ALAJE TIMES

ALAJE TIMES ራያ ዶብዓ ትግራይ ትዕወት ���

ALAJE TIMES ንምርካብ ናብ:-

like follow
https://www.facebook.com/profile.

 #ፍትህለሔቨንpedophilic disorder (ከህፃናት ጋር በወሲብ የመሳብ ትልቅ የአዕምሮ በሽታ)ይህ pedophilic disorder የተባለው ትልቅ የአዕምሮ እክል እጅግ ከባድ በሽታ ነው...
18/08/2024

#ፍትህለሔቨን

pedophilic disorder (ከህፃናት ጋር በወሲብ የመሳብ ትልቅ የአዕምሮ በሽታ)

ይህ pedophilic disorder የተባለው ትልቅ የአዕምሮ እክል እጅግ ከባድ በሽታ ነው ሰዎች በዚህ በሽታ በሚጠቁ ጊዜ ከ13 እና ከዚያ በታች እድሜ ባላቸው ህፃናት ላይ የወሲብ ፍላጎት እንዲኖራቸው ያደርጋል ፤ እነዚህ ሰዎች ሴቶችን ብቻ ሳይሆን ወንዶችም ላይ ይህንን የመፈፀም ፍላጎት ያድርባቸዋል ከላይ እንደተገለፀው ይህ ነገር ከባድ የአዕምሮ በሽታ ነው።

ምንም እንኳን በጥናት መረጋገጥ ባይችልም ሰዎች በልጅነታቸው ይደርስባቸው የነበረ የፆታ ጥቃት ካለ በዚያ እያደረገ ሄዶ ትልቅ ሰው በሚሆኑ ወቅት በዚህ የአዕምሮ እክል የመጠቃት ሰፊ አድል እንዳላቸው ይታመናል።

ይህ በሽታ ይድናል?

በጭራሽ የሚድን በሽታ እንዳልሆነ ሳይንስ ያስረዳናል ከ 2001 እስከ 2003 ድረስ ህፃናት ላይ ፆታዊ ጥቃት ባደረሱ 1100 ሰዎች ላይ በተደረገ ጥናት 63% ሰዎች ደግመው ህፃናትን የማጥቃት ፍላጎት ያላቸው ናቸው።

ባለሙያዎች ያ ሰው ወደ ጥቃት መልሶ እንዳይገባ ሊረዱት ቢችሉም እንዲድን ግን ሊያደርጉት በጭራሽ አይችሉም ብሎ ሳይንሱ በግልጽ አስቀምጧል።

ታራሚ ቤቶች?

በህግ ሰዎች አጠራር ታራሚ ቤት በተለምዶ እስር ቤት አንድ ሰው የሚገባው ካጠፋው ጥፋት ያገግማል ይታረማል የሚል እምነት ስላለ ነው ነገርግን በዚህ በሽታ የተጠቁ ሰዎች የማገገም ወይም የመዳን ምንም እድል እንደሌላቸው ግልጽ ሆኗል።

እንደ ሳውዲ ባሉ ሀገራትም ይህ ስለሚታወቅ ነው የመድፈር ወንጀል የሚፈፅሙ ሰዎች የሞት ፍርድ እንዲፈረድባቸው የሚደረገው

ስለዚህ እነዚህ ሰዎች በበሽታ ስቃይ ውስጥ ሆነው እነዚህን ጥቃቶች ይፈፅማሉ የመዳን አማራጭም የሌላቸው በመሆኑ ከሌላ ጥፋት ለማዳን እስከወዲያኛው ከዚህች ምድር መሸኘት ብቸኛው አማራጭ ይሆናል።

#ፍትህለሔቨን

  ኣይተፍርስዋን እንዳ ኣደመ:: ሓፋሽ ንገርዎም እስከ:: ክንደይ መስዋእቲ ዝተኸፈሎ ናይ ሰላም ስምምዕ ብናይ ወንበር ስስዐ ከምዘይፈርስ ኣረድእዎም:: ናይ  #ፕሪቶርያ ሃሽታግ ይጠቐሙ::
17/08/2024

ኣይተፍርስዋን እንዳ ኣደመ:: ሓፋሽ ንገርዎም እስከ:: ክንደይ መስዋእቲ ዝተኸፈሎ ናይ ሰላም ስምምዕ ብናይ ወንበር ስስዐ ከምዘይፈርስ ኣረድእዎም::

ናይ #ፕሪቶርያ ሃሽታግ ይጠቐሙ::

ናይ ትግራይ መራሒ  ነዚ ናይ ሕዚ ወለዶ ዝምጥን ብቕዓት ዘለዎ ፕረዚዳንት ጌታቸው ጥራሕ እዩ  period !!💪💪💪
17/08/2024

ናይ ትግራይ መራሒ ነዚ ናይ ሕዚ ወለዶ ዝምጥን ብቕዓት ዘለዎ ፕረዚዳንት ጌታቸው ጥራሕ እዩ period !!💪💪💪

Getachew Reda  ሒዝና ንቅዲማት 💪ንስኻ ኸ?      ንስኺ ኸ?  አበይናይ አለኹም???
16/08/2024

Getachew Reda ሒዝና ንቅዲማት 💪

ንስኻ ኸ?
ንስኺ ኸ?
አበይናይ አለኹም???

