Dimtsi Weyane ስፖርት

Dimtsi Weyane ስፖርት The Reliable Source

Address

Hawelti
Mekelle
7000

Telephone

+251344410544

Products

News, Educational programs, Sport news, Entertainment, and others

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Dimtsi Weyane ስፖርት posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Dimtsi Weyane ስፖርት:

Share

ብዛዕባ ትካልና

ድምፂ ወያነ ትግራይ ብሕጊ ፌደራላዊት ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ በዓል ስልጣን ብሮድካስት ኢትዮጵያ ፍቓድ ረኺቡ ዝንቀሳቐስ ንግዳዊ ትካል ሚድያ እዩ። ድወት ብ1972 ዓ.ም ኣብ ሳሕል ኤርትራ ተመስሪቱ። ገድሊ ትግራይ ክዕወት ኣብ በረኻታት ትግራይ ኣብ በዓትን ቋቑራን ስትድዮ ሰሪሑ ዜና ተጋድ ሎ ኣቃሊሑ። ህዝቢ ኣንቂሑ። ተጋዳላይ ወነ ክሰንቕ ገይሩ። ድሕሪ ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅሩብ ፀኒሑ ናብ ከተማ መቐለ መፂኡ። ንሕሉፋት ናይ ሰላምን ልምዓትን ናይ ቃልሲ መድረኻት እውን ዓጂቡ። ሰላም፣ ዲሞክራስን ልምዓትን ህዝባዊ መሰረት ክህልዎም ልሳን ህዝቢ ኮይኑ ኣገልጊሉ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድወት፤ ብክልተ ብሄራዊ ራድዮታት (ሓፂርን ማእኸላይን ማዕበል)፣ ብሸውዓተ ኤፍኤማትን ሓዱሽ ይጅመር ብዘሎ ቴሌቭዥን ድምፂ ወያነን ዕግበት ሰማዕቱን ተመልከትቱን ንምርዋይ ኣብ ስራሕ ዝርከብ ራድዮ እዩ። ከምኡ እውን ብድሕረ ገፁ www.dimtsiweyane.comን ኣብ ኦንላይን ሚድያ ድምፂ ወያነ ብኩሎም ኣማራፅታት ማሕበራዊ ሚድያን ኩሉሻብ ምስ ተመልከትቱ፣ ኣድመፅቱን ኣንበብቱን ኣሎ። ድምፂ ወያነ ትግራይ፡ ምንጪ ፅፁይ ሓበሬታ!