Mekelle Express- ME

Mekelle Express- ME This page is A news page

ተደሊኺ ትትኩሲተደሊኺ ትሓርሲ ዋዕሮ ሓፍተይ........ አዝየ ይኾርዐልኪ
20/05/2024

ተደሊኺ ትትኩሲ
ተደሊኺ ትሓርሲ

ዋዕሮ ሓፍተይ........ አዝየ ይኾርዐልኪ

https://rumble.com/c/c-6146898/about
23/04/2024

https://rumble.com/c/c-6146898/about

",0);return i.querySelector("template").content}switch(r){case"thead":case"tbody":case"tfoot":case"colgroup":case"caption":return a("

23/04/2024
ውዕሎ ውግእ ከባብ ሃይቅ ወይ መርሳ ኣርሚ 33 ዝነበረ ኩነታት ክነግረኒ ዝኽእል ኣባል ‘ዶ ኣሎ ወላዲየይ ተጋዳላይ ስብሓት መሓሪ ( ናይ ገድሊ ሽሙ ወዲ ራያ) ሜካናይዝድ ኣብ ምንታይ ኮር፣ ...
12/01/2024

ውዕሎ ውግእ ከባብ ሃይቅ ወይ መርሳ ኣርሚ 33 ዝነበረ ኩነታት ክነግረኒ ዝኽእል ኣባል ‘ዶ ኣሎ ወላዲየይ ተጋዳላይ ስብሓት መሓሪ ( ናይ ገድሊ ሽሙ ወዲ ራያ) ሜካናይዝድ ኣብ ምንታይ ኮር፣ ክ/ሰራዊት ኣይፈለጥኩን፡፡ ናይ ክፍለጦር ኣመራርሓ ምንባሩ ግን ሰሚዐ፡፡ ኣብኡ ከምዝተሰወአ ድማ ሰሚዐ፡፡ እቲ ውዕሎ ግን ከመይ ነይሩ ምፍላጥ እሞ ይትረፍ መስዋእቱ እኳ ዘነግረና ስኢንና ባዕልና መስዋእቱ ኣልሽና ረኺብና፡፡ ናይ ምንኣስ ሓወይ ሃፍቶም ስብሓት እውን ብዙሕ ውዕሎኡ ኣይፈልጦን፡፡ ኣርሚ 22፣ ኳርተር፣ ሻለቃ 2፣ ሓይሊ 2 ደሓር ናብ ኣርሚ 43 ዝተቐየረት ምስኡ ዝነበርኩም በይዛኹም ብውሽጢ ተደሃዩኒ፡፡ ታሪኾም ምስናድ ኣድላይ ስለዝኾነ እዩ፡፡

10/01/2024

አንታ ክወግሕ እዩ እናበልካ ዝወገሐካ........ ሓፋሽ ከመይከ ኣለኻ ? ወጊሕልካ ዶ' እባ?

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Mekelle Express- ME posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share

Category

Nearby media companies