Tigray Media Network

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዝገብሮ ዝነበረ በረራ ኣቋሪፁ::መቐለ÷27 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ትግራይ ሚድያ ነትወርክ(Tigray Media Network) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዋና...
05/09/2024

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዝገብሮ ዝነበረ በረራ ኣቋሪፁ::

መቐለ÷27 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ትግራይ ሚድያ ነትወርክ(Tigray Media Network) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዋና ከተማ ኤርትራ ኣስመራ ዝገብሮ ዝነበረ በረራ ካብ 28 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዘቋርፅ ኣፍሊጡ ::

እቲ መንገዲ ኣየር ናብ ኣስመራ ዝገብሮ በረራ ንምቁራፅ ዝተገደደ ኣብ ኤርትራ ግልጋሎቱ ንክህብ ዕንቅፋት ብዝኾነ መስርሕ ምኽንያት ምኻኑ ገሊፁ::

TMN

ንኹልኽን ኣዋልድን ደቀንስትዮን እንኳዕ ናብ በዓል ኣሸንዳ ኣብፅሓክን😍📻 ምድላው ዕለተ ሓሙስ T M N እነሆ ጀሚሩ📻👉🏻በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ  ብድምቀት  ክኽበር ጀሚሩ👉🏻ሚኒስተር ፋይናን...
22/08/2024

ንኹልኽን ኣዋልድን ደቀንስትዮን እንኳዕ ናብ በዓል ኣሸንዳ ኣብፅሓክን😍
📻 ምድላው ዕለተ ሓሙስ T M N እነሆ ጀሚሩ📻
👉🏻በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ብድምቀት ክኽበር ጀሚሩ
👉🏻ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ነበር ብርሃነ ኣብርሀ ኣብ ማእሰርቲ ዓሪፉ
👉🏻ግንባር ነፃነት ኦሮሞ ንክልተ ኮርያውያን ብምጭዋይ ንኣልሸባብ ኣሕሊፉ ሂቡ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ
👉🏻ሓፀርቲ ዜናታት’ውን ኣለና
ሰናይ ምክትታል🌹

ስውእ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ኣስረስ             ( 1947 - 2004 )ትውልዲ ቦታ★ 1 ጉንበት 1947 ዓም ካብ ወላዲቶም ወ/ሮ ኣለማሽ ገብረ ልዑልን ወላዲ ኣቦኦም ኣይተ ዜናዊ ኣስ...
21/08/2024

ስውእ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ኣስረስ
( 1947 - 2004 )

ትውልዲ ቦታ

★ 1 ጉንበት 1947 ዓም ካብ ወላዲቶም ወ/ሮ ኣለማሽ ገብረ ልዑልን ወላዲ ኣቦኦም ኣይተ ዜናዊ ኣስረስ ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወሊዱ።

ትምህርቲ

★ ክሳብ 8ይ ክፍሊ ኣብ ዓድዋ ቤት ትምህርቲ ንግስተ ሳባ ተማሂሩ። ካብ 1961 ክሳብ 1964 ዓም ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቱ ኣብ ጀነራል ዊንጌት ተኸታቲሉ።

★ ብ1965 ዓም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርስቲ ፋካልቲ ሕክምና ብምእታው ትምህርቱ ምክትታል ጀሚሩ።

ተሳትፎ ፓለቲካ

★ ብ1966 ዓ/ም ንፈለማ ኣብ መማኽርቲ መረፃ ተምሃሮ ንፋካልቲ ሳይንስ ወኪሉ ብምስታፍ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርስቲ ቤት ምኽሪ ተምሃሮ ኣባል ብምዃን ናብ ኣመራርሓ ምንቅስቓስ ተምሃሮ ኢትዮጵያ ተፀንቢሩ ።

★ ኣብ ወርሒ መስከረም 1967 ዓ/ም ማሕበር ገስግስቲ ብሔረ ትግራይ (ማግብት) ምስተመስረተ ኣባል ኮይኑ።

★ ብ1967 ዓ/ም ስርዓት ደርግ ንምቅላስ ናብ ገድሊ ብምፅንባር ኣባል ትሓሕት/ ህወሓት ኮይኑ። ካብ 1967 ዓም ክሳብ 1969 ድማ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ምርግጋፅ ህልውና ዝነበሩ ፈተናታት ብፅንዓት ተሻጊሩ።

★ ኣብ 1971 ዓ/ም ኣብ 1ይ ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ማእኸላይ ኮሜቴ ኮይኑ ተመሪፁ።

★ ካብ 1971 – 1975 ዓ/ም ህዝቢ ትግራይ ኣብ ብሄራዊን ህዝባውን ቃልስን ብስፍሓት ክሳተፍ ኣብ ዝተገበረ ምንቅስቓስ ብመሪሒነት ተሳቲፉ።

★ ኣብ 1975 ዓ/ም ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ኣባል ማእኸላይ ኮሜቴን ፓሊት ቢሮ ኮይኑ ተመሪፁ።

★ካብ 1976– 1981 ዓ/ም ቃልሲ ህወሓት ምስ ቃልሲ ህዝብታት ኢትዮጵያ ንምትእስሳር ናይ መፅናዕትን መሪሒነትን ተራ ተፃዊቶም።

