Good Morning Tigray - ትግራይ

Good Morning Tigray - ትግራይ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Good Morning Tigray - ትግራይ, News & Media Website, Alula Street, Mekelle.

31/03/2023

Thank you for your service! 🙏
DOCTOR TDF

ልኡኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይTelegram Channel - t.me/morningtigray----ብፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ልኡኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይን ካ...
31/03/2023

ልኡኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

Telegram Channel - t.me/morningtigray
----
ብፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ልኡኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይን ካልኦት ወሰንቲ ዛዕባታትን ኣመልኪቶም ምስ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ምልዛብ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ንግዲ ተወለድቲ ትግራይ ተላዚቡ ኣሎ፡፡

ኣብቲ ልዝብ ትግራይ ዳግም ንምሕዋይን ኩለመዳይ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ካብኦም ዝፅበ ኩሉ ንምብርካት ድልዋት ምዃኖም እቶም ማሕበረሰብ ንግዲ ቃል ኣትዮም፡፡

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኢትዮጵያ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ወታደራውን ሲቪላውን ኣመራርሓ ክፍትሑ ጀሚሮም ምህላዎም ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብቲ ዝተኻየደ መድረኽ ገሊፆም፡፡

ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሰብ መዚ ፌደራልን ክልልን ዘካይዶ ልዝብ ኣብ ምቕፃል ይርከብ፡፡
#ሄለን ወልደዮሃንስ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ !!!
____________
Facebook: https://www.facebook.com/MorningTigray/
Telegram: https://t.me/morningtigray

ምሕዳስ ፍቓድ ንግዲ ኣብ ትግራይ----ኩሉ ነጋዳይ ትግራይ ክሳብ መፃኢ ሰነ 30/ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክፍሊት ብናፃ ዝነበሮ ፍቓድ ንግዲ ከሐድስን ሓዱሽ ፍቓድ ን...
28/03/2023

ምሕዳስ ፍቓድ ንግዲ ኣብ ትግራይ
----
ኩሉ ነጋዳይ ትግራይ ክሳብ መፃኢ ሰነ 30/ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክፍሊት ብናፃ ዝነበሮ ፍቓድ ንግዲ ከሐድስን ሓዱሽ ፍቓድ ንግዲ ከዉፅእን ከም ዝኽእል ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣፍሊጡ ።

ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ካብ ዝተፍላለዩ ከበቢታት ትግራይ ዝተመዛበሉ ነጋዶ ድማ ናይ ከባቢኦም ምምሕዳር ኣብ ዝርከበሉ ከተማታትን ወረዳታትን ተረኺቦም ፍቓድ ንግዶም ምሕዳስ ከም ዝኽእሉ ሓላፊ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣይተ ገ/መስቀል ታረቀ ሓቢሮም።

ፍቓድ ንግዶም ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝጠፈኦም ነጋዶ ድማ ምስ ኣብ ከባቢኦም ዝርከቡ ምምሕዳር ብምርድዳእ ከሐድሱን ከውፅኡን ከም ዝኽእሉ ተገሊፁ።

#ክብሮም ተስፋይ
____________
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ !!!
____________
Facebook: https://www.facebook.com/MorningTigray/
Telegram: https://t.me/morningtigray

Telegram Channel - t.me/morningtigrayእዞም ኣብዚ ምስሊ ትርኢዎም ዘለኹም ኣባላት   ኣብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ዝርከቡ ኾይኖም ክናገሩ ኣይኽእሉን እና ቤተሰቦም ንክረ...
26/03/2023

Telegram Channel - t.me/morningtigray

እዞም ኣብዚ ምስሊ ትርኢዎም ዘለኹም ኣባላት ኣብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ዝርከቡ ኾይኖም ክናገሩ ኣይኽእሉን እና ቤተሰቦም ንክረኽብዎም #ሼር ብምግባር ተሓባበሩና !
ፎቶ

ተጋሩ እዚአን ብደንቢ ርኢኹም ተጠቐሙለን ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~telegram channel t.me/morningtigray !!እዚ "Scholarship for non USA citizen...
26/03/2023

ተጋሩ እዚአን ብደንቢ ርኢኹም ተጠቐሙለን
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
telegram channel
t.me/morningtigray
!!
እዚ "Scholarship for non USA citizens" ዝተብሃለ ን BS, MS, PhD ክመሃሩ ዝድልዩ ዝወፅእ ኮዩኑ Deadline ድማ ኻብ ዩንቨርስቲ ናብዩንቨርስቲ ይፈለለ እዩ ::

