SMF Kontaktinformation, kartor och vägbeskrivningar, kontaktformulär, öppettider, tjänster, betyg, foton, videor och meddelanden från SMF, Media, Stockholm.

17/07/2023
08/03/2023
26/01/2023

እዋናዊ ዘተ 25/01/2023

23/01/2023

ይግበሩ!©Copyright: Dimtsi Weyane TelevisionAny unauthorized use, copying or distribution is strictly...

18/10/2022

እዋናዊ መግለፂ ማእኸላይ ኮማንድ
ብድሆታት ሰጊሩ ህዝባዊ መኸተና ይዕወት!!
=================================================
ልፍንታውያን ወረርቲ ህዝቢ ትግራይ መሊኦም ንምፅናት ብኩሉ ግንባራት መጠነ ሰፊሕ ወራራት እናካየዱ እንትኾኑ ሰራዊት ትግራይ ድማ ህልውና ህዝቡ ንምሕላው ክብል ብዝገርም ፅንዓት ተሪካዊ ተጋድሎ የካይድ ኣሎ። ደመኛታት ፀላእቲ ኣብ ዝረገፅዎም ከባቢታት ህዝብና ብኣልማሚት ብምጭፍጫፍ እናካየድዎ ዝመፅኡ ጀኖሳይድ ብዝኸፍአ መልክዑ ይፍፅምዎ ኣለዉ።

እዞም ሓይልታት ጥፍኣት ብኩሉ ከባቢታት ዝጀመርዎ ቅሉዕ ውራር ኣጠናኺሮም ዝቐፀሉ እንትኾኑ ሎሚ 07 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ናብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣትዮም ኣለዉ። ሓየት ሰራዊት ትግራይ እውን ሓያል ናይ ሞትን ሕየትን ርብርብ ይቕፅል ኣሎ።

ኣብ እዋን ኩናት ናይ ከባቢታት ምድፍፋእ ባህርያዊ ኮይኑ እዞም ወረርቲ ሓይልታት ንከተማ ሽረ ሓዊሱ ንግዜኡ ገለ ገለ ከባቢታት ዋላ እንተተቖፃፀሩ ኣብ መወዳእታ ዓወት ናይ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብምርዳእ ዓቕሙ ዝፈቐደሉ ሕድሕድ ትግራዋይ ኩሉ ብፅንዓት ክምክት ይግባእ። ፀላእትና ናይ መወዳእታ ዓቕምና ተጠቒምና ብፅንዓት እንተዘይመኪትናዮም ነቲ ክሳብ ሕዚ እናፈፀምዎ ዝመፅኡ ግፍዕን በደልን ብዝለዓለ ብርክን ኣብ ታሪኽ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥን ብርሰት ኣብ ልዕሌና ከምዝፍፅሙ ብምግንዛብ ኩሉ ትግራዋይ ኩሉመዳያዊ ቃልሱ ከሕይል ማእኸላይ ኮማንድ ፃውዒቱ የቕርብ።

ክሳብ ሕዚ ፀላእትና ኣብ ዝረገፅዎምን ብመዳፍዕ ደብዳባት ኣብ ዘካይዱሎምን ከባቢታት ብርክት ዝበለ ንሞትን መቑሰልትን ተዳሪጉ ብኣማኢት ኣሽሓት እውን ካብ መረቤቱ ተመዛቢሉ ኣሎ። እቲ ካብ ጥይትን ሕማምን ከም ገለ ገይሩ ዝተረፈ ህዝቢ ትግራይ ካብ መረቤቱ እናመዛበሉ ብጥምየት ከርግፍዎ ኩሉ ዓይነት ጥፍኣት እናፈፀሙ እዮም።

ማሕበረሰብ ዓለም ነዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብና እናዝበፅሐ ዘሎ ኩለመዳያዊ በደልን ጥሕሰት ዓለምለኸ ሕግታትን ብዝግባእ ተረዲኡ ህፁፅ ፍታሕ ክህብን ግቡኡ ክዋፃእን ይግባእ። ስለዝኾነ ድማ ተፃብኦታት ብህፁፅ ጠጠው ክብሉን ሰብኣዊ ሓገዝ በዘይ ዓንቀፍቀፍ ናብ ትግራይ ንክኣቱን ማሕበረሰብ ዓለም ሓላፍነቱ ብህፁፅ ንክዋፃእ ማእኸላይ ኮማንድ ትግራይ ይፅውዕ።