★ ኣብ 1981 ዓም ኣብ ሳልሳይ ውድባዊ ጉባኤ ዋና ፀሓፊ ብምዃን ተመሪፁ።

★ ኣብ 1983 ዓ/ም ወርሒ ሕዳር ኣብ ፈላማይ ጉባኤ ኢህወደግ ኣቦ ወንበር ኮይኑ ተመሪፁ።

ተሳትፎ ኣብ መሪሕነት መንግስቲ

★ ኣብ 1983 ዓ/ም ወርሒ ግንቦት ኢህወደግ ኣዲስ ኣበባ እንትቖፃፀር ፕረዝደንት ግዝያዊ መንግስቲ ኢህወደግ ኮይኑ ንሓደ ወርሒ ኣገልጊሉ ።

★ ካብ ወርሒ ሓምለ 1983 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 1987 ዓ/ም መወዳእታ ፕረዝደንት ሽግግር መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ኣገልጊሉ።

★ ኣብ 1987 ዓ/ም ንፈለማ እዋን ዝተገበረ ዲሞክራሲያዊ መረፃ ኢትዮጵያ ስዒቡ ኣብ 1988 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኮይኑ ።

★ ኣብ 1992 ዓ/ም ካልኣይ ሃገር ለኸ መረፃ ስዒቡ ንካልኣይ ግዘ ቀዳማይ ሚኒስተር ፌድሪኢ ብምዃን ብ1993 ዓ/ም ተመሪፁ።

★ ኣብ 1997 መረፃ ሃገር ለኸ ሳልሳይ ዙር ስዒቡ ብ 1998 ዓ/ም ወርሒ መስከረም ንሳልሳይ ግዘ ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ።

★ ኣብ 2002 ዓ/ም ዝተኻየደ ራብዓይ ሀገር ለኸ መረፃ ስዒቡ ብ2003 ዓ/ም መስከረም ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ኮይኑ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ ሃገሩን ህዝቡን ኣገልጊሉ እዩ።

★ ምስ ለውጢ ኩነታት ኣየር ተተሓሒዙን ኣብ ካልኦት ጉዳያትን ድምፂ ኣፍሪካ ኣብ መድረኽ ዓለም ፣ ኣብ ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሾሞንተን ን 20 ኣኼባታት ብምስታፍ ወኪል ድምፂ ህዝብታት ኣፍሪካ ዝብል ሽም ዝረኸበ ብሉፅ ኣፍሪካዊ መራሒ ነይሩ ።

★ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮጳ 1995 ካብ ኦፕን ዮኒቨርስቲ ዩናይትድ ኪንግደም ብቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ብ2004 ድማ ካብ ኔዘርላንድስ ዩኒቨርስቲ ኣኢራስመስ ብኢክኖሚክስ ካልኣይ ዲግሪ ረኺቡ እዩ።

ኣብ 2002 ኣቆፃፅር ኣውሮፓ ድማ ካብ ደቡብ ኮርያ ዩኒቨርስቲ ሃናማ ብፓለቲካል ሳይንስ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ድግሪ ተቐቢሉ።
TMN

30/06/2023

በትግራይ የምግብ እርዳታ ሥርጭት ከተቋረጠ ወዲህ በትንሹ 700 ሰዎች "በርሃብ" መሞታቸውን ከክልሉ የበታች አስተዳደር አካላትና ከአጥኝዎች ሰምቻለሁ ሲል አሶሴትድ ፕሬስ ዘግቧል።

የክልሉ አደጋ መከላከልና ምግብ ዋስትና ቢሮ በበኩሉ፣ ከርሃብ ጋር በተያያዙ ምክንያቶች የምግብ እርዳታ ከቆመ ወዲህ በሦስት ዞኖች ብቻ የ728 ሰዎች ሕይወት ማለፉን መመዝገቡን ገልጧል ተብሏል።

የመቐለ ዩኒሸርስቲ አጥኝዎች ደሞ፣ በሰባት የተፈናቃዮች መጠለያዎች፣ 165 ሰዎች "በርሃብ" እንደሞቱ መረጃ አጠናቅረናል ማለታቸውን ዜና ምንጩ ጠቅሷል።

14 ለካቲት 2023ጠበቓታት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን፡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰዓብታ ከም ዝተኣሰሩን መብዛሕትኦም ድማ ናብ ወተሃደራዊ መዓስከር ኣዋሽ ሰባት ከም ዝተወስዱን ንቢቢሲ ገ...
15/02/2023

14 ለካቲት 2023

ጠበቓታት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን፡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰዓብታ ከም ዝተኣሰሩን መብዛሕትኦም ድማ ናብ ወተሃደራዊ መዓስከር ኣዋሽ ሰባት ከም ዝተወስዱን ንቢቢሲ ገሊጾም።

እዚ ፍጻመ ምስቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብታ ቤተ ክርስትያን ዘጋጠመ ፍጻመ ዝተኣሳሰር ምዃኑ’ውን ሓቢሮም።

ኣቦ መንበር ዓቢ ኮሚቴ ጠበቓታት እታ ቤተክርስትያን ኣያሌው ቢታኔ፡ ክሳዕ ሕጂ ብዘለዎ ሓበሬታ ቁጽሪ እቶም ኣብ ቀይዲ ዝኣተዉ ኣመንቲ ልዕሊ 200 ከም ዝኾነ ተዛሪቡ።

ይኹን እምበር እቲ ብዝሒ ገና ብንጹር ከም ዘይተፈልጠን ነዚ ዕላማ ዝተጣየሸ ኣካል ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት ዝርዝር ሓበሬታ ከም ዘቕርብን ወሲኹ ገሊጹ።