➽አንበሳ ባስ ውስጥ ዋሌቱን ከ( 300 )ብር ጋር በቅፅበት የተሰረቀው ግለሰብ ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ እያለ ሲጮህ ተደመጠ ➽ኢኸው ተናግሪያለሁ ! ዋሌቴን አሁን እዚሁ ነው የተሰረቅኩት ...
06/05/2024

➽አንበሳ ባስ ውስጥ ዋሌቱን ከ( 300 )ብር ጋር በቅፅበት የተሰረቀው ግለሰብ ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ እያለ ሲጮህ ተደመጠ

➽ኢኸው ተናግሪያለሁ ! ዋሌቴን አሁን እዚሁ ነው የተሰረቅኩት ብትመልሱልኝ ይሻላችኋል አለ ። በባስ ውስጥ የተሳፈሩት ሀሉ በአንድ ጊዜ ወደ ሰውየው ዘወር ብለው ተመለከቱ

➽ሰውየው ቀጠለና አሁኑኑ ካልመለሳችሁልኝ
ህዳር 14 /1993 / ዓ.ም አባቴ የሠራውን ታሪክ እደግመዋለሁ" በማለት በቁጣ ተናገረ

➽ተሳፋሪዎቹ በሙሉ በሰውየው ሁኔታ ተደናገጡ !!
ሰውየው ቀጠለና አባቴ ይሙት ባሱ ሳይንቀሳቀስ
ህዳር 14/1993/ የሞተውን የአባቴን ታሪክ እንዳልደግመው ለመጨረሻ ጊዜ ተናግሪያለሁ እያለ ሲዝት 5 ደቂቃ ባልሞላ ጊዜ ውስጥ ዋሌቱን ገልጦ ለማየት እንኳን ፋታ ያላገኘው ፍሬሽ ሌባ መሬት ላይ ይጥለውና እራሱ አንስቶ "ይሄው ዋሌትህ" በማለት ይመልስለታል።

➽ባሱ ውስጥ የነበሩ በእድሜ ገፋ ያሉ ተሳፋሪዎችም
እሰይ ፣እሰይ ተመስገን ሊጨርሰን ነበር" እኮ እየተባበሉ አውቶብሱ ጉዞውን ቀጠለ።

➽የባሱ ተሳፋሪዎች ሰውየው መረጋጋቱን ካስተዋሉ በኋላ
የ 14/1993/ ቱን ታሪክ ለመስማት ቋምጠው ነበርና
ከተሳፋሪዎቹ የተወሰኑት በ 1993 ህዳር 14 አባትህ ምን ነበር ያደረጉት እባክህ በማለት ፈራ ተባ እያሉ ጠየቁት ?

➽ነፍሱን ይማረውና አባቴ ዛሬ በህይወት የለም። ነገር ግን ህዳር 14/1993/ ላይ እንዲህ እንደኔ አንበሳ ባስ ወስጥ ለመሳፈሪያ እንኳን ሳያስቀሩለት ሌቦች ገንዘቡን ሰርቁት እና ተሰወሩ

➽አባቴም ጃኬቱን እንደ እብድ እያውለበለበ ከሳር ቤት ፈረንሳይ ድረስ በእግሩ ነበር የሄደው።

➽እኔም ዛሬ ብሬን ባትመልሱልኝ ኖሮ ያው የታክሲም ስለሌለኝ በእግሬ ወደ ቤቴ በመሄድ የአባቴን ታሪክ
እደግመው ነበር" ብሏቸው እርፍ፡፡

ውራ መሬት   (  )ኣብ ወረዳ ራያ  #ጨርጨር ጣብያ  #ባግኤ ደልቦ ቁሸት ዓዲ ጎሎ ናይ መሓመድ ኣሊ  #ኣላሙዲን ከምዝኾነ ዝንገርሉ  ንዓመታት ተሓጺሩ ዝርከብ  ናይ ሕርሻ መሬት ኣሎ።ሕርሻ...
05/05/2024

ውራ መሬት

( )

ኣብ ወረዳ ራያ #ጨርጨር ጣብያ #ባግኤ ደልቦ ቁሸት ዓዲ ጎሎ ናይ መሓመድ ኣሊ #ኣላሙዲን ከምዝኾነ ዝንገርሉ ንዓመታት ተሓጺሩ ዝርከብ ናይ ሕርሻ መሬት ኣሎ።

ሕርሻ መሬት ኣብ 2000 ዓ/ም እዩ መጠኑ 500 #ሄክታር መሬት ብምውሳድ ብውሱን መልክዑ ናብ ተግባር ክኣትይ ዝሞከረ።

ቕድሚ ኩነታት ነዚ ናይ ሕርሻ መሬት ሓሪሱ ንምልማዕ #ትራክተራት ገዚኡ ብምእታይ ስራሕ ጀሚሩ ነይሩ። ይኹን እምበር ዝበዝሓ ትራክተራቱ ኣብ ቀፀልቲ ዓመታት ናብ ኻልኦት ናይ ሕርሻ ቦታታቱ እየን ተዛዊረን።

ኣብዚ እቲ ብዙሕ ዝልዓል ሓሳብ እቲ ናይ ኢንቨስትመንት መሬት ብትኽክል ናይ #ኣላሙዲን ድዩ ዝብል እዩ። ናይዚ መረጋገፂ ድማ ኣብዚ ሐዚ እዋን "ናይ ኣላሙዲን" ኢና ናብ ስራሕ ክንኣትው ኢና ኢሎም ዝመፁን ብውሱን መልክዑ ንምልማዕ ዝሞከሩ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ #ሰባት መሽነሪ ማለት ውን #ትራክተር ካብተራ ገባር ተካርዮም ንምልማዕ ሻማ ሻማ ዝብሉ ኣለው።

እዚ ጥራሕ ኣይኮነን ካብቲ መሬት ሰለስተ ርባዕ (3/4th) ገለ ሰበ-ስልጣናትን #ኣላሙዲ "ዘቐመጦም" ስራሕ መካየድቲን ብሽርክና ኾይኖም ኽረምቲ ብሄክታር ነቲ ገባር እናካረዩ ይጉሕምጩዎ ነይሮም እዩም። ነዚ እዩ እቲ መሬት ብትኽክል ናይ ኣላሙዲን ድዩ ኢልካ ክትሓትት ዝገብረካ።