ካብዚኣቶም deadline ዝሓለፎም ክህልዉ ይኽእሉ ግን ድሕሪ ቀረባ ግዜ ስለዝክፈቱ እዚ ዕለት ሕዝክሞ ዘድሊ ሰነድ ቀሪብኩም ፀንሕኩም ብቑዕ ዝኾነ application ክትመልኡ ምእንታን ይሕግዘኩም:: Short Summer programmat እዉን ኣለዉ እዮም።

እዚ ስኮላርሺፕ ሙሉእ ወፃኢ ናይ ተምሃራይ ዝሽፍን ኡዩ :: እዞም ዩንቨርስትታት ኣብ USA ስለዝኾኑ, English proficiency Score(certificate) :SAT(For UG) ክሓቱ ስለዝኽእሉ እዚ ብደንቢ check ምግባር የድሊ።

NB: Never start a scholarship application without understanding how it works and its requirements.

List of Universities Offering Scholarships for Non-US Citizens:

1: Simmons University
https://www.simmons.edu/undergraduate/admission-and-financial-aid/tuition-financial-aid/types-financial-aid/scholarships/kotzen

2: University of Miami
https://admissions.miami.edu/undergraduate/financial-aid/scholarships/stamps/index.html

3: American University
For UG: https://www.american.edu/admissions/international/au-egls-apply.cfm
Masters: https://programs.online.american.edu/admissions/scholarships

4: Ursinus College
https://www.ursinus.edu/offices/student-financial-services/grants-scholarships-loans/ursinus-gateway-scholarship/

5: University of Hawaii
https://www.eastwestcenter.org/education/ewc-graduate-degree-fellowship

6: Fulbright Scholarship
https://www.usefp.org/scholarships/fulbright-degree.cfm

6: MCW Young Leaders Fellowship Program
https://mcwglobal.org/young-leaders-fellowship-2023/

7: Atlas Corps Fellowship
https://atlascorps.org/proFellows

8: International Monetary Fund (IMF) Internship
https://brightscholarship.com/international-monetary-fund-internship-imf-internship-program-2023-24/

You can view and join right away.

ሰኣን ነዚ ምፍላጥ ክንደይ ሓዳር ፈሪሱ'ሎ::1 ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ሰብኣይኪ ብዓውታ ኣይትመልስሉ ።ምክንያቱ ዓው ዓው ምባል ምልክት ንዕቀት እዩ እሞ ብህድኣት ድኣ ተዛረብዮ ። 2 ና...
22/03/2023

ሰኣን ነዚ ምፍላጥ ክንደይ ሓዳር ፈሪሱ'ሎ::

1 ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ሰብኣይኪ ብዓውታ ኣይትመልስሉ ።ምክንያቱ ዓው ዓው ምባል ምልክት ንዕቀት እዩ እሞ ብህድኣት ድኣ ተዛረብዮ ።

2 ናይ ሰብኣይኪ ድኻም ነዕርኹቱ ንስድራቤትኪ ኣይትዛረቢ ሚስጥረኛ ኩኒ ። ተመሊሱ ከይጎድኣኪ ንዓኺ ሕማቅ ነገር ኣይትዝርኢ ።

3 ቁጥዕቲ ሓያል ሰብ ኣይትኹኒ ልእምቲ ኩኑ ። ጓል ጽባቔኣ ኣብ ትሕትና እዩ ትሕት በል ብፍላይ ንሰብኣይኪ ኣይትዳፈርዮ ።

4 ንሰብኣይኪ ምስ ካልኦት ኣወዳት ኣይተወዳድሪዮ ከምኡ ብምግባርኪ ፍቅሩ ክዝሕል ኣብ ልዕሌኺ ትገብርዮ ኣሎኺ ።

5 ሰብኣይኪ ኣፍቂሩኪ እዩ ተመርዒኪ እሞ ጓል ትገብሮ ነገር ግበሪ ፣ ሓላፍነትኪ ተዋጽኢ።

6 ባዶ ኢዱ ክመጸኪ ከሎ ንገዛ ኣይትውቀስዮ ኣበራትዕዮ ኣብ ስእነቱ ኣለኹልካ በልዮ ብጥቕሚ ኣይኩን ርክብኪ ።

7 ደኪሙ ዘምጽኦ ገንዘብ መጻወቲ ኣይትግበርዮ ሕለይሉ ለባም ኩኒ ምስተን ዓያሹ ኣይትዓሽዊ ንሳተን ገንዘብ ምሓዝ ዘይክእላ ክኾና ስለ ዝክእላ ከምአን ኣይትኹኒ ኣዋህልሊ ።