ኣቶ ኣያሌው ከም ዝብሎ፡ እቶም ኣመንቲ መብዛሕትኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ተኣሲሮም ናብ ኣዋሽ ሰባት ተወሲዶም ኣለዉ።

ብተወሳኺ፡ ቁጽሪ እቶም ናብ ኣዋሽ ዝተወሰዱ ሰባት ክንደይ ምዃኑ ብልክዕ እኳ እንተዘይፈለጡ፡ ካብ 100 ክሳብ 200 ክኾኑ ከም ዝኽእሉ ገሊጹ።

ካብቶም 'ሽበራዊ ንጥፈታት ንምፍጻምን ዘይወግዓዊ ትካል ብምቛም ሕገ መንግስቲ ንምድኻም ብምንቅስቓስ' ተጠርጢሮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኣሰሩ፡ እቶም 12 ሰኑይ 06 ለካቲት 2015 ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ነይሮም።

ካብዚኦም እቶም 7 ጥርጡራት ብዋሕስ ክፍትሑ እንከለዉ፡ እቶም ዝተረፉ ን14 ለካቲት 2015 ከም ዝተቖጸሩ እቲ ጠበቓ ሓቢሩ።

ካብቶም ብገበን ግብረሽበራ ዝተጠርጠሩ ኣደመንበር ማሕበራት መንእሰያትን ዓበይትን እታ ቤተክርስትያን ፌቨን ዘሪሁን፡ ዋና ጸሓፊ ናይቲ ማሕበር ብሩክታዊት ነብዩ፡ ከምኡ’ውን መሳይ ተፈራ፡ ተካልኝ ኢትቻ፡ ወንድወሰን ንጉሴ፡ ረ/ሳጅን ሳጅን፡ ሰራዊት ጸጋን ፋሲል ኣግደውን ከም ዝርከብዎም እቲ ማሕበር ኣመልኪቱ።

እቲ ዝርዝር ጥርጡራት ንኣማኑኤል ኣያሌው፡ ከሩቤል ኣሰፋ፡ ሰይፉ ኣለማየሁ፡ እጅጋየሁ ዳርጌን ኣብታ ቤተ ክርስቲያን ሰባኺ ኮይኑ ዘገልግል መምህር ምሕረተኣብ ኣሰፋን ዘጠቓልል'ዩ።

ኣመሪካ ኣብ ግዝኣታ መንነቱ ዘይተፈልጠ ዝበርር ኣካል ተኲሳ ከምዘውደቐት ኣፍሊጣ*******ወሃቢ ቃል እቲ ፕረዚደንት ጆን ኪርቢ ከም ዝበሎ፡ እዚ ኣካል ግዝፈቱ፡ ክንዲ መኪና ዝኸውን እዩ።እቲ...
11/02/2023

ኣመሪካ ኣብ ግዝኣታ መንነቱ ዘይተፈልጠ ዝበርር ኣካል ተኲሳ ከምዘውደቐት ኣፍሊጣ
*******
ወሃቢ ቃል እቲ ፕረዚደንት ጆን ኪርቢ ከም ዝበሎ፡ እዚ ኣካል ግዝፈቱ፡ ክንዲ መኪና ዝኸውን እዩ።

እቲ ኣካል፡ ኣብ ሰዓት ካብ 20 ክሳብ 40 ሜትሮ ይጓዓዝ ከምዝነበረ ተገሊጹ።

ሀውልት'—በአግባቡ ስቴሌ[a] ወይም በአገር ውስጥ ቋንቋዎች ትግርኛ፡ ሀወልት; እና ቤተ ክርስቲያን ግእዝ፡ ሃወልቲ—በአሁኗ ኢትዮጵያ በአክሱም ከተማ ከብዙ ሐውልቶች ጋር ይገኛል። ሐውልቶቹ በ...
06/02/2023