ካሊእ ሓደ እዋን ክልል ኣብ ዘዳለዎ ናይ #ኢንቨስትመንት መድረኽ ዝተሳተፈ ናይ መሬት ምምሕዳር #ሰራሕተኛ ኣብቲ መድረኽ "እቲ መሬት ብትኽክል ናይ መን እዩ? ብትኽክል ኣላሙዲን ይፈልጦ ድዩ? ኢሉ ሕቶ ዘቅረበ እንትኾን ዝተወሃቦ ምላሽ ድማ ነቲ ሕቶኡ ዘጠናኽርን ከም ክልል ውን ዝተቐበለዎን እዩ ነይሩ።

ሐዚ ውን ከም ምምሕዳር ወረዳ ጨርጨር ኣብ ልምዓት ከምዘየለ 50% #ንክምንጠል ብምውሳን ናብ ዞባን ክልልን ሪፖርት ገይሮም ኣዩም።።ኣብቲ ከባቢ ኣብዚ እዋን እዚ ኩሉ ውልቀ-ሰባት ዝፃወቱሉ ዘለዉ፣ ተመሊሱ ናይ ሓድነትና ስግኣት ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ መሬት መዕለቢ ክረክብ ኣለዎ።

ብፍላይ ኣብ ራያ ኣብ መሬት ዝተፈፀመ ማእለያ ዘይብሉ ጌጋ፣ በደል ቅልጡፍ ፍታሕ ክረክብ ኣለዎ።

ኣላሙዲ ብርክት ዝበሉ ኣማኢት ሄክታራት መሬት ተሸንሺኑ ዝተዓደሎ ፣ ኣብ መሬት ጥር ትብል ኢንቨስትመንት ከይገበረ ኮፍ ኢሉ ክራይ ዝእክቡ ዘለው ማፀይቲ ደም መሬቶም ተሓዲጉ ንመናእሰይ እቲ ኸባቢ ክዕደል ይግባእ።

መንግስታዉን ውድባውን መሓውር ከምድሌቶም ዘሽከርክሩ ገባሪ ሓዳገቲ #ጉጅለታትን ወልቀሰባትን ተሓራሲ መሬት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ #ህዝቢ እናወረሩ #መንእሰይ ሰኣን መሬት ኣብ ሕሱም ድኽነት ንኽነብርን ኣደዳ ስደትን መከራን ንክኾን ይገብሩ ኣለው።



ርሑስ በዓል #ፋሽጋ ንክኾነልኩም ይምነ!!

ብ Desye Ashenafi

05/05/2024

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ✝️

ሰላም ክብራት ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኣመንቲ እንኳዕ ንብዓለ ትንሳኤ ብሰላም ብጥዕና ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣማን እምባአር ከስ ለሞዓንቲ ቀዳም ስዑር ብጓሓቱ እግዚአብሔርን ሰብ ዝፈትዎ ክላ...
05/05/2024

ሰላም ክብራት ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኣመንቲ እንኳዕ ንብዓለ ትንሳኤ ብሰላም ብጥዕና ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣማን እምባአር ከስ ለሞዓንቲ ቀዳም ስዑር ብጓሓቱ እግዚአብሔርን ሰብ ዝፈትዎ ክላላይሶ እልና ፁቡቅ ስራሕ ጀምርና ታይ እዩ እቲ ስራሕ ክትብሉ ትህልዩ እምብኣይስ ከምዚ ንፈልጦም ሽፈራት መንእሰይ ከተማና ዝኾኑ እቶም ሕማቅ ንዝበፅሖም ኣለናልኩም ንቤተ ክርስቲያን ኣዉፅኡ ኣለና ዝብሉ ለሞዓንቲ እዉን ብናይ ባዕሎም ሓሳብ ንፁጉማትን ኣረጓጉቲ ጠዋሪ ዘይብሎም ዝኾኑ ወገናትና ብታዓቅሞም ዝፈቀዶ ዓሰርተ ኣርባዕተ|14000|ሽሕ ቅርሺ ኣተኣኻኺቦም ብሽፈር ጎይቶኦም ታረቀ ዝላኣኽዎ ገንዘብ ንዒስራን ሸሞንተን ዝተፀገማን/ሙ/ ወገናት ክኪ ሓሙሽተ ሚኢቲ(500)ንሓደ ፁጉም እናዞርና ሂብና ኣለና ካብቶም ዝሃብናዮም ስም ዝርዝሮም ድማ እዚኦም ይመስሉ
1, ብርሃኑ ተላ 15,ማማ ባሃፍታ
2, ኪሮስ ወ|ስላሴ 16, ኣማረች ገ|ተኽለ
3, ማሚት ሃደራ 17, ከበዱ ደስታ
4, ኣባዲት ፀጋይ 18, ሸፈና መሰለ
5, ማማ ሃሪፈያ 19, ሽኽሙ በርሀ
6, ኣበባ ፀጋይ 20, ኣኸዛ ደስታ
7, ማዓሩ 21,የሻለም ሓለፎም
8, ሸዊት ሰነ 22, ማማ ብርሃነ
9, ካሕሱ 23, ስንዳዮ ባሻይ
10, ተስፈይ ድርባ 24, መብራህተ ተገኝ
11, ማማ ኣልጋነሽ 25, ዋግነሽ ብቁልቲ
12, መሰሉ ቲቶ 26, ኣለማዮ ፖልዮ
13, እነ ለተኪሮስ 27, ወርቄ
14, ገ|መድህን ገ|ተኽለ 28, ብሃፍታ ፀጋይ
ዝተብሃሉ ወገናት ሓጊዝና ኣለና ንቀፃሊ ድማ ኸዚ ዝሓገዝኩሙን ዘይሰማዕኹሙን ብሓባር ኮይንኹም ካብ ናይ ሎሚ ብዝበለፀ ዝተረፈና ፅጉማት እዉን ስለዘለዉ ተሓባቢርኩም ክትቅፁሉሉ ተስፈ ይገብር