8 ግብረ ስጋ ክደሊ ከሎ ሓሚመ ደኺመ እናበልኪ ኣይትኽእልዮ ። ሰብኣይ ብከብዱን ብስምዒቱን ጸወታ ኣይፈልጥን እዩ ። ብተደጋጋሚ ትከልእዮ እንተ ኮይንኪ ናብ ካልኦት ኣዋልድ ክኸይድ ኢኪ ማዕጾ ትከፍትሉ ዘለኺ ።

9 ንሰብኣይኪ ኣብ ኣደባባይ ኣይትመልስሉ ። ንሱ ዋላ ተጋግዩ ከምኡ እንተ ገበረ ንስኺ ጓል ስለ ዝኾንኪ ኣብ ልብኺ ምዕቋር ተለማመዲ ። ምኽንያቱ ዓሻ ሰብይቲ ብገዛእ ኢዳ ቤታ ተፍርሶ ስለ ዝብል ከምተን ዓያሹ ኣይትኹኒ ። ለባም ሰበይቲ ንነገራት ኣብ ልባ እያ ትገብሮ ።ምስ ሰብኣያ ክትተሃላለኽ ኣይትነብርን እያ ።

10 ንሰብኣይኪ ኣብ ቅድሚ ደቅኺ ኣይትቋየቕዮ ። ለባም ሰበይቲ ከምዚ ኣይትገብርን እያ ።እቶም ምኽንያት ኣቡኦም ክንዕቅዎ ኢኪ ትዕድምዮም ዘሎኺ እሞ መስተውዓሊት ኩኒ።

ካብ ዘንበብና'ዮ እዩ!!!

ኣብ ቀጻሊ ድማ ንደቂ ተባዕትዮ ምኽሪ
ሒዝና ክንመጽእ ኢና ኣብዛ ሕሳብና ፎሎ ሸር ብምግባር ኣታባብዑና።

Join Telegram Channel - t.me/morningtigray ለመቐለ ዩኒቨር ሲቲ ተማሪዎች እና የተቋሙ ሰራተኞች እንኳን ደስ አላችሁ  መቐለ ዩኒቨርሲቲ ወደ መማርና ማስተማር ስራዉ እ...
11/03/2023

Join Telegram Channel - t.me/morningtigray


ለመቐለ ዩኒቨር ሲቲ ተማሪዎች እና የተቋሙ ሰራተኞች እንኳን ደስ አላችሁ

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ወደ መማርና ማስተማር ስራዉ እንዲመለስ ተወስኗል።

በጦርነት ምክንያት የመማር ማስተማር ስራዉ ተቋርጦ የነበረዉ ዩኒቨርሰቲው ከመጪዉ ሳምንት ጀምሮ ስራ የሚጀምር ሲሆን በመንግሥት በኩል የሚያስፈልግ በጀት ሁሉ ተለቆለታል።

ዩኒቨርስቲዉ ወደ 24,000 የሚጠጉ ነባር ተማሪዎች በቀጣይ 4 ወራት ትምህርታቸዉን እንዲያጠናቅቁ የሚያደርግ መሆኑን እና ከመስከረም 2016 ጀምሮ ደግሞ አዳዲስ ተማሪዎችን እንደሚቀበል ተነግሯል ።

ተስፋዬ ሽፈራሁ

 ፈለሰ እምዘይበሊ ኀበ ዘኢይበሊሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ዮሐንስ ዳግማዊ  ናይ ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ መንፈሳዊ ኮሌጅን ናይ መቐለ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ካቴድራል ላዕለዋይ ሓላዊ ካብ...
28/02/2023


ፈለሰ እምዘይበሊ ኀበ ዘኢይበሊ
ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ዮሐንስ ዳግማዊ ናይ ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ መንፈሳዊ ኮሌጅን ናይ መቐለ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ካቴድራል ላዕለዋይ ሓላዊ ካብዚ ድኻምን መከራን ዘለዎ ዓለም ናብቲ ናይ ዘለኣለም ዕረፍቲ ዘለዎ ተሸጋጊሮም።
በረከቶም ይብፀሐና ◾️

