ገድሊ Plus

ገድሊ Plus ድምፂ ተጋደልቲ

06/03/2024

ዋዕሮ ትግራይ 💛❤

መርኣያ ፅንዓት ተ/ጋ ፅጌሬዳ ካሕሳይ ሎምዓንቲ ምሸት ተፀበዩና
05/03/2024

መርኣያ ፅንዓት ተ/ጋ ፅጌሬዳ ካሕሳይ ሎምዓንቲ ምሸት ተፀበዩና

28/02/2024

ንኡስ ዕድመ ልዕሊ 60 ኲናት ዝተሳተፈ መራሒ ሻለቓ - ጅግና ስዉእ ተ/ጋ ኣንገሶም ኣብርሃ
ሙሉእ ቃለ መሕትት 👇
https://youtu.be/ofTrup-CBQo

ኣደ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣንገሶም ኣብርሃ ሎምዓንቲ ምሸት ተፀበዩና
28/02/2024

ኣደ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ኣንገሶም ኣብርሃ ሎምዓንቲ ምሸት ተፀበዩና

23/02/2024

ተኹሲ ምስተኸፈተ ንጀነራል ተሸኪመ ኣዉፂኣዮ Vip ዓጃቢ ኮማንዶ ተ/ጋ ሄርሞን
ሙሉእ ቪድዮ ኣብ Youtube Channel 👇
https://youtu.be/lysshxiemR8

ተ/ጋ ኮማንዶ ሄርሞን ገ/ማርያም ሎምዓንቲ ምሸት ኣብ ገድሊ Plus ተፀበዩና
23/02/2024

ተ/ጋ ኮማንዶ ሄርሞን ገ/ማርያም ሎምዓንቲ ምሸት ኣብ ገድሊ Plus ተፀበዩና

18/02/2024

ኣደይ ከይተንብዑለይ ኣለኹ እየ ተኣሲረ - ኣደ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ገሬ ነበለት
ሙሉእ ቪድዮ ኣብ youtube Channel👇
https://youtu.be/kOry6b_jLXM

ገሬ ነበለት ኣሎ ብሂወት ገንዘብ ስደዱ 💔  #ሼር🙏================================ኣፀደ ወ/ገብርኤል ይብሃላ ኣደ ስዉእ ተጋዳላይ  #ገሬ ነበለት እና ስዉእ ተጋዳላይ  #ዓ...
18/02/2024

ገሬ ነበለት ኣሎ ብሂወት ገንዘብ ስደዱ 💔 #ሼር🙏
================================
ኣፀደ ወ/ገብርኤል ይብሃላ ኣደ ስዉእ ተጋዳላይ #ገሬ ነበለት እና ስዉእ ተጋዳላይ #ዓስበይ እየን ።
ከምዚ እዩ ዝታሪኽ ን ወላዲትና ኸመይ ከም ዘለዋ ንምርኣይ ኣነ ምስ መሳርሕተይ ገድሊ Plus Media ናብ ወረዳ #እንባስነይቲ ጣብያ ዓደርጌቶ ብምኻድ ወላዲትና #ረኺብናየንን ቃለ መሕትት እዉን ጌርናለን ። እተን ኣዴና #ድቃስ ዝከልኣንን ብተደጋጋሚ ዝዛረብኦን ዝሓትኦን ሓደ ነገር ኔሩ
ወደይ ገሬ ነበለት ኣበይን #መዓዝ ተሰዊኡ ወደይ ኣበይ ጠፊኡ ይብላ ።
ንሕና እዉን ኣዚና ሓዚና ኣብ ገዛ ዘሎ #ንእሽተን ሓዎም ንምንታይ ከምዚ ኮይነን መርድእ ኣይተነገርኩምን ዲኹም ኢለ ሓቲተዮ ንሱ እዉን ተረዲእና ኢና #መዓልቲ መርድእ ገሬ ሓወይ ዶንግዩ ዝመፀ እንትኾን መዓዝን ኣበይን ከም ዝተሰዉኣ ምንም ሓበሬታ የብልናን ኢሉ መለሰለይ።
ብዚ ምኽንያት እዩ በዓል ታሪኽ #ወደይ ከመይ ኢሉ ታሪኹ ዘይንገረኒ ኢለን ዝጭነቃ ዘለዋ እዚ ከይኣኽለን እዉን #ኣታሊሎም ገንዘብ ክሰርቁ ዝደለዩ ስልኪ ብምድዋል ገሬ ነበለት #ብሂወት ኣሎ እዩ #ኣዋሽ 40 ተአሲሩ ገንዘብ ለኣኹለይ ይብለኩም ኣሎ እናበሉ ኣብ ልዕሊ ሓዘን ደቀን ካሊእ ጭንቀት ሻቅሎትን ፈጢሩለን ኣሎ ።