ኣፈወርቂ ገብረመስቀል
ሓየሎም ሃፍቱ
ጎይትኦም ታረቀ

01/05/2024

ሰበር ዜና

በቀጣዩ የ2017 የውድድር ዘመን መቐለ 70 እንደርታ ፣ ወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ እና ስሑል ሽረ በኢትዮጵያ ፕሪምየር ሊግ እንዲወዳደሩ ተወስኗል።

እዋናዊ ሓበሬታ ~>  #ኣላማጣ💙ኣብ ከተማ ኣላማጣ ብኣካል ተረኺብና ከምዝተዓዘብናዮ እታ ከተማ ኣብ ፍጹም ሰላማውን ዝተረጋግአ ኩነታት እያ ትርከብ። ዝተወስኑ ዘዘራረብናዮም ነበርቲ ከምዝገለጹ...
21/04/2024

እዋናዊ ሓበሬታ ~> #ኣላማጣ💙

ኣብ ከተማ ኣላማጣ ብኣካል ተረኺብና ከምዝተዓዘብናዮ እታ ከተማ ኣብ ፍጹም ሰላማውን ዝተረጋግአ ኩነታት እያ ትርከብ።

ዝተወስኑ ዘዘራረብናዮም ነበርቲ ከምዝገለጹልና ናብቲ ከባቢ ጸጥታን ምምሕዳር ትግራይ ብምምጽኡ ሕጉሳት ከምዝኾኑን እቲ ናይ ጸጥታ መሓውር ሙሉእ ብሙሉእን ብሕጹጽን ናብ ስራሕ ንኽኣትዉ ድማ ሓቲቶም እዩም።

እታ ከተማ ናብ ንቡር ዝተመለሰት እንትኾን ሓይልታት ምክልኻል ሃገርን ፌደራል ፖሊስን ከምኡ እውን ዝተወሰነ ጸጥታ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ይንቐሳቀሱ ኣለው።

እንታይ ፈጺሞም ከይዶም?

ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ከተማ ኣላማጣ ኣብ ዝፀነሑለን ሕድሕድ መዓልቲታት ከቢድ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ካልኦት ዓለም ለኸ ገበናትን ከምዝፈጸሙ ዝፍለጥ እዩ።

ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ኣብታ ከተማ ዝነበሩ ወረርቲ ሓይልታት ልዕሊ 150 ሰላማዊ ሰባት ንክቕተሉ፣ልዕሊ 200 ዜጋታት ብመንነቶም ምኽንያት ብግፍዒ ተኣሲሮም ብናይ ሓሶት ክሲ ናብ ቤት ማእሰርቲ አዋሽ አርባ ንክልኣኹን ልዕሊ 3 ዝኾና ደቂ አንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ንኸብጽሕን ምኽንያት ኾይኖም እይም ጥራሕ ዘይኮነ ትሳተፍቲ እውን እዮም ነይሮም።

እቶም ወርርቲ ሓይልታት ክወጹ ከለው ይኹን ኣብቲ ዝጸንሐሉ ጊዜ ካብ መንግስታውን ውልቃዊን ትካላት፣ካብ ዉልቀሰባትን መንበሪ ኣባይትን ዝተፈላለዩ ንብረታት ዘሪፎም እዩም።

ካብቶም ዘረፋ ዝተፈጸመሎም

• ልዕሊ 12 ትራንፎርመር
• ልዕሊ 200 ኩንታል ዘይተጠሓነ እኽሊ
• ልዕሊ 100 ሚሊዮን ጥረ ገንዘብ
• ልዕሊ 10 ቤት ት/ቲ ተዘሪፉ
• ልዕሊ 1500 ንብረት መንበሪ ገዛውትን ሆቴላትን ተዘሪፎም
• ልዕሊ 500 ግራም ወርቂ ተዘሪፉ።
• ብርክት ዝበለ ሰብኣዊ ረድኤት ይርከቦ።



ሓደ ሓደ ለያቡን ዘረፍትን ናይ ሰብ ንብረት ብሕሳር ክገዝኡ ኣቲዮም ኣለው እሞ እቲ ከተማ ምምሕዳርን ሓይልታት ጸጥታ ብሕጹጹ ፍሉይ ሓለዋን ክትትል ክገብሩ ስግኣቶም እናገለጹ እዩም።

ብዝተረፈ በሰላምን ብፍቅርን ተኻኣኢልና ንነብረሉ ይግበረልና።

#ደስየ ኣሸናፊ@

የእድሜ ባለፀጋዋ ባለቤቱ፦ "ዶክተር አትጥራ,እጆችህን እንደያዝኩ እስከወዲያኛው አሸልባለሁ" በተዳከመ ድምፅ የሹክሹክታ ያህል...።ሺበት ሺ ውበት በሆነለትና የዘመናት የወረት ደለል ባልሸፈነው...
03/04/2024

የእድሜ ባለፀጋዋ ባለቤቱ፦ "ዶክተር አትጥራ,እጆችህን እንደያዝኩ እስከወዲያኛው አሸልባለሁ" በተዳከመ ድምፅ የሹክሹክታ ያህል...።