ሀውልት'—በአግባቡ ስቴሌ[a] ወይም በአገር ውስጥ ቋንቋዎች ትግርኛ፡ ሀወልት; እና ቤተ ክርስቲያን ግእዝ፡ ሃወልቲ—በአሁኗ ኢትዮጵያ በአክሱም ከተማ ከብዙ ሐውልቶች ጋር ይገኛል። ሐውልቶቹ በ4ኛው መቶ ክፍለ ዘመን ከክርስቶስ ልደት በኋላ በጥንታዊው የኢትዮጵያ ሥልጣኔ በአክሱም መንግሥት ተገዢዎች ተቀርጸው የተሠሩ ናቸው። በአክሱም ውስጥ የብረታ ብረት ድንጋይ መገንባት በጣም የቆየ ልማድ ነበር፣ ምናልባትም ከሜሮ የኩሺቲክ መንግስት የተበደረ ነው። ተግባራቸው ከመሬት በታች የመቃብር ክፍሎች እንደ "ማርከሮች" መሆን አለበት. ከመቃብር ምልክቶች መካከል ትልቁ ለንጉሣዊው የመቃብር ክፍሎች ነበሩ እና ባለ ብዙ ፎቅ የውሸት መስኮቶች እና የውሸት በሮች ያጌጡ ነበሩ ፣ ያነሱ መኳንንት ግን ያነሱ ፣ ያጌጡ አይደሉም። ጥቂት ትልልቅ ሰዎች ቆመው ሳለ፣ በተለያዩ “የስቴላ መስክ” ውስጥ በመቶዎች የሚቆጠሩ ትንንሾች አሉ። አሁንም ቢሆን ጥንታዊ፣ በግምት የተቀረጹ ሐውልቶች ይበልጥ በተብራሩ “ሀውልቶች” አጠገብ ማየት ይቻላል። በመጨረሻ በአክሱም ላይ የተተከለው ብረት የንጉሥ ኢዛና ስቲል እየተባለ የሚጠራው በ4ኛው ክፍለ ዘመን እዘአ ነበር።
ንጉስ ኢዛና (321 –360 ዓ. እንዲሁም የመስዋዕት መሠዊያ[ጥቅስ ያስፈልጋል])።
በጊዜ ሂደት፣ ከእነዚህ ስቴላዎች ውስጥ ብዙዎቹ በብዙ ምክንያቶች ወደቁ[6] መዋቅራዊ ውድቀት (ምናልባት እንደ ታላቁ ስቴል 33 ሜትር) ምናልባትም ከተገነቡ በኋላ ወዲያው; የመሬት መንቀጥቀጥ (አክሱም በሴይስሚክ ዞን ውስጥ ናት) ወይም ከ1529 እስከ 1543 በኢትዮጵያ እና በአዳል ጦርነት ወቅት የኢማም አህመድ ግራኝ ወታደራዊ ወረራ። በ19ኛው መቶ ክፍለ ዘመን ከሦስቱ ዋና ዋና "ንጉሣውያን" ሐውልቶች መካከል የቆመው የንጉሥ ኢዛና ስቲል ብቻ ነው፣ በኅትመት "በአክሱም ሐውልት የሄንሪ ጨው (1780–1827)።[7] ጨው ከካፒቴን ቶማስ ፍሬማንትል ጋር ወደ እንግሊዝ ተመልሷል፣ እና የአክሱም ሀውልት ንድፍ በኔልሰን ሀውልት፣ ፖርትዳውን ሂል፣ ፖርትስማውዝ ሃርበር አቅራቢያ ባለው ላይ ተጽዕኖ አሳድሯል፣ ለዚህም ፍሬማንትል ገንዘቡን ሰብስቧል።[8]
በ1937 የጣሊያን ኢትዮጵያን ወረራ በዘረፋ አብቅቷል፣በዚህም የንጉሥ ኢዛና የአክሱም ሀውልት ወደ ጣሊያን በጦርነት ምርኮ ተወሰደ። ሞኖሊቱ በሦስት ተከፋፍሎ በአክሱም እና በማሳዋ ወደብ መካከል ባለው አሰቃቂ መንገድ በጭነት መኪና ተጭኖ በሁለት ወራት ጊዜ ውስጥ አምስት ጉዞዎችን አድርጓል። መጋቢት 27 ቀን 1937 በመርከቡ አድዋ ኔፕልስ ደረሰ። ከዚያም ወደ ሮም ተጓጓዘች፣ እንደገና ተመለሰች፣ ተሰብስቦ እና በጣሊያን አፍሪካ ሚኒስቴር ፊት ለፊት በሚገኘው ፖርታ ካፔና ካሬ ላይ ቆመ። ይህ ካሬ በኋላ የተባበሩት መንግስታት የምግብ እና የእርሻ ድርጅት እና የሰርከስ ማክሲመስ ዋና መሥሪያ ቤት ይሆናል። የሮም መጋቢት አስራ አምስተኛው የምስረታ በዓልን ለማክበር ሀውልቱ በኦክቶበር 28፣ 1937 በይፋ ተከፈተ።[9] ክዋኔው የተቀናጀው በኡጎ ሞኔሬት ዴ ቪላርድ ነው።
የኢትዮጵያ ንጉሣዊ አገዛዝ ምልክት የሆነው የይሁዳ አንበሳ የነሐስ ሐውልት ከሐውልቱ ጋር ተወስዶ ተርሚኒ ባቡር ጣቢያ ፊት ለፊት ታይቷል።

https://t.me/tigrayadialula

https://t.me/tigrayhistory

ናይዝ Group ዓላማ ዝተፀገሙ ወገናትና ምሕጋዝ ምብሪትታዕ ካብኡ ሓልፉ ኸዓ ስለ ዓባይ ትግራይ ተጋሩ ጥራሕ ዘዕሊሉላ Group አያ:: https://t.me/tigrayadialula

አቡነ ማትያስ ሌላ የጦብያ ኦርቶዶክስ ሲኖዶስ ሌላ...አቡነ ማትያስ ያን ሁላ የስም ማጥፋት ሲደርስባቸው ፣ የቁም እስርላይ ሲሆኑ ፣ ታፍኛለው ሲሉ  ዞር ብሎ ያላየ ምእመን አሁን የትግራይን ...
23/01/2023

አቡነ ማትያስ ሌላ የጦብያ ኦርቶዶክስ ሲኖዶስ ሌላ...

አቡነ ማትያስ ያን ሁላ የስም ማጥፋት ሲደርስባቸው ፣ የቁም እስርላይ ሲሆኑ ፣ ታፍኛለው ሲሉ ዞር ብሎ ያላየ ምእመን አሁን የትግራይን እና ተጋሩን ድጋፍ ለማግኘት ሲል አቡነ ማትያስ ብቻ ናቸው ጳጳስ እያለ ሲላላጥ ማየት ያስቃል....

