ከተማ ዓዲግራት ምስ ነባራት ሰብ ብፅሒትን ሓደሽቲ መስረቲ
ኣባላት ክኾኑ ዝደልዩ ኣባለትን ብዛዕባ ህልውኩነታት እቲ ትካል ዘለዎ ብርክን ናይ ቀፃሊ
ኣንፈታቱን ትልምታቱን ክዝቲ ኣብ ዓለም ለኸ ሆቴል ከንኣን ናይ ምክክር መድረኽ ኣዳልዩ
ይፅበየኩም ኣሎ።

እንኳንም ከብት ያልነበረኝ 😁
15/06/2024

እንኳንም ከብት ያልነበረኝ 😁

14/06/2024
መግለፂ _ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ____ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ከከፋፍሎ ኣብ ዝጀመሮ ሓገዝ እኽሊ ንዘጋጠመ ጉድለት ፅሬት ተሓታትነት ክረጋገፅ ይሰርሕ ምህላዉ ኣፍሊጡ።ሓይሊ ዕማም ህ...
11/06/2024

መግለፂ _ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ
____
ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ከከፋፍሎ ኣብ ዝጀመሮ ሓገዝ እኽሊ ንዘጋጠመ ጉድለት ፅሬት ተሓታትነት ክረጋገፅ ይሰርሕ ምህላዉ ኣፍሊጡ።

ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ኣብ 2ይ ዙር ሓገዝ እኽሊ ፤ ናብ 26 ወረዳታት 25 ሽሕ ኩንታል ዕፉን ምጉዕዓዝ ጀሚሩ ዋላ እንተነበረ ብሰንኪ ጉድለት ፅሬት እቲ እኽሊ ግና እቲ ሓገዝ ከይከፋፈል ምውሳኑ ይዝከር ።

ነዚ ኣመልኪቶም ኣባላት እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ እቲ እኽሊ ዝተበላሸወ፡ ፅሬት ዘይብሉን ንጥዕና ሓደጋ ብምዃኑን ወረዳታት ንህዝቢ ክዕድላ ከምዘይብለን ኣፍሊጦም።

ዛጊድ ናብ 13 ወረዳታት ትግራይ ዝተባፅሐ ልዕሊ 9 ሽሕ ኩንታል እኽሊ ዝተበላሸወን ባዕዲ ዝተሓወሶ ከምዝኾነን ኣባላት እቲ ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ተጋዳሊት ብርኽቲ ሃይለ፡ዶክተር ደጀን መዝገቦን ከያኒ ኢሳያስ ታደሰን ገሊፆም።

ኣብ ቐረብ እኽሊ ንዘጋጠመ ፀገም ፅሬት ኣመልኪቱ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ዕላው ከምዝግበር እቶም ኣባላት ኣፍሊጦም ።

#ብገ/መድህን _ተወልደመድህ

እንታይ ኢና በዲልና 😥
10/06/2024

እንታይ ኢና በዲልና 😥

10/06/2024

ኣይትቅተሉና ኣይትጭወዩና ኣይትድፈሩና ጓል ኣንስተይቲ ማለት ኣዴኹም ሓፍትኹም በዓልቲ ቤትኩም ጓልኩም እያ ። 😥

10/06/2024

ጥቅዓት ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ደው ይበል ። ✊

ኣብዚ ጉዳይ ህዝቢ ዓዲግራትን ከባቢኡን ዝረኽቦ ረብሓን ዝኸስሮ ነገርን ንዛተየሉ ። ቀፂሉ ብዛዕባ ሆስፒታል ዓዲግራት ዘለዎ ኹነታትን ዝበፅሖ ዘሎ ዕንወትን ብመን ዝብል ሓበሬታ ክነካፍለኩም ኢ...
15/01/2024

ኣብዚ ጉዳይ ህዝቢ ዓዲግራትን ከባቢኡን ዝረኽቦ ረብሓን ዝኸስሮ ነገርን ንዛተየሉ ። ቀፂሉ ብዛዕባ ሆስፒታል ዓዲግራት ዘለዎ ኹነታትን ዝበፅሖ ዘሎ ዕንወትን ብመን ዝብል ሓበሬታ ክነካፍለኩም ኢና ። sher & like ከይትርስዑ ።

14/01/2024

ኣይተ Getachew K Reda ብዛዕባ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ ነገር ኢድካ እንተሓዊስካሉ ኣደዳ ኣለም ገ/ዋህድ ከም ዝገብረካ ከይትሰሓሓት ።

14/01/2024

Asimba Times ናብ ስረሑ ክምለስ እዩ sher & like በልዎ ብዛዕባ ዓዲግራት ሆስፒታል መደንገፂ ሓበሬታታት ሒዙልኩም ክመፅእ እዩ ።

14/01/2024

ብዛዕባ ዓዲግራት ሆስፒታል ሓደሽ ዜና ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና ። እቲ ትካል ብዕሊ ንምጥፋእ ንዩኒቨርስቲ ዓዲግራት /ንፌደራል ትካል/ ብውሸጠ ድለላ ይሽየጥ ከም ዘሎ ሓበሬታ በፂሑና ኣሎ ።

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Asimba Times posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Asimba Times:

Videos

Share