ኣብ መወዳእታ ልፍንታውያን ወረርቲ ሓይልታት ህዝቢ ትግራይ መሊኦም ንምጥፋእ ዘሎን ዘየሎን ዓቕሞም ፀንፊፎም ብምጥቃም ዋላ’ኳ ይረባረቡ እንተሃለዉ ህዝቢ ትግራይ ህልውንኡ ንምርግጋፅ ኢሉ ቅኑዕ ዕላማ ሒዙ ብፅንዓት ፍትሓዊ ቓልሲ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ስለዝኾነ ንኩሎም ብድሆታት መኪቱ ብዓወት መሰስ ከምዝብል ኣየጣራጥርን። ስለዝኾነ’ውን ኩሉ ትግራዋይ ኣብዛ ወሳኒት ናይ ግጥም ምዕራፍ ንዘይተርፍ ዓወት ብኹሉ ዓቕሙ ከቲቱ ታሪኻዊ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ማእኸላይ ኮማንድ ደጊሙ ይፅውዕ።

ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና!!
ትግራይ ትስዕር!!
07 ጥቅምቲ 2015ዓ.ም
መቐለ

17/10/2022
08/10/2022
13/09/2022
07/09/2022

ንጉየ ንቀዳደም ኹልና ሓቢርና
ምእንታን ክንወፆ ዝፀላም ጋሊህና
SMF

03/11/2021
27/10/2021
ጁምዓ ሙባረክ ሰናይ ዕለት ንኹልና
02/07/2021

ጁምዓ ሙባረክ ሰናይ ዕለት ንኹልና

16/06/2021

ንሕና ብኽብሪ ንስዋእ ኢና ዘለና! ታሪኽ ስውኣትና ድማ ንዘልዓለም ኣብ ልዕሊ እዛ መሬት ብወለዶታት እናተዘከረን እናኸበረን ዝነብር እዩ! ምእንተ ሃለዋትን ደሕንነትን ህዝብና ዝኽፈል ዘሎ ክቡር ዋጋ ስለዝኾነ! ንሶም ግና ፋሽስታውያን ወረርቲ ስለዝኾኑ ብሕስረትን ውርደትን ይሞቱን ትሕቲ መሬት ይቕበሩን ኣለዉ! ወለዶ ከዘንትዎን ከኽብሮን ይትረፍ ክዝክሮ ዝኽእል ታሪኽ የብሎምን ኣይህልዎምን!

ንቕሰን ንፅናዕ! ሓዘን ናብ ውሽጥና ከይነእቱ! ንሱ እዩ ዓቐን ትግራዋይነትና! ድሌት ፀላእትና ክንሓዝን ክንስኮንን ክንንብርከኽን እዩ! ኣበደን! ንዙ ድሌቶም ዝፍፅም ኣይትግራዋይን! የመና እኳ ንሕርን ንፀንዕ ንውይን! ንሕና ትግራይ ኢና!

ኣብ ማእኸልን ምዕራብን ትግራይ ምስ ዕስለኦም ንዓፅዶም ንቐብሮም ኢና ዘለና! ገና መስተንክራዊ ስርሒትና ብዕምቆት ኣብ ሙሉእ መሬት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኩሎም ፀላእትና ክቕፅል እዩ! እኹል ምድላውን ዓቕምን ኣጥሪና ኣለና! ብዝሐሸ እውን እናደልደልና እናተሰጣጠምና ኢና!

ናይዙ ስዕረቶም ዓንፆ ዓንፆን ዓቕሊ ፅበትን ካሊእ ግፍዒ እውን ክፍፅሙ ይኽእሉ እዮም! ኣብ ኣፍ ሞት ዘሎ ኣራዊት ዓገርገር ምባሉ ንቡር እዩ! ዓገርገር ከየብዝሕ ግና ኣብ ቀልጢፉ ዘቃብፆ ፈሊኻ ትወቕዖ! መሪሕነትን ሰራዊትን ትግራይ ድማ ንዙ ዕዙዝ ዕማም እዩ ብብልሓትን ጥበብን ዘሳልጡ ዘለዉ!

ስውኣትና ክቡራት እዮም! ክብርን ሞገስን ንስውኣትና! ቃልስና መሪርን ሓፂርን እዩ! ዓወትና ድማ ናይ ግድን እዩ! ትግራይ ትስዕር!! ካሳ ሃይለማርያም

ጁምዓ ሙባረክ   ሰናይ ዕለት ንኹልና ትግራይ ትስዕር
11/06/2021

ጁምዓ ሙባረክ
ሰናይ ዕለት ንኹልና ትግራይ ትስዕር

Congratulations
01/06/2021

Congratulations

Adress

Stockholm

Webbplats

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när SMF postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Videor

Dela

Typ


Övriga Media i Stockholm

Visa Alla