ሺበት ሺ ውበት በሆነለትና የዘመናት የወረት ደለል ባልሸፈነው የተባ አንደበቱ፦ "ያሳለፍነው ረጂም የፍቅር ጉዞ በልቤ ሰሌዳ ታትሟል። እንዴት እንደተገናኘን፣ ለመጀመሪያ ጊዜ በፍቅር የተሳሳምነው፣ ከልቅሶ ይልቅ በፈገግታ የታጀቡ እነዚያ ጣፋጭ ጊዜያት፣ አርአያነት የነበረው ትዳር ስላሳለፍን አንፀፀትምና እድለኛ ነን።" ሲል በእርጋታ መለሰላት።

በማስከተል ትንፋሿን አሰባስባ፦ "ሞቼም እወድሀለሁ" አለቺው // ዘመናትን ተሻግረው ባስተዋሉ ዐይኖቿ በስስት ዕያየቺው። ቃል በቃል ያለቺውን አየደገመላት፤ ግንባሯን በስሱ = ግን ደግሞ የስንብት ትርጉም ባለው የፍቅር ስሜት ሳማት። ዐይኖቿን ዳግም ላትመለከት በዝግታ ከድና በእጆቿ እንደያዘቺው በሰላም አረፈች።

በዚህ ምድር ልዩ ትርጉም ያለው ፍቅር ነው። ምክንያቱም ሁላችንም ወደዚህ ምድር ባዶ እጃችንን በእርቃን እንደመጣን ሁሉ፤ ምንም ትርፍ ወረት ሳንይዝ በመጣንበት ሁኔታ እንሄዳለን። ትርጉም ያለው ውርሳችንና ቅርሳችን ፍቅር ብቻ ነው።

ዕናስተውል! ሙያ፣ ሥራ፣ የባንክ ደብተር፣ ሀብትና ንብረት ወዘተርፈ እስካለን ድረስ መገልገያዎቻችን ብቻ ናቸው። ይዘነው የምንሄደው ጥሪት/ ወረት የለም። እናም እናፍቅር! የእውነት ከልብ የሚወዱንን፤ ከዚህ የሚበልጥ ነገር እንደሌለ ተረድተን እናፍቅር።

(መታሰቢያነቱ፦ ጓደኛዬ በምድር ላይ ከማንም አብልጦ እየወደዳትና ነገን በተስፋ አሻግሮ ዕየተመለከተ፤ በጊዜያዊ ሁኔታ (ልቧ ግን እየዋለለ) እስከመጨረሻው ቆርጣ ለተለየቺውና ዳግም ላያያት ለወሰነው የቀድሞ ፍቅረኛሞች ይሁን።)

ብ ሽም ማሕበር ተወለደቲ ወረዳ እ/ኣላጀን ከባቢኣን ኣብኣዲስ ኣበባ ቀንዲ ዓላማ ናይዚ ማሕበር ንዝተፀገሙ ስድራ ስውኣትን ሓጋዚ ንዘይብሎም ወሊዲ ብናይታ ማሕበር ኣባላት ወርሓዊ መዋጮን ብፈተ...
17/10/2023

ብ ሽም ማሕበር ተወለደቲ ወረዳ እ/ኣላጀን ከባቢኣን ኣብ
ኣዲስ ኣበባ
ቀንዲ ዓላማ ናይዚ ማሕበር ንዝተፀገሙ ስድራ ስውኣትን ሓጋዚ ንዘይብሎም ወሊዲ ብናይታ ማሕበር ኣባላት ወርሓዊ መዋጮን ብፈተውቲ ደገፍቲን ኣሕዋትና ዝርከብ ሓገዝ ንወገናትና ኣለናልኹም ንምባል እዩ ።
በዚ ኣጋጣሚ ማሕበርና ማሕበር ተወለድቲ ወረዳ እ/ኣላጀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 30 ኣባላት ሕዛ ምንቅስቓስ ከምዝጀመረት ብፍላይ ኣብ አ.አ ዘለኹም ተወለድቲ ፈተውቲ ዓድን በዚ ኣጋጣሚ ኣባል ክትኾኑ ትደልዩ
ብውሽጢ inbox ግበርሉና።
ንኹሉ ይባፃሕ ሸርርርርር 🙏🙏🙏🙏🙏

ሐዚ ዓፋር ኣትየን ኣለዋ‼️********************* ብሚድያታቶም, ሰማእታትየ ስውኣትየ እናበልካ ዘሎ ሓሸውየ ሸቐጥ! ብመዳኸርቲ ናይዚ ጉጅለ ሰማእታትየ ስውኣትየ እናበልካ ዘሎ ሸቐጥ...
17/10/2023

ሐዚ ዓፋር ኣትየን ኣለዋ‼️
*********************
ብሚድያታቶም, ሰማእታትየ ስውኣትየ እናበልካ ዘሎ ሓሸውየ ሸቐጥ! ብመዳኸርቲ ናይዚ ጉጅለ ሰማእታትየ ስውኣትየ እናበልካ ዘሎ ሸቐጥ ጠቕላላ እዝግዮ እዩ ዘብል‼️መራሕቲ ትግራይ ብትክክል እዚ እዋን ናይ መወዳእትኦም ምዃኑ ፈሊጦምን ተስፋ ቖሪፆም እዮም ዘለው እምበር ሂወት ከፊሉ ዘድሐኖም ህዝቢ ዳስ ተኺሉ ኣብ ከቢድ ሓዘን ከሎ ክንድዚ ኣይምጨከኑሉን‼️
ህዝቢ ኣብ ሓዘን ከሎ እውን ስርቂ ሓፂን❓
እዝግዮ እዩ ዘብል‼️
ኽብሪ ስውኣትን ሰማእታትን ፍትሒ ብምሕታት እዩ ዝጅምር‼️
እተን ሓፂን ዝፀዓና መካይን ካብ ትግራይ ሐዚ ዓፋር ዝኣተዋ እየን‼️
ፍትሒ‼️