አቡነ ማትያስ ሲሞላልህ ምትጥላቸው or ባላየ ምታልፋቸው ; ሲቸግርህ ደግሞ ምታነሳቸው ተራ እቃ ሳይሆኑ ትክክለኛ አባት ናቸው!

👉 "ፓትርያርኩ ፅላት ሰርቀው ሊወጡ ሲሉ ተያዙ" ሲባል - ህዝቡ ገሚሱ ዝም ገሚሱ ' ሌባ ' ይላል
👉 "ፓትርያርኩ ገለልተኛ አደሉም ለአንድ ብሄር ነው ሚያደሉት" ሲባል - ህዝቡ ' እሄ ጁንታ ' ይላል
👉ስዩም ተሾመ "ሰውየው ትግራይ ትስዕር ማለት ብቻ ነው የቀረው" ሲል - ህዝቡ ኮሜንት ላይ ' እሄ ርካሽ ሰውዩ ' ይላል
👉 " ታፍኛለው" ሲሉ - ህዝቡ ' ለዘመዶቹ ሊያወራ ሲል ዝም አስባሉት ደግ አረጉ ' ይላል
👉 እንዳያወሩ ማይክ ሲቀሙ - ህዝቡ ባላየ ላሽ ይላል
👉 ለህክምና ወደ ውጪ ደርሰው ሊመጡ ነው ሲባል - ህዝቡ 'እሄ ሽማግሌ በዛው ሊጠፋ ነው እንዳይወጡ ' ይላል

ታድያ አንተ ያላከበርካትን ሲኖዶስ ; አንተ ያላከበርካቸውን ፖትርያርክ የአብይ የጴንጤ መንግስት እንዲያከብርልህ ፈልገህ ነው😂 !? ድንቁርና

ጠቅለል ለማድረግ ግን .... ሲደላችሁ ፓትርያርኩን ምትወቅሱ ሲከፋችሁ ምትጠመጠሙ ከሆነ ኣላማችሁ ከመጀመርያውም ሃይማኖት ሳይሆን ፖለቲካ ነው!

" ሲፈታ ወደኔ ሲታሰር ወደሱ" የሆነ ህዝብ

ትግራዋይነት ከኢትዮጵያዊነት በላይ ነው ብሎ፣ ዘሎ ወደ ሜዳ የገባው ትግራዋይ፤ ትላንት መቐሌ የገቡ ትግራዋይ አትሌቶች አካል አንዱ ነበረ❤💛❤
12/01/2023

ትግራዋይነት ከኢትዮጵያዊነት በላይ ነው ብሎ፣ ዘሎ ወደ ሜዳ የገባው ትግራዋይ፤ ትላንት መቐሌ የገቡ ትግራዋይ አትሌቶች አካል አንዱ ነበረ❤💛❤

ከስምምነቱ ፊርማ ቡኋላ 3708 ንፁሃን በኤርትራ እና በአማራ ሀይሎች ተገድለዋል። 3708 ንፁሃን! ስምምነቱ ''የሰላም'' ሳይሆን ''የትግራይ ንፁሃን የሚገደሉበት'' እንደሆነ ነው እየገባኝ...
08/01/2023

ከስምምነቱ ፊርማ ቡኋላ 3708 ንፁሃን በኤርትራ እና በአማራ ሀይሎች ተገድለዋል። 3708 ንፁሃን!

ስምምነቱ ''የሰላም'' ሳይሆን ''የትግራይ ንፁሃን የሚገደሉበት'' እንደሆነ ነው እየገባኝ ያለው!

በደላትና ንምንታይ ኢና ንርስዕ?ካብ ትግራይ ወፃኢ ተወሊዱ ዝዓበየን ብትግራዋይ መንነቱ ብዙሕ መስዋእቲ ዝኸፈለ መሓዛይ ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ናብ ዋና ኸተማ ትግራይ መቐለ ከይዱ ሎሚ እዛ ኣብዚ...
05/01/2023

በደላትና ንምንታይ ኢና ንርስዕ?

ካብ ትግራይ ወፃኢ ተወሊዱ ዝዓበየን ብትግራዋይ መንነቱ ብዙሕ መስዋእቲ ዝኸፈለ መሓዛይ ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ናብ ዋና ኸተማ ትግራይ መቐለ ከይዱ ሎሚ እዛ ኣብዚ ኣተሓሒዘያ ዘለኹ መልእኽቲ ብውሽጢ መስመር ሰዲዱለይ። እንታይ ኮይንኻ ኢለ ምስ ሓተትኩዎ ብጣዕሚ ዘሕዘንዎ ነገራት ብዙሓት ዘርዚሩለይ። ካብቶም ዘሕዘንዎ ነገራት ሓደ ኣብ ከተማ መቐለ ሰብ ሙሉእ ለይቲ ፍቓዶ ባራት ንሓንቲ ቢራ 150 ቅርሺ እንዳኸፈለ ብኣምሓርኛ ክጭፍር ከም ዝሓድር ምስ ረኣየ ኣዝዩ ከም ዝጎሃየ ገሊፁለይ።