¤ እዚ ፅሑፍ ተንብብዋ ዘለኹም ኣሕዋተይ ታሪኽን መስዋእቲ ጅግና ተጋዳላይን በዓል ታሪኽ ገሬ ነበለት ብንፁር ትፈልጡ ተሃሊኹም ብዉሽጢ መስመር ርኸቡኒ።

*ሼር ብምግባር እዘን ኣዴና ካብዚ ጭንቀት ነዉፅኣየን🙏
ገድሊ Plus

ኣደ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ገሬ ነበለት  ፅባሕ ምሸት ተፀበዩና https://youtu.be/4rd_SmNLkXc
17/02/2024

ኣደ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ገሬ ነበለት ፅባሕ ምሸት ተፀበዩና
https://youtu.be/4rd_SmNLkXc

12/02/2024

ምሳይ ወዲቑ ዘሎ ብፃይ ኣበይ ይህሉ ? - ግምባር ሚሌ ቀሪፀያ

ታሪኽ እዛ ምስሊ ብ ኣንደበት በዓል ታሪኽ ፅባሕ ምሸት ተፀበዩና
11/02/2024

ታሪኽ እዛ ምስሊ ብ ኣንደበት በዓል ታሪኽ ፅባሕ ምሸት ተፀበዩና

02/02/2024

ካብ ነብስና ስጋ ኢና ሂብናያ ንትግራይ - ተ/ጋ ኣብርሃ ጫሕማይ
ፍትሒ ንውፃዕ መዓት ተጋዳላይ ትግራይ!

ሽልማት እምበር ማእሰርቲ ኣይግብኦምን። ፍትሒ ንውፃዕ መዓት ተጋዳላይ ትግራይ!
02/02/2024

ሽልማት እምበር ማእሰርቲ ኣይግብኦምን።
ፍትሒ ንውፃዕ መዓት ተጋዳላይ ትግራይ!

01/02/2024

'ፀላኢኺ ይንባዕ '' - ኣርሚ 50 ሬድዮ ኦፕሬተር ኮማንዶ ዋዕሮ ተጋዳሊት ኣበባ ዓምዱ

ድምፅና ይሰማዕ
01/02/2024

ድምፅና ይሰማዕ

29/01/2024

ፈለማ ኣነ እየ ንፍቕሪ ሓቲተዮ _ ጅግንነቱ ብፍቕሪ ስዒሩኒ _ ናይ ሻለቃ ሬድዮ ኦፕሬተር ተ/ጋ ሚልየን ገ/ሂወት
ሙሉእ ቪድዮ ኣብ Youtube ቻናል
https://youtu.be/npatgc1LxPE

እንኳዕ ወሊድኺ ንምስዓም ኣብፅሐኪ ዋዕሮ ተጋዳሊት 💛❤ፅባሕ ምሸት ተፀበዩናገድሊ Plus
28/01/2024

እንኳዕ ወሊድኺ ንምስዓም ኣብፅሐኪ ዋዕሮ ተጋዳሊት 💛❤
ፅባሕ ምሸት ተፀበዩና
ገድሊ Plus

26/01/2024

ስዉእቲ ተጋዳሊት ርግበ 💔
ኽዳነይ ጌራ እያ ኣትያ

ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና ኢኻ 💛❤
24/01/2024

ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና ኢኻ 💛❤

፨ ህይወት አዛ ዋዕሮ ነትርፈላ  #ሼር🙏ተ/ጋ ሰላም ገ/ሄር ትብሃል ኣብ ትግራይ ብዝተኣወጀ ዘርኢ ምፅናት ንምምካት በረኻ ወሪዳ።ተ/ጋ ሰላም  #ክልተ ግዘ መዉጋእቲ ዝገጠማ እንትኾን ፈለማ ኣ...
22/01/2024