ቴድሮም አክሱም ✍️

"ኣታ ኽንደይ ድዮም"?ኣታ ኽንደይ ድዮም................... እስኪ ንዘክሮምኣብ ዕሸል ዕድሚኦም.................በረኻ ወፊሮምድኻም ጥሜት ፃምእ ....................
17/10/2023

"ኣታ ኽንደይ ድዮም"?
ኣታ ኽንደይ ድዮም................... እስኪ ንዘክሮም
ኣብ ዕሸል ዕድሚኦም.................በረኻ ወፊሮም
ድኻም ጥሜት ፃምእ .................ኩሉ ተፃዊሮም
ምስ ሓዊ ገጢሞም ...............ቆሪፆም ደፊሮም
መስዋእቲ ግድን ኮይኑ..............ሂወቶም ገቢሮም
ሂወትና ዘቐፀሉ................ኣብ ልዕሊ መቓብሮም
ክንደይኳ ክንብሎም........ብዙሓት እዮም ቁፅሮም

ኣታ ኽንደይ ድዮም???????

ገና ብህፃኖም............... ዓይኖም ዝዓወሩ
መሓውሮም ተቖሪፁ..... ብጣዕሚ ዝሽገሩ
ኣብ ኢድ ሰብ ወዲቖም........ ብሰብ ዝጥወሩ
ወትሩ ከቢድ ስቓይ ............ እፎየ ዘይፈልጡ
ተወንጨፍቲ ነይሮም.......ኣብ ሓንቲ ዝተቐመጡ
በቢ ዓወደ ግምባሩ...........ዝተኸፈሉ ተጋሩ
ክንደይሞ ክበሃሉ ......ብዙሓት እዮም ብስሩ

ኣታ ኽንደይ ድዮም????????

ካብን ናብን ጉዕዞ ከየዕረፉ ዝዓረፉ
በረኻ ወፊሮም............. ብኡ ዝተረፉ
ፀላኢ ከይሕዞም........ብገደል ዝፀደፉ
ሓፂን ተኻርይዎም... ብስቓይ ዝግረፉ
ተሓኪሞም እኳ ....ብደምቢ ዘይሓወዩ
ብፅባሕ ሎሚ .........ብቖፀሮ ዝተሰነዩ
እንትቖሩ እንትጎዩ...ወትሩ ዝሳቐዩ
ኽንደይሞ ክበሃሉ ኣካሎም ዝቖረዩ😠

ኣታ ኽንደይ ድዮም???????

ኣዕፅምቶም ዝኸስከሱ.....ቀይሕ ደሞም ዘፍሰሱ
ኣካሎም ዝለመሱ................ኣእምረኦም ዝሃሰሱ
ሓንጎሎም ዝቐወሱ................ዓይኖም ዝፈሰሱ
ክንደይሞ ክበሃሉ............ብዙሓት እዮም መልሱ

ኣታ ኽንደይ ድዮም??????

ብዘይ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ...............ፈቐዶ ዝወደቑ
እታ ዘይትጥጥዕ መሓውሮም.. ዘልኣለም ዝተፋረቑ
ዕድመ መዋእሎም .........ብንጉሁኡ ዝተጨማለቑ
ክንደይሞ ክበሃሉ.................. ክትሓስቦ ምሕማቑ😭

ደቂ ዓደይ እሞ ኽንደይ?............በቲ በለ በቲ
ክንደይ ምዃኖም .............ገዲፈ ንመንግስቲ
ኩሉኹም................................. ደቂ ዓበይቲ
ሃገር ሰላም ኢልና ክንበልዕ ክንሰቲ ኮነ ክንዝቲ
ተኸፊልዎ እዩ ናይ ብዙሓት መላምል መቑሰልቲ
እወ ተኸፊልዋ ናይ ብዙሓት መላምል መስዋእቲ!!!

ኣማን ራስታ ✍️

በሉ ደቂ ዓደይ ካብኾነስ ኣምላኸ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርኹም ። 😭
10/10/2023

በሉ ደቂ ዓደይ ካብኾነስ ኣምላኸ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርኹም ። 😭

ቅድሚ ሐዚ ኣብ ልዕሊ ዓድናን ህዝብናን ዝበፅሑ በደላት ብዕሊ ዘይምስናዶም እቲ ሐዚ ይበፅሐና ዘሎ ዘይዛሪ ግፍዒ ሓፍ ክብል ናይባዕሉ ግደ ነይርዎ ኢለ ይኣምን:: ነዚ እዮ እውን ዋላ ICHRE...
09/10/2023

ቅድሚ ሐዚ ኣብ ልዕሊ ዓድናን ህዝብናን ዝበፅሑ በደላት ብዕሊ ዘይምስናዶም እቲ ሐዚ ይበፅሐና ዘሎ ዘይዛሪ ግፍዒ ሓፍ ክብል ናይባዕሉ ግደ ነይርዎ ኢለ ይኣምን:: ነዚ እዮ እውን ዋላ ICHREEን ካልኦት prosecutorial ፍትሒ ንረኽበሎም ዓለም-ለኻዊ ኣገባባትን ንግዚኡ ይተዓፀው ኣብ ነብሲ ወከፍ ትግራዋይ ዝበፅሑ በደላት ብእርይ ቁፅር ክስነዱ ኣለዎም ኢለ ዝኣምን:: ፅባሕ ዝውለዱ ተጋሩ ቆልዑ ከምቲ ኣነ ዝተብሃልክዎ ዋና ታሪኻዊ ፀላኢኹም ድኽነት እዮ እናተብሃሉ ተሸዊዶም ክዓብዮ ኣይደልዮምን:: ኣብ ልዕሊ ወለዶምን ዓዶምን ዝተፈፀመ ግፍዒ ብስነ-ስርዓት ኣብ ዝተፈላለዮ ቦታታት ተሰኒዱ እቲ ሓቂ ንኽፈልጡ ፃዕርና ክቕፅል እዮ::

Here is the first part of an extensive conversation I had with Atlas News.