 ተኽላይ በርሀ ይበሃል። ኣብ ስራሕ ፈጠራን ንግድን ኣድሂቡ እዩ ንመናእሰይ ዘምህር። ብኡ እዪ ስፐሻላይዝ ገይረ። ኣብ ዓዲ ውሽጢ: ኣብ ወፃኢ (ህንዲ:ኬንያ)  ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ወሲዱ እ...
26/02/2023


ተኽላይ በርሀ ይበሃል። ኣብ ስራሕ ፈጠራን ንግድን ኣድሂቡ እዩ ንመናእሰይ ዘምህር። ብኡ እዪ ስፐሻላይዝ ገይረ። ኣብ ዓዲ ውሽጢ: ኣብ ወፃኢ (ህንዲ:ኬንያ) ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ወሲዱ እዩ። ብዙሕ ስልጠና ውን ሂቡ እዩ። ሐዚ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ኹነታት ንብዙሓት መናእሰይ ብትግርኛ ንምብፃሕ ብፌስቡክ ምምሃር ጀሚሩ ስለዘሎ ንኽትከታተልዎ ብኽብሪ ይዕድም። የቐንየለይ🙏
እዛ ሊንክ:-
https:www.facebook.com/teklayb

Dear Friends,

I am writing to urge you to follow Teklay Berhe on Facebook. Teklay is a leader who specializes in teaching entrepreneurship to youth. He has participated in both local and international Entrepreneurship trainings and is now using these learned skills and knowledge to mentor young individuals on the power of entrepreneurship.

Given the current situation in Tigray, he has organized his teachings on Facebook and is using this platform to share vital information about the benefits of running a business. I strongly believe anyone with an interest in learning about this subject should follow him immediately for tips, insights, industry news and worksheets related to startups.

It would be greatly appreciated if you could help spread awareness about his initiatives by following him immediately.

Thank you for your time!
His Link:- https:www.facebook.com/teklayb

Sincerely,

ናይ ስራሕ ዕድል!  t.me/morningtigray
19/02/2023

ናይ ስራሕ ዕድል!
t.me/morningtigray

የሰላም አምባሳደሩ ታሪኩ ካንጋሴ | ዲሽታ ጊና | ኣብ መቐለ! ክብር ለሚገባዉ ክብር እንስጥ 👌
17/02/2023

የሰላም አምባሳደሩ ታሪኩ ካንጋሴ | ዲሽታ ጊና | ኣብ መቐለ! ክብር ለሚገባዉ ክብር እንስጥ 👌

😭😭😭t.me/morningtigray
16/02/2023

😭😭😭
t.me/morningtigray

ንኹሉ ክባፃሕ ሼር ንግበር! t.me/morningtigray
11/02/2023

ንኹሉ ክባፃሕ ሼር ንግበር!

t.me/morningtigray

 #መቐለሰራሕተኛታት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንህዝቢ ግልጋሎት እንትህቡ!      🔰🔰🔰🔰🔰🔰https://t.me/morningtigray
07/02/2023

#መቐለ
ሰራሕተኛታት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንህዝቢ ግልጋሎት እንትህቡ!



🔰🔰🔰🔰🔰🔰
https://t.me/morningtigray

ብርሃኖም ስኢኖም ናይ ትግራይ ፀላም ዘብርሁ!ክብሪ ንዓኹም ።  ❤         🔰🔰🔰🔰🔰🔰https://t.me/morningtigray
05/02/2023

ብርሃኖም ስኢኖም ናይ ትግራይ ፀላም ዘብርሁ!
ክብሪ ንዓኹም ።






🔰🔰🔰🔰🔰🔰
https://t.me/morningtigray

   !!ሎምዓንቲ ሰንበት ኣብ እስፔን ዝተካየደ ፍርቂ ማራቶን (21km)    58:59 ብምእታው ናይቲ ቦታ ሪከርድ ብምስባር  ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ ።      🔰🔰🔰🔰🔰🔰https://t.m...
05/02/2023


!!

