Nas Review

Nas Review North Network is a media which disseminates news and programs world wide via Website and Social Media

North Digital is a media which disseminates news and programs world wide via Website and Social Media Platforms.

03/03/2022

ዜና ትግርኛ ሰዓት 1፡00 - 24 ለካቲት 2014 ዓ/ም
-----

03/03/2022

ዜና ትግርኛ ሰዓት 6፡30 - 23 ለካቲት 2014 ዓ/ም
-----

18/08/2016

ከመይ ኣለኻትኩም ኣሕዋትን እስቲ እዛ እትስዕብ ግጥሚ ክእንግደኩም!

እንታይ ኮይኑ ንብዓተይ ብገፀይ ዝፈሰሰ
እናሃለወ ልበይ ዝሰኣነ መተርከሰ
እንታይ ኮይኑ ድኣ ዘረብረብ ብገፀይ
እዋናት ሓሊፎም ደራሪቓ ልበይ
እንታይ ነበሮ ኣታዮ ንውሽጢ እንዶ ምኾነ
እዚ ኹሉ ንብዓት ኣብ ልበይ ምመሰነ
ምመሰነ ኮይኑ መስኖ ሸዊት ሓጋይ ዝቦቕለሉ
ኣብ ሕዛእቲ'ቲ መስኖ ቀያሕ ዕምበባይ ዝረኽበሉ።

ኣቤል ጉዕሽ
ነሓሰ 2008

13/05/2016

ራሄል ቤተ ጥበብ
===========
@ ነዛ ምሉእ ዓቅማ ንጥበብ ዘወፈየት ሰብ እዚኣ እንትሓስብ (Rahel Blust) እንትሓስብ ድልየት ጥበብ መፅዩ ሽውሃተይ ይኸፍቶ።
@ ነዞም ኩሉሻብ ቀዳም ሰዓቶምን ጉልበቶምን ሰዊኦም ነዚኣ ከድምቁ ድፍእ ቅንዕ ዝብሉ መሓዙተይ እንትሓስብ ሓዱሽ ሓይሊ መንፈስ መፅዩ ንስራሕ የበረታትዐኒ።
@ እዚ በብቀዳም ኣብዚ ገዛ ንዝህልው ናይ ጥበብ ስራሕ ኣክቢሩን ፈትዩን ዝመፅእ ቃል ኪዳነኛ ተዓዳሚ ( #ኦድየንስ) እንትሓስብ ንዕኡ ዝምጥን ዶ ይስራሕ ይህሉ?? ይዓግብ ዶ ይህሉ?? ኣብ ዝብል ሓሳብ ክጥሕል ይገብረኒ።
ብዝኾነ ፅባሕ ቀዳም
ኩሉሻብ ቀዳም ካብ ሰዓት 9 ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ ዕዱማት ኢኹም።

Address

Bole Sub-City
Addis Ababa
1000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Nas Review posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Nas Review:

Videos

Share

Nearby media companies