To Meaza Gebremedhin, this is yet another reminder that “human rights don’t really matter when geopolitical interests are at the frontline of policymaking.”

https://theatlasnews.co/latest/2023/10/08/tigray-the-un-and-the-substantial-failings-of-the-international-community-part-one/

Meaza gidey

እዚ ኣብ ታሕቲ ብምስሊ ትርኢዎ ዘለኹም ብፃይ ተጋዳላይ ኣሌክሳንደር ኣሻግሬ(ኣሌክስ) ይብሃል ። ብበረኻ ብፆቱ "ወዲ ራያ " ናበሉ ይፅውዕዎ ከም ዝነበሩ ካብ ኣንደበቱ ሰሚዐ ነይረ። ፀላኢ ዘ...
28/09/2023

እዚ ኣብ ታሕቲ ብምስሊ ትርኢዎ ዘለኹም ብፃይ ተጋዳላይ ኣሌክሳንደር ኣሻግሬ(ኣሌክስ) ይብሃል ። ብበረኻ ብፆቱ "ወዲ ራያ " ናበሉ ይፅውዕዎ ከም ዝነበሩ ካብ ኣንደበቱ ሰሚዐ ነይረ። ፀላኢ ዘሎን ዘየለን ሓይሉ ኣኻኺቡ ንትግራይ ወራር ምፍፃም ምስጀመረ እዩ ኣሌክስ ዉን ኣብ መጨረሻ ወርሒ ሕዳር 2013 ዓ.ም ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ክሕወስ ንበረኻ ዝወረደ ። ብቲ መጀመርያ ዝነበረ ኣወዳድባ ኣርሚ 3 ፣ኮር 303 ፣ ክፍለ ሰራዊት ፅንዓት፣ ሬጅመንት 3 ስታፍ ወይድማ ዘመቻ ከምዝነበረ ባዕሉ መቀለ ምስ ኣተዉ ወረቀት ፅሒፉ ሂቡና ነይሩ ። ኣብቲ ሽዑ እቶም ናትና መቀለ ምስተቆፃፀሩ እታ ዝጠቀስኽዋ ኣሃዱኡ ኣብ ቅፅሪ ሓወልቲ ሰማዕታት ኣዕሪፋ ነይራ ። ካብ መቀለ ምስተንቀሳቀሱ ክሳብ እዛ ፅሑፍ ዝፅሕፋ ናይ ኣሌክስ ደሃይ ሽታ ማይ ኮይንና ። እሞ ብፆት ን ኣሌክሳንደር (ወዲ ራያ) ብቀረባ ትፈልጥዎ ደቂ ኣሃድኡ ዝነበርኹም ብፆቱ እንተሃሊኹም ብዛዕባ ኣሌክስ ዝትፈልጥዎ ኢንፎርሜሽን ክትነግሩና ብትሕትና ንሓትት። ቤተሰብ ኣብ ዓብይ ሓዘን ይርከብ ።
በዘን ስልኪ ሓበሬታ ክትህቡና ትኽእሉ ኢኹም
0919026270 ወይድማ
​+251929396126 ደዉሉልና ።
ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንስውኣትና።

ዝተረደኦ ጥራይ❤️💛
26/09/2023

ዝተረደኦ ጥራይ❤️💛

20/09/2023

ደደቢት ሚድያ =ናይ ደደባት ሚድያ✅

ህዝበይ 💔
19/09/2023

ህዝበይ 💔

17/09/2023

እቲ ግዕዝና ካብዚ ይጅምር...
ቢሮ መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ እ/ኣላጀ...
#ታሪፍ ዓድሽሆ - መቀለ (85 ኪ.ሜ) =130ብር ኮይኑ ካብ 12-14 ሰብ ይፅዕና

#ታሪፍ ዓድሽሆ - ማይጨው(42 ኪ.ሜ) = 100 ብር ኮይኑ ካብ 20-24 ሰብ ይፅዕና ....................................................
ንምንታይ....???.... እንትተባህሉ
ናይ' ቲ ሓላፊ መ/ትራንስፖርትን ናይ ባዕሉ መኪና ኣላቶ መራህ ግብራ ናብ ማይጨው ስለዝኮነት እዩ ይብሉ

ይርጋ ታደሰ

17/09/2023

ምፍላይ ካብ ዓለም ዘሎኳ እንተኾነ
ዕድመ ደፍኡ ግዜ ምስ ኣኸለ....
ዘስቋንቁነኒ ማዓንጣይ ዘሕረረ
ብላሽ ንእስነት ሓመድ ምስ ሰፈረ
ኣበይሞ እልካዮ ኣበይ ኣርኪብካሉ
ማኣዝሞ ርህዉካ እፎይ ዝበልካሉ
ገና ብኑኡስካ ብዙሕ ዝርኣኻ
ኣብ ዕሸል ዕድሜኻ ኸንደይ ዝሰገርኻ
ተፈቲንካ ኢኻ ከም ወርቅ ንሓዊ
መን ዩ ሞ ከማኹም ንኹሉ ፀዋሪ💔😭
ኣዮዮ ክእል ዳኣም,,ፅዉር ኣቢልኹምዎ ከይድኹምየ ድሕሪኹም ፅቡቅ ኣሎ ኢለ ኣይምነይን ኣብዛ በስባስ ዓለም ካብዛ ንእሽተይ ዓዲ እዚ ኹሉ ወጣት ምስ ሕልሙ በረኻ ልቃረየ ፅንዓት ንወላዲትኹም ባሕር ኸብደን ተኩስኩመን ኸይድኹም💔 መንግሰተ ሰማይ የዉርስኩም ክብርን ሞጎስን ንኣኻትኹም ደቂ ዓደይን ሓወይን😭😭😭😭😭😭😭

12/09/2023

ንኹሉኹም ቤተሰበይ (ደቂ ትግራይ) እንኳዕ ኣብፀሐኩም

Happy Geez New year.