ሎምዓንቲ ሰንበት ኣብ እስፔን ዝተካየደ ፍርቂ ማራቶን (21km) 58:59 ብምእታው ናይቲ ቦታ ሪከርድ ብምስባር ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ ።



🔰🔰🔰🔰🔰🔰
https://t.me/morningtigray

TDF ❤ ኣክሱም እንትኣትዉ!ቐፃሊ እዉን ሑመራይ Loading... 😊      🔰🔰🔰🔰🔰🔰https://t.me/morningtigray
05/02/2023

TDF ❤ ኣክሱም እንትኣትዉ!
ቐፃሊ እዉን ሑመራይ Loading... 😊



🔰🔰🔰🔰🔰🔰
https://t.me/morningtigray

ብዚ ፎቶ እዙይ ክንሕጎስ ዶ ወይስ ክንሓዝን?እዚ ናይ ጠረቤዛ ወግዒ እዙይ ቅድሚ ህዝቢ ምጭፍጫፉ ቅድሚ መላምል መናእሰይ ምርጋፎምን ምቁሳሎም ቅድሚ ከተማታት ምዕናዉን ክኸዉን ነይርዎ:: ብዙሕ...
04/02/2023

ብዚ ፎቶ እዙይ ክንሕጎስ ዶ ወይስ ክንሓዝን?

እዚ ናይ ጠረቤዛ ወግዒ እዙይ ቅድሚ ህዝቢ ምጭፍጫፉ ቅድሚ መላምል መናእሰይ ምርጋፎምን ምቁሳሎም ቅድሚ ከተማታት ምዕናዉን ክኸዉን ነይርዎ:: ብዙሕ ትርፊ እዉን ምተረኸቦ ነይሩ:: ግን ፖለቲከኛታት ጊዝያዊ ዓቅሞም ስለ ዘተኣማምኖም ጊዚያዊ ስልጣኖም ስለ ዘተሓሳስቦም እዚ ኺሳራ እዙይ ተኸሲሩ ብዙሕ መስዋእቲ እዉን ተኸፊሉሉ እዩ::
ዋላኳ ዝልተኸፈለ መስዋእቲ ዝበፀሐ ኪሳራ መሕዘኒ መሕረቒ ይኹን ናብዚ ደረጃ በፂሖም ህዝብና ብዝተወሰነ መልክዑ ምትንፋስ ምጅማሩ ካብ ድሮን መፀት : መድፍዕ ተተኮሰ : ጭንቂ ምዉፁኡ ደስ ዝብል ተስፋ ዝህብ ነገር እዩ::

ሓደራ ግን ቐፅሉሉ! ሓዴኹም ዓቕሚ ምስ ረኸብኹም እዚ ኲናት ኻልኣይ ንጀምሮ ከይትብሉ!

ክብርን ሞገስን ነቶም ነዚ ሰላም እዙይ ክመፅእ ዘይትትካእ ሂወቶም ልገበሩ ጀጋኑ ሰማእታትና!

ንሕና!!====ንድኽነት እናፀባበቕናን እናቀባጠርናን ሕመቕና ንሽፍን። ስንፍናና ጎሊሁ ከይርአ ብምስላታት ይኹን ብብሂላት ነፀባብቖ። "ኣነኮ ፃዕዳ ድኻ እየ" እናበልና ሓጥያትና ንባርኾ።"ሃፍታ...
26/01/2023

ንሕና!!
====
ንድኽነት እናፀባበቕናን እናቀባጠርናን ሕመቕና ንሽፍን። ስንፍናና ጎሊሁ ከይርአ ብምስላታት ይኹን ብብሂላት ነፀባብቖ። "ኣነኮ ፃዕዳ ድኻ እየ" እናበልና ሓጥያትና ንባርኾ።

"ሃፍታም ብዘይ ድኻ ኣይኾርዕን" እናበልና መኹርዕቲ ካልኦት ክንኾን ንደሊ። ንባዕልና ክንኾርዕን ካልኦት ብኣና ክኾርዑን ኣይንፅዕርን።

"ድኻ ክሓልፈሉ ይሓስብ ፣ ኣቦይዝጊ መዓልቱ ይፅብፅብ። ሓሳብ ጥራሕ። ተግባርን ፃዕርን ስለዘይሕወሶ ምስ ድኽነትና ናብ መቓብር ንወርድ። ታ ንፈትዋ ድኽነት ምሳና ተትቕበር ግርም ነበረ። ንሳ ግን ክሳብ ሓመድ ድበ ንዓና ኣፏንያ ናብ ካልኦት ትምለስ።

ድኽነት ኣብ ርእሲ እዩ። ኣብ ርእስና ዘሎ ናይ ኣተሓሳስባ ድኽነት ክሳብ ዘይቀበርና ገና ድኽነት ክቐብረና እዩ።

ከምዚኦም ዝበሉ ሓደ ሓደ ሰብ ብሉፅ ርእሲ ድማ ብርእሶም ንድኽነት ይቃለሱ። ካብኣ ድማ እናረሓቑ ይኸዱ። ናብ ዓርሰ ምኽኣል ይበፅሑ።


🔰🔰🔰🔰🔰🔰
https://t.me/morningtigray

Pic ፦ ኣሰና ዓድዋ

25/01/2023

ንኩሉኹም ኣባላት TDF !

ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ : ብኣኻትኩም ኩሉ ጊዜ ሕቡናት ኢና:: ንስኻትኩም ህዝብኹም ካብ ጄኖሳይድ ንምትራፍ ናብ ገድሊ ብምፅምባር ቅድሚት ተሰሊፍኩም ክቡር ኣካልኩምን ህይወትኩምን ክተወፍዩን እናወፈኹም ዝመፃእኹምን ፃድቓት ኢኹም:: ዝኸፈልክምዎ መስዋእቲን መጉዳእትን ኩሉ ምንም ዘናስሕ ዘይብሉ ምእንቲ ህዝቢ ካብ ፍፁም ፅንተት ተግባር ጄኖሳይዳዊያን ክድሕን ዝገበርክምዎ ቅዱስ ተግባር እዩ:: ህዝቢ ትግራይ ነዚ ሰፍ ዘይብል ረዚን ውዕለታኹም ኣብታ ንቕድሚት እትህነፅ ሓራ ትግራይ ብድሙቕ ወርቃዊ ቀለም ኣብ ክባር መዝገብ ታሪኽ ኣስፊሩ ንዘልኣለም እናዘከሮ ክነብር እዩ::

 Cherinet Harifo Alem" As of Today i have officially secured a sit at the Decision making table at the United Nations fr...
25/01/2023


Cherinet Harifo Alem
" As of Today i have officially secured a sit at the Decision making table at the United Nations from 2023 to 2024. This is a win for millions of Youth and above all to my minority community of and the youth of the country as a whole.

ንቲ ኣብ ኒው-ዮርክ ዝርከበሉ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ውሳነታት ዝውሰነሉ ወንበር ንኽሳተፍ ብወግዒ ተመሪፀ። እዚ ዓወት እዚ ናይ በይነይ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ብሙልኡ እቲ ኣፍሪቃዊ መንእሰይ ዓወት እዩ ብኣውራኡ ኹኣ ንቲ ማሐበረሰብ ናይ ክልል ትግራይ እና ኢትዮጵያ ብምልእታ ዝረብሕ እዩ :: "

  ብምግባር ንዓለም ነባፅሓዮ!A new Book by our own brother Goitom,   Primed for Death!Order and get your copy everyone.Our pain, o...
11/01/2023

ብምግባር ንዓለም ነባፅሓዮ!
A new Book by our own brother Goitom, Primed for Death!

Order and get your copy everyone.
Our pain, our stories and our way of survival should be documented.
should be documented for generations to come.
Congratulations Brother Goitom.

ኣትሌታት ትግራይ ናብ መቐለ!ኣካል ኣብ ልዕሊ  ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ተነቢሩ ዝፀንሐ ዕፅዋን ክባን ግዳይ ዝኾኑ ኣትሌታ ምስ ስድርኦምን ህዝቦምን ንምርኻብ ድሕሪ ዝተወሰነ ሰዓት መቐለ ክኣ...
10/01/2023

ኣትሌታት ትግራይ ናብ መቐለ!

ኣካል ኣብ ልዕሊ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ተነቢሩ ዝፀንሐ ዕፅዋን ክባን ግዳይ ዝኾኑ ኣትሌታ ምስ ስድርኦምን ህዝቦምን ንምርኻብ ድሕሪ ዝተወሰነ ሰዓት መቐለ ክኣትው ትፅቢት ይግበር ።

ፕረዝደት ፌደረሽን ኣትሌትክስ ኣትሌት ዳራርቱ ቱሉ ሓቢራቶም ከምትመፅእ'ውን ተፈሊጡ ኣሎ።
ሰናይ ጉዕዞ !!

09/01/2023

ሓደርኪ ትግራይ! ሰላምኪ ይብዛሕ ትግራይ ዓደይ።

💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
💛💛💛💛❤️❤️⭐❤️❤️❤️
💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

05/01/2023


ዓለምለኸ ባንኪ ኣንበሳ ካብ ዕለት 27/04/2015 ኣ.ግ ኣብ መቐለ ኣገልግሎት ባንኪ ጀሚሩ።

ኣነ ወያናይ እየ ኣርባዕተ ነጥቢ!
03/11/2020

ኣነ ወያናይ እየ ኣርባዕተ ነጥቢ!

