👉ወደጀ ፈኸራ ተሻባሸብ ውራይ
ሕልሚ ዓባይ ትግራይ
😇ሓሶት ዝኣመነ ዘይናቱ ዝምነ ኣገናዕ ወያነ።ሀይ ላሎ ላላ
ባዕል ልቡም ጠዋይ መንገዶም ጥውይዋይ ወዳጀ ዘረባ ኣጅብ ጽንጹዋይ
ጭንቂ ዘይመሬትካ ዘይባሕርኻ ምድላይ
ኣብ ደሞም ሰሪጹ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ
ከምኡ ተኾይኑስ ደሰቆም እባ ጌሩ ሕሪሕራይ
ሓሶት ዝኣመነ ዘይናቱ ዝምነ ሳሓና ባ ወያነ
ካብ ሓደ ናብ ሓደ ፈጺሞም ዘይሕሹ
ጌጋ ዘይብሎም ደናቁር ዓያሹ
ዓይኖም እንዳራኣየ ናብ ሞት ዝእልሹ
ምሳና ዊዒሎም ነገር ዝእልሹ
፨፨፨፨፨፨፨፨፨
በሎም፡እስኪ ጅግና ኣርሒቆም፡ክገሹ
ዓያሹ ደናቁር ቁሩብ ዘይስቆሮም ዓዲ ኳላ ቁርሶም ኣስመራ ድራሮም
በሎም እስኪ ጅግና ኣርሒቆም ክገሹ
ኢልና እንዲና ትማሊ ኣርሒቆም ክገሹ ማዓስ ቃልና ቃል ወያነ ኮይኑ ከምኣያ እታ ሴፍና
ኣበይ ኣለዉ
ከምባዓል ስዮም፡መስፉን ሳዓብቶምን ማለት እዩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷viva Biniam ghirmay ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ቀዳማይ ወጽዩ..!
🇪🇷
ሕጂ ኣብ ዝተዛዘመ 189.4 ኪ.ሜ ኣብ ዝሸፈነ ውድድር ቀዳማይ መድረኽ ዙር Volta a la Comunitat Valencian : ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ቀዳማይ ወጽዩ ::
እንቋዕ ሓጎሰና !
Merry Xmas and Happy New year
ብሉጽ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቡ።
* ሎሚ ሮቡዕ 14 መስከረም 2022 ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር "ግራንድ ፕሪክ ደ ዋሎኒ" ሆላንዳዊ ተቐዳዳማይ ማትዪ ቫንደርፖል ቀዳማይ ደረጃ ክስራዕ ከሎ፡ ብሉጽ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቡ።
ቢንያም ድሕሪ ናይ ሎሚ ብሉጽ ውጽኢት ዘመዝገበሉ ውድድር ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተጠርኒፉ ናብ ውድድር ሻምፕዮን ዓለም ከምርሕ ምዃኑ ተፈሊጡ።
Biniam Girmay 🇪🇷 AMAZING SPRINT to 3rd place of Grand Prix Québec።ቢንያም ግርማይ 3ይ ደረጃ ሒዙ ኣብ canada Grand Prix Québec።
"ዜና ነገር ተበላሽዩ - ፈከራ ወያነን ይኩን ዕሱባት
ኣድጊ ንሓመዱ ዶ ፈልሲ ዶ ፈሲ ኮንቱ ኮይኑ"
"መራሕቲ ትርፍራፍ ግብረ ሽበራ ወያነ ካብ ወለዶም መንጢሎም ኣብ ባርዕ ኩናት ዘእተውዎም ህጻናት
ከም ዕስለ ኣንበጣ ይርሽንዎም ኣለው"
ትርፍራፍን ተስፋ ዝቆረጹን መራሕቲ ግብረ ሽበራ ወያነ
መዓንጣ ንዘይቆጸሩ ህጻናት ካብ ኣወለዶም መንጢሉ
ኣገዲዱ ብ25 ኪሎ ስርናይ ረዲኤት ምስ ዝለወጦም
ወሎዶም ዝተላዎጦም -
ኣብ ፍቀዶ በረካት ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ኣብ ኩናት ዘእተዎም ብድምጺ ጠያይትን መዳፍዕን ሰንቢዶም
በርጊጎም ንዝሃድሙ ህጻናት ተጋሩ -ከም ዕስለ
ኣንበጣ ብጠያይት የርግፎም ኣሎ።
ናይዚ ገበን ተሓተቲ እቶም እናረኣዩ ሰስቀጡ ኣከደምቲ
ጉጅለ ግብረ ሽበራ ኣሜሪካን ሃገራት ምዕራብን ባዕሉ
ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ዶኳኩኑን'ዮም።