እንዲህ በደስታ እንድንሠክር የአርሠናል ደጋፊ ያረገን አምላክ ይመሥገን አሜን ነው ወይ ?አርብ እለት  የ Timber ዝውውር ይፋ አረገልን ✅ቅዳሜ ደሞ የ Rice ዝውውርን ይፋ አረገልን  ✅...
15/07/2023

እንዲህ በደስታ እንድንሠክር የአርሠናል ደጋፊ ያረገን አምላክ ይመሥገን አሜን ነው ወይ ?
አርብ እለት የ Timber ዝውውር ይፋ አረገልን ✅
ቅዳሜ ደሞ የ Rice ዝውውርን ይፋ አረገልን ✅
ቀጣይ ሲዝንን አርሠናልን ለማየት እንደ እኔ የጓጓችሁ ብቻ እጃችሁን አውጡ 🤩

14/07/2023

"ትግሬዎችን ወደ የመን ኦሮሞዎችን ደሞ ወደ ማዳጋስካር በማባረር አማራ የራሱን ሲኖዶስ መመስረት አለበት"

አባ ቄሱ😁

ጠቃሚ መረጃዎች ናቸዉ ሼር በማድረግ ለሁሉም አድርሱ🙏መልካም ቀን ይሁንላችሁ
11/07/2023

ጠቃሚ መረጃዎች ናቸዉ ሼር በማድረግ ለሁሉም አድርሱ🙏

መልካም ቀን ይሁንላችሁ

ያው'ዩብሰለሙን ይኩኖኣምላክ ስጡሕ ገዲፍኪ ንደርሆ ጎረቤትታይ እዩ ሕቱኽቱኽ ኣብ ጓዳ ድሕሪ ቤትክትምለስዮስ 'ቲ ገዛ ዕዮስጡሕ በረኻ ቅድም ገዛ ነእትዮ                         ...
03/07/2023

ያው'ዩ

ብሰለሙን ይኩኖኣምላክ

ስጡሕ ገዲፍኪ ንደርሆ ጎረቤት
ታይ እዩ ሕቱኽቱኽ ኣብ ጓዳ ድሕሪ ቤት
ክትምለስዮስ 'ቲ ገዛ ዕዮ
ስጡሕ በረኻ ቅድም ገዛ ነእትዮ
ኣኻኽብዮ።

ዋይ ለተሃይማኖትየ ለተሃይማኖትየ
ሻነዶ በልንይ ሕትም ካብ ማለትየ
ለተሃይማኖትየ ለተሃይማኖትየ
ተኣዋዲት ኢኺ ግደፊ ጭጭ ማለትየ።

ሓደ ከይኣክል ካልኣይ ትደግሚ
ሳልሳይ ከይኣክልረቢዕኺ ተሕምሚ
ስነይ ክምስ ልበይ ተቓያሚ መሕመሚ።

ኣነ ኣይሓትት ንስኺ ኣይትስከፊ
ተቀቢለዮ ኪሳራ ከም ትርፊ
ካባይ ድዩ ካባኺ ፀገሙ
ኣዙሪት ሕማሙ ::

ተረፍ ተዋህሊሉ ተመልአ ከተማ
ትግራይ ኣላ ኣይትበል የላን ከም ቀደማ
ህዝባ ብሞት ስደት - ርስታ ብቑርመማ
ዓደይ ጎዲላ እያ- የላን ከምቀደማ::

ሰሌ ንጉስ ደርፊ ትግርኛ💖💖💖💖

ፅንዓት ንመላእ ፈተውትን ቤተሰብን ህዝቢ ዓድሽሆንዓድሽሆ💔😥
01/07/2023

ፅንዓት ንመላእ ፈተውትን ቤተሰብን ህዝቢ ዓድሽሆን

ዓድሽሆ💔😥

ኣብ ወረዳ ስለዋ ከተማ ደላ ተወሊዱ ኣብ ከተማ ዓድሽሆ ዝዓበየ ንኡስ ለባም፣ኮማንዶ ተደጋጋሚ ቆሲሉ ተደጋጋሚ ናብ ዓውደ ውግእ ኣትዩ ኣብ ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ብዕሸል ዕድሜኡ ተሰዊኡ።ፅንዓት...
30/06/2023

ኣብ ወረዳ ስለዋ ከተማ ደላ ተወሊዱ ኣብ ከተማ ዓድሽሆ ዝዓበየ ንኡስ ለባም፣ኮማንዶ ተደጋጋሚ ቆሲሉ ተደጋጋሚ ናብ ዓውደ ውግእ ኣትዩ ኣብ ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ብዕሸል ዕድሜኡ ተሰዊኡ።

ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ።

ኣገወሉ(ሰነ ስርዓት ሓዘኑ) ድማ ፅባሕ ክፍፀም እዩ።

ሙልጌታ በል ካብ ኮነስ ገነት ይኹን ዕጫዃ

💔💔😥

ጌትሸይ በል ካብ ኮነስ ገነት ይኹን ዕጫዃ 💔💔😥
28/06/2023

ጌትሸይ በል ካብ ኮነስ ገነት ይኹን ዕጫዃ

💔💔😥

Address

Alaje
Mekelle
ADISHIHO

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ALAJE TIMES posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share