መቐለ ዩኒቨርስቲ ለተመራቂ ተመሪዎች አቀባበል እያደረገ ነው።የመቐለ ዩኒቨርስቲ ተመራቂ ተመሪዎች በወጣላቸው መርሀግብር መሰረት ወደየ ግቢያቸው በመግባት ላይ ይገኛሉ::እንኳን ደህና መጣችሁ! ...
03/11/2020

መቐለ ዩኒቨርስቲ ለተመራቂ ተመሪዎች አቀባበል እያደረገ ነው።

የመቐለ ዩኒቨርስቲ ተመራቂ ተመሪዎች በወጣላቸው መርሀግብር መሰረት ወደየ ግቢያቸው በመግባት ላይ ይገኛሉ::

እንኳን ደህና መጣችሁ!

ይሄ ሰዉዬ ግን ጤነኛ ነዉ? እሱ ራሱ ኢትዮጵያዊ አይደለም እንዴ?
02/11/2020

ይሄ ሰዉዬ ግን ጤነኛ ነዉ? እሱ ራሱ ኢትዮጵያዊ አይደለም እንዴ?

አሁን የደረሰን ዜና የትግራይ ክልል ርእሰ መስተዳድር ደክተር ደብረፂዮን  ገ/ሚካኤል ከህግ ውጭ  ስልጣን ላይ ያለው  አሃዳዊውና አምባገነናዊው ቡድን በትግራይ ህዝብ ላይ ሲፈፅመው የነበረውን...
02/11/2020

አሁን የደረሰን ዜና

የትግራይ ክልል ርእሰ መስተዳድር ደክተር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል ከህግ ውጭ ስልጣን ላይ ያለው አሃዳዊውና አምባገነናዊው ቡድን በትግራይ ህዝብ ላይ ሲፈፅመው የነበረውን ሴራ ወደ ኃይል እርምጃ በመሸጋገር ላይ ስለ ሆነ ህብረተሰቡ ዝግጅቱን አጠናክሮ እንዲቀጥል ጥሪ አቀረቡ፡፡

t.me/GoodMorningTigray

02/11/2020
ብሩኽ መዓልቲ !
02/11/2020

ብሩኽ መዓልቲ !

ኹርዓትና ዝኾነት ለተሰንበት ጊደይ Moment Of The Month ተባሂላ ተመሪፃ! 👏👏👏
31/10/2020

ኹርዓትና ዝኾነት ለተሰንበት ጊደይ Moment Of The Month ተባሂላ ተመሪፃ! 👏👏👏

ዓወትን ናፅነትን ኤርትራ ወይ ከዓ ህግደፍ /ህግሓኤ/ ብቐንዱ ብፅሒት ተጋሩ እዩ። ----------------------------------------------------------------1] ካ...
30/10/2020

ዓወትን ናፅነትን ኤርትራ ወይ ከዓ ህግደፍ /ህግሓኤ/ ብቐንዱ ብፅሒት ተጋሩ እዩ።
----------------------------------------------------------------
1] ካብ ብጒሓቱ ነበር ዋና ፀሓፊ መሪሕነት ህግደፍ/ህግሓኤ/ ነፍስሄር ኢሳያስ ኣፈወርቂ ትግራዋይ እዩ። ገዲም ተጋ/ኢሳያስ ኣፎርቂን "ኤርትራ ንኤርትራውያን" ዝብል ጭርሖ ዘስምዑ ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያምን ደቂሓንቲ ቁሸት መረበት ትግራይ እዮም። ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያምን ጀማሪ ሰውራ "ኤርትራ ንኤርትራውያን" እንትኾኑ ኤርትራ ንኤርትራውያን ንክትከውን ዝኣደነ ድማ ገዲም ተገ/ኢሳያስ ኣፎርቂ እዩ። ፈላሚን ዛዛሚን ሰውራ ኤርትራ ዝኾኑ ክልቲኦም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ እዮም።

2] ሰራዊት ሓይልታት ህግደፍ /ህግሓኤ/ ልዕሊ 30% ኣብትግራይ ብዝተወለዱ ተጋሩ ፥ ልዕሊ 35% ድማ ኣብኤርትራ ብዝተወለዱ መሬት ትግራይ ብዝመቦቆሎም ደቂ ትግራይ ዝተመስረተ እዩ። እዚ ማለት ልዕሊ 75% ኣባላት ሰራዊት ሓይልታት ህግደፍ /ህግሓኤ/ ተጋሩ እዮም።