፨ ህይወት አዛ ዋዕሮ ነትርፈላ #ሼር🙏

ተ/ጋ ሰላም ገ/ሄር ትብሃል ኣብ ትግራይ ብዝተኣወጀ ዘርኢ ምፅናት ንምምካት በረኻ ወሪዳ።ተ/ጋ ሰላም #ክልተ ግዘ መዉጋእቲ ዝገጠማ እንትኾን ፈለማ ኣብ #እግራ ተወቂዓ እሱ ከይሰኮና ጨርቂ ብምእሳር ንቅድሚት ቀፀለት ኣብቲ ፅዕፁዕ ኲናት ግምባር ምዕራብ ንመበል ካልኣይ ግዘ ብ #ስናይፐር ኣብ ከብዳ ተወቕዐት። ተ/ጋ ሰላም ልዕሊ 5 ግዘ ናይ #ከብዲ መጥባሕቲ ዝገበረት እንትኾን ን ሸዉዓተ ወርሒ #ብኸብዳ ፍታን ትፍትን ኔራ። ተ/ጋ ሰላም አብ ናይ ፈለማ መዉቃዕታ #ኣንጉዕ ናይ እግራ ብምፍሳሱ ከም ልባ ኣይትኸድን ኣብዚ ካልኣይ መዉቃዕቲ #ማህፀና ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከምኡ እዉን ሓያል ቃንዛ ኣብ መገጣጥም ሕቆኣ ኣብፂሑላ።ተ/ጋ ሰላም ብዘለዋ ቃንዛ ን #መዓልቲ 6 መርፍእ ብሓካይም ዝወሃባ እንትኾን ኣብ #ገድሊ plus ቀሪባ ከም ዘገለፀቶ #ተወሳኺ 10 ክኒና ብዘይ #ሓኻይም ፍቃድ ኣፍልጦን ትወስድ። ተ/ጋ ሰላም #ንክትሕከም 1.5 ሚልዮን ዝተብሃለት እንትኾን ንዛ ዋዕሮ ብሞራል ከምኡ እዉን ብ ገንዘብ ንክትሕግዝዋ ብሽም ገድሊ plus ንፅዉዕ🙏

👉 0992952039 ተ/ጋ ሰላም ገ/ሄር
👉 1000539866517 ንግድ ባንክ

*ሼር ብምግባር ነብፅሕ🙏

ገድሊ Plus

21/01/2024

7 ወርሒ ፍታን ብኸብደይ _ ንመዓልቲ 10 ክኒና ብዘይ ሓኪም ፍቓድ - ተ/ጋ ሰላም ገ/ሄር




👉 0992952039 ተ/ጋ ሰላም ገ/ሄር
👉 1000539866517 ንግድ ባንክ

*ሼር ብምግባር ነብፅሕ🙏

ጥምቀት ምስ ዋዕሮ ተ/ጋ ሰለም ሎምዓንቲ ምሸት እንኳዕ ኣብፅሐኩም 💛❤
20/01/2024

ጥምቀት ምስ ዋዕሮ ተ/ጋ ሰለም ሎምዓንቲ ምሸት
እንኳዕ ኣብፅሐኩም 💛❤

ኣዶ ምስ ዉላዳ 💛❤
17/01/2024

ኣዶ ምስ ዉላዳ 💛❤

ንብዛሕ💛❤
13/01/2024

ንብዛሕ💛❤
















ፍሉይ ምድላዉ በዓል ልደት ምስ ጅግና ተጋዳላይ ኣብርሃ ጫሕማይ ኣብ ገድሊ Plus ተፀበዩና
04/01/2024

ፍሉይ ምድላዉ በዓል ልደት ምስ ጅግና ተጋዳላይ ኣብርሃ ጫሕማይ ኣብ ገድሊ Plus ተፀበዩና

Address

Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ገድሊ Plus posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share