እዚ መሓዛይ "ኣነ ናብ ትግራይ ሐዚ ክመፅእ ከለኹ ትግርኛ ኣፅቢቐ ስለ ዘይክእል ብኣምሓርኛ ከዋገዖም ከለኹ ናይቲ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት በሰለኦም ዶ ከዘኻኽሮም ይኸውን እንዳበልኩ ይስከፍ ነይረ። ኣብ መቐለ ኣትየ ብኣምሓርኛ ከዛርቦም ከለኹ ግን ከምቲ ናይ ቀደም ሸፈድፈድ ምባል ኣብዚሖሙለይ ፤ ብጣዕሚ ድማ ሓዚነ" ይብል።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋሩ ትግርኛ ተዛሪብኩም ፤ ትግርኛ ደርፊ ከፊትኩም ተባሂሎም ብትግራዋይ መንነቶም ምኽንያት ፍቓዶ ኣብያተ ማእሰርቲታት ኢትዮጵያ ተንገላቲዖም እዮም። ኣብ ክልላት ኣምሓራ ፣ ኦሮምን ደቢብ ክልልን ክንደይ ተጋሩ ተቐቲሎም እዮም። ኣብ ትግራይ እውን ትግርኛ ተዛሪብኩም ተባሂሎም ዝተረሸኑ ወገናትና ፈጣሪ ይቑፀሮም።

ንሕና ድማ ሐዚ ተገልቢጥና ኣብ ዋና ከተማና ብኣምሓርኛ ክትጭፍርን ክትዓብድን ምሕዳር ሕስረት እዩ ኢሉ እውን ብኣብ ልዕሊ ህዝብኻ ዝበፅሐ በደል ምልጋፅ ማለት እዩ። ከምዚ ዓይነት ሕማም እንታይ ይበሃል?

ዝብላዕ ምግቢ ስኢኖም ከም ደቂ በረኻ ቆፅላ መፅሊ እንዳበልዑ ፣ ዝኽደንዎ ስኢኖም ትርሹዋ እንዳተኸደኑ ፣ መሳፈሪ ስኢኖም ብእግሮም ንኡሽተይ እንተረኺቦም ብጋሪን ብባጃጅን ኣብ ዝጎዓዝሉ ፣ ብስእነት መድሓኒትን ብጥሜትን ኣሻሓት ወገናትካ ኣብ ቅድሚ ዓይንኻ ከም ቆፅሊ እንዳረገፉ ንሓንቲ ቢራ 150 ቅርሺ እንዳኸፈልካ ፍቓዶ ባራት ኣብ ዕብዳን ምሕዳር እንታይ ይበሃል?

ኣብ ዳያስፖራ ይኹን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ማሕበረሰብና ብዙሕ ግዜ ፀገም ትግራይ ምስ ፖለቲካዊ ውድብ ህወሓት እዩ ዘተሓሕዞ። ከም ማሕበረሰብ እቲ ቐንዲ ፀገምና ግን ምስ ፖለቲካዊ ውድባት ጥራሕ ዝተሓሓዝ ድዩ?

Desta Hailesilassie

ሌላው የዛሬ ማሳረግያዬ.... አዲስ የኮቪድ ዝርያ ተከስቷል... ካለፈው በላይ በ 5 እጥፍ ገዳይ ነው! ማስክ ማድረግን ጀምሩ ከአሁኑ..የኳታር መንግስት already ዛሬ ለዜጎቹና ነዋሪዎቹ ...
05/01/2023

ሌላው የዛሬ ማሳረግያዬ.... አዲስ የኮቪድ ዝርያ ተከስቷል... ካለፈው በላይ በ 5 እጥፍ ገዳይ ነው! ማስክ ማድረግን ጀምሩ ከአሁኑ..

የኳታር መንግስት already ዛሬ ለዜጎቹና ነዋሪዎቹ መልእክቱ አስተላፍፏል! ከስር መልእክቱን አስቀምጥላችኋለው

ናይዝ Group ዓላማ ዝተፀገሙ ወገናትና ምሕጋዝ ምብሪትታዕ ካብኡ ሓልፉ ኸዓ ስለ ዓባይ ትግራይ ተጋሩ ጥራሕ ዘዕሊሉላ Group አያ:: https://t.me/tigrayadialula

03/01/2023

ወልቃይት ከም ካሽሚር!
================

ጋዜጠኛ ተመስገን ደሳለኝ ኣብ 1990ታት እዩ ነዚ ተዛሪቡ።

ብርግፅ እዚ ኣጀንዳ ሰሚሩሎም እዩ። ወልቃይት ታሪኽ ካሽሚር ዘንዕቕ ዛንታ እያ ኣመዝጊባ ፣ ካብኡ ንላዕሊ።

ንከባቢታት ራያ ብሓይሊ ጎቢጡ ሒዙ ዘሎ ፋኖ ፣ብዕለት 23 ታሕሳስ 2015 ዓ/ም ብዙሕ ሰብ ዘይሰምዖ ሓደ መግለፂ ኣውፂኡ ነይሩ። ‘መሬት ራያ ዳግማዊት ወልቃይት’ ንምግባር ምድላው ይገብር ከምዘሎ።

ሕፅር ብዝበለ ፣ ፋኖ ኣብ በረኻታት ደቡብ ትግራይን ሰሜን ወሎን ፅዑቕ ስልጠናታት ይህብ ኣሎ። ይውደብን ይዕጠቕን ኣሎ። ኣብ ወፃኢ ዓዲ ንዘሎ ተወላዲ ኣምሓራ ብምትሕብባር ሃፍቲ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ እውን ይስራሕ ኣሎ።