3] ልዕሊ 65% መስዋእቲ ተጋደልቲ ሰራዊት ሓይልታት ህግደፍ /ህግሓኤ/ ትግራዋይ መንነት ዘለዎም [መቦቆሎም ትግራይ ዝኾኑ] ደቂ ትግራይ እዮም። ንዚ ሓቂ ንምርግጋፅ ኣብ ኣስመራ ኣብዝርከብ ቤትመዘክርን ሰነዳትን ሓርበኛታት ስውኣት ሰራዊት ሓይልታት ህግደፍ /ህግሓኤ/ ከይድካ ምርግጋፅ ይከኣል። ካብ ሙሩፃት ጀጋኑ መራሕቲ ሰራዊት ሓይልታት ህግደፍ /ህግሓኤ/ ካብ መራሒ ቦጦሎኒ ስዉእ በርሀ ፃዕዳ [ወዲ እገላ እንትጮ] ጀሚርካ ክሳብ ነበር ፕሬዚደንት ሃገረ ኤርትራ ወዲ ኣፎም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ እዮም።

ዝነበረ ራኢይን መትከልን ተጋሩ ኣብ ናፅነት ኤርትራ ፦
----------------------------------------------------------------
ኣብ ግዘ ፌዴሬሽን ንመጀመርታ እዋን ካብ ብጒሓቱ "ኤርትራ ንኤርትራውያን" ዝብል መትከልን ምንቅስቓስን ብመልክዕ ፖለቲካዊ ውድብ [ፓርቲ] ኣጣይሾም ናብ ምንቅስቓስ ዝኣተው ኣኽሱማዊ ትግራዋይ ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያም እዮም። ገና ካብንጎሆኡ "ኤርትራ ንኤርትራውያን ትግባእ" ኢሉ ኣብ ቅድሚ ዓለም ዝሞገተ ፥ ቅድሚት ዝልለን ዝስራዕን ትግራዋይ ዶ ኣይኮነን !?

ተደጋጋሚ መጥቃዕትን ማእሰርትን ዝተፈፀመሉ በዓል መትከል ፥ ጀሚሩ ዝዛዘመ ፥ ኤርትራ ናፃ ሃገር ክትከውን ዝተቓለሰ ፥ ካብ ኣኽሱም ናብ ኣስመራ ፥ ካብ ኣስመራ ናብ ካይሮ ገፊሕ ናይምግዳል ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ዘመቻቸወ ፥ ብክርስትና እምነቱ ፥ ብኣኽሱማዊ ኣነነቱ ፥ ብትግራዋይ መንነቱ ዘይሸማገል ጀማሪ ሓባሪ ሰውራ ኤርትራ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም ማእኸል ሕምብርቲ ታሪኽ ትግራይ ካብዝኾነት ኣኽሱም ዝተኸለደ እዩ። ብሓፈሻ ዓወትን ናፅነትን ኤርትራ ወይ ከዓ ህግደፍ /ህግሓኤ/ ብፅሒት ተጋሩ እዩ።

[ብርሃነ ገ/ገርግስ]

ዛሬም እንደ ወትሮው በትግራይ የሚገኙ የፀጠታ አካላት የደረሱ ሰብሎችን በመሰብሰብ ለአርሶ አደሮቻችን እገዛ እያደረጉ ይገኛሉ።
30/10/2020

ዛሬም እንደ ወትሮው በትግራይ የሚገኙ የፀጠታ አካላት የደረሱ ሰብሎችን በመሰብሰብ ለአርሶ አደሮቻችን እገዛ እያደረጉ ይገኛሉ።

29/10/2020

የካይሮው ሚስጢራዊ ውይይትና የተከለከለው የቡጅምብራ ጉዞ፤

Telegram Channel - t.me/GoodMorningTigray

ያየሰው ሽመልስ ETHIO FORUM

ለእስልምና እምነት ተከታዮች በሙሉ እንኳን ለመዉሊድ በአል በሰላም አደረሳችሁ🙏
29/10/2020

ለእስልምና እምነት ተከታዮች በሙሉ እንኳን ለመዉሊድ በአል በሰላም አደረሳችሁ🙏


ሼር ብምግባር ሓገዝ ናብ ዘድልዮም ሰባት ነባፅሐያ🙏🙏
28/10/2020

ሼር ብምግባር ሓገዝ ናብ ዘድልዮም ሰባት ነባፅሐያ🙏🙏

Address

Alula Street
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Good Morning Tigray - ትግራይ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share