ኣብ እንገብሮ ቃልሲ ኩሉ ሓይልና ናብተን ነፃ ዘይወፃ ከባቢታት ትግራይ ንግበር።

ጉዳይ ወልቃይት ፣ ሑመራ ፣ ፀለምቲ ፣ ማይ ፀብሪ ፣ ሸራሮ ፣ ሽረ ፣ ዛላምበሳ ፣ ኢሮብ ፣ ኮረም ፣ ኣላማጣን ካልኦትን ዘዝረኸብናሎም ሓበሬታታት ናብ ሚድያ ነብፅሕ።

ሰራዊት ኤርትራ ቅድም ክብል ኣብ ዝሃነፆም ድፋዓትን ስትራተጂኻዊ ቦታታትን ይሰፍር ኣሎ። ኣብዚታት ተወሳኺ ሓበሬታ ክንረክብ እንተለና ነቃልሕ ፣ ናብ ሚድያታት ነቕርብ።

በተን ኣብ ውሱን ከተማታት ዝተረኸባ ግልጋሎታት ፣ እቲ ኣብ ፀገም ዘሎ ህዝቢን ከባቢን እናተረስዐ ይኸድ ኣሎ። ስቅታ እናበዝሐ ብዝኸደ ቁፅሪ ህዝብና ይፀንት ኣሎ።

ትኹረት ፣ ቃልሲ!

01/01/2023

ኣብይ ኣሕመድ ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ሚስጥራዊ ኣኼባ ዝበሎ፦

- ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ኣመልኪቱ ሰበስልጣናት ኢትዮጵያ ኣብ ዕፅው ተኣኪቦም እናተዘራረቡ ቀንዮም ኣለው።

- እዞም ኣኼባታት ብርክት ዝበሉ ጉዳያት ዝተልዓሉሎም፣ ጉስጢት ከይተረፈ ዝነበረሉን ኣብ መንጎ ዓዲ ኣርባዕተን ሰለስተን ግልፂ ዝኾነ ናይ ረብሓ ጎንፂ ከምዘሎ ባዕሎም እቶም ሰበስልጣናት ዘቃልዑሉን እዩ።

-ኣብይ ኣሕመድ ብፍላይ ድማ ምስ ሰበስልጣናት ኣምሓራ ኣብ ዝነበሮ ዘተ ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ ዝስዕብ ሓሳብ ተዛሪቡ ኣሎ።

''ጉዳይ ወልቃይት ብህዝበ-ውሳነ ወይድማ ሪፈረንደም እዩ ክፍታሕ። ነዚ ዝሕግዘኩም ሰብ ኣስፍሩ ኢለ ኣብ ፓርላማ ከይተረፈ ተዛሪበ ነዚ አብ ክንዲ ምግባር ንዓይ ክትወቕሱ ኢኹም ትውዕሉ። ሕዚ ኝኝኝ ኣይትበሉኒ፣ ወልቃይት ንዓይ ኣይምልከትን ብህዝቢ እዩ ክውሰን" ኢልዎም ኣሎ። (እዚ ኹሉ ሰፋሪ ኣምፂኦም እውን ገና ኣይዓገቡን ዘለው ማለት እዩ)

-ካብዚ ብተወሳኺ ክልል ኣምሓራ ንበዓል ኮሎኔል ደመቀ ዘውዱ ሎምዓንቲ ኣብ ጎንደር ኣኼባ ፀዊዑ ኣሎ። ብሓፈሻ እቶም ኣብ መላእ ምዕራብ ትግራይ ዘለው ኣባላት ኣስመላሽ ኮሚቴ፣ ሓለፍቲ ወረዳን ዞባን ሎሚ ኣብ ጎንደር እዮም።

-ኣብዚ ኣኼባ ክልል ኣምሓራ ንትግራይ ዝኸስስ ሰነድ ኣዳልዩ ናብ ቤትምኽሪ ፌደሬሽን ከእቱ ምዃኑ እዩ ዝግለፅ ዘሎ። እዚ ድማ መሬተይ ንሰላሳ ዓመታት ብትግራይ ተወሲዱ ተዘሚተ ኣለኹ እሞ ካሕሳ እደሊ እየ ዝብል ምዃኑን ነዚ ድማ ሰብ ሞያ ሕጊ እዮም ዝተበሃሉ ሰባት እናሰርሑ ፀኒሖም እዮም። እቲ ክሲ የዋፅኦም ዶ ኣየዋፅኦምን ከምዘሎ ኮይኑ ድፍረቶም ግን ዘገርም እዩ።

- ኣብ መወዳእታ ሰበ-ስልጣናት ፌደራል ካብ ፅባሕ ሶኒ ጀሚሮም ኣብ ምዕራብ ትግራይ ምስ ዘለው ነበርቲ ክዛተዩ እዮም ተባሂሉ ድማ ኣሎ።

- እዞም ካብ ብዙሓት ቢሮታት ዝተወፃፅኡ ተወከልቲ ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ዓበይቲ ዓዲ፣ ፍሉጣት ሰባትን ተወከልቲ ማሕበረሰብን እዮም ክዘራረቡ በሉ።

-እዚ ማለት ብክልል ኣምሓራ ተመልሚሎም (Brainwash ዝተገበሩ ወልቀቶት) ዝተዳለው ካድረታት 'ናትና ባህጊ ምስ ኣምሓራ ምንባር እዩ' ዝብል ናይ ህዝቢ ቅዋም ዝመስል ሓሳብ ከቕርቡ እዮም ማለት እዩ። ትግራዋይ ድኣ ኣብ ምዕራብ መዓዝ ኣሎ እሞ ሓሳቡ ከቕርብ።

ሰናይ መዓልቲ

Welkait Times (Abel Mekonen)

መቐለ ናይ ልዕሊ 32 ሃገራት ኣምባሳደራት ተቐቢላ ተተኣናግድ ኣላ።ሎሚ 20ታሕሳስ2015ዓ/ም ንኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር እንግሊዝ ሓዊሱ፣ ናይ ኣፍሪካን ኣዉሮፓን ሃገራት ኣምባሳደራት መቐለ ኣ...
29/12/2022

መቐለ ናይ ልዕሊ 32 ሃገራት ኣምባሳደራት ተቐቢላ ተተኣናግድ ኣላ።

ሎሚ 20ታሕሳስ2015ዓ/ም ንኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር እንግሊዝ ሓዊሱ፣ ናይ ኣፍሪካን ኣዉሮፓን ሃገራት ኣምባሳደራት መቐለ ኣትዮም ኣለዉ።

ኣብ ሞንጎ መንግስታት ትግራይን ኢትዮጵያን ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላምን ኣተገባብራን ንምክትታልን ንቐፃሊ ኣብዝካየድ ልዝብ ንምስታፍን እዩ መቐለ ኣትዮም ዘለዉ።

ምስቶም ኣምባሳደራት ሚኒስትር ፍትሒ ፌዴራል ዶክተር ጌድዮን ጥሜትዮስ እዉን ዝመፁ እንትኾኑ ፣ብላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ትግራይ ኣቐባብላ ተገይሩሎም እዩ።

https://t.me/tigrayadialula

ፕረዚደንት ነበር ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ነበር ፕረዚደንት ናይጀርያን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪካ፣ ኦሊሶጎን ኦባሳንጆን ሓዊሱ ፣ላዕለዎት ኣባላት ኣደራደርቲ ሎሚ ከተማ መቐለ...
29/12/2022

ፕረዚደንት ነበር ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ነበር ፕረዚደንት ናይጀርያን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪካ፣ ኦሊሶጎን ኦባሳንጆን ሓዊሱ ፣ላዕለዎት ኣባላት ኣደራደርቲ ሎሚ ከተማ መቐለ ኣትዮም።

ኣካል ናይቲ መቐፀልታ እቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኬንያን ዝተካየደ ልዝብ ስምምዕ መንግስታት ትግራይን ኢትዮጵያን ከይዲ እቲ ስምምዕ ብኣካል ንምዕዛብን እቲ ስምምዕ ናብ ዝለዓለ ብራኸ ንምብፃሕ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝካየድ ተሓቢሩ።

በሰላም ስምምነቱ ከብልፅግና የሚጠበቁት መሰረታዊ ግዴታዎች ያልተገደበ ሰብአዊ ድጋፍ እንዲገባ መፍቀድ፣ መሰረታዊ አገልግሎት ማስጀመር እና ከመከላከያ ውጪ ለትግራይ ባዕድ የሆኑ አካላትን ከክል...
20/11/2022

በሰላም ስምምነቱ ከብልፅግና የሚጠበቁት መሰረታዊ ግዴታዎች ያልተገደበ ሰብአዊ ድጋፍ እንዲገባ መፍቀድ፣ መሰረታዊ አገልግሎት ማስጀመር እና ከመከላከያ ውጪ ለትግራይ ባዕድ የሆኑ አካላትን ከክልሉ ማስወጣት ናቸው።

እስካሁን ባለው ሁኔታ እንደ መድሃኒት እና ምግብ ያሉ መሰረታዊ ህይወት አድን ሰብአዊ ድጋፎች አቅራቢዎች ካዘጋጁት እና አስፈላጊ ከሆነው አንፃር ኢምንት ቢሆንም መግባት ጀምሯል። መሰረታዊ አገልግሎት ተጨማሪ ሂደት የሚፈልግ በመሆኑ መዘግየቱ አሳምኝ በሆነ ምክንያት አልተጀመረም።

ለትግራይ ባዕድ የሆኑ አካላትን ከትግራይ የማስወጣት ሂደቱ ግን እንደስምምነቱ ከመፈፀም ይልቅ በተቃራኒው ግፍ እንዲፈፅሙ የተፈቀደላቸው ይመስላል። በራያ እየተፈፀመ ያለው የእስር ዘመቻ፣ በምዕራብ ትግራይ የቀጠለው ዘር ማፅዳት እንዲሁም ሻቢያ ባለባቸው አከሰባቢዎች የሚፈፀመው ዘርፈ ብዙ ግፍ ከመከላከያ ሰራዊት የተደበቀ አይደለም።

ይሄ እየሆነ ያለው መንግስት ነኝ ብሎ ስምምነቱን የፈረው አካል ከስምምነቱ በማፈንገጡ ወይም ስምምነቱን ለመፈፀም አቅም በማጣቱ ነው። በሁለቱም ሁኔታ ግን ሀላፊነቱን ከመውሰድ አያመልጥም። በተለይ የሻቢያን ህልም ለማሳካት የትግራይ ህዝብን ማጥፋት የሚመርጥ ከሆነ ትግራይ ሾርት ሜሞሪ እንደሌላት ከታሪክ ማገላበጥ ጥሩ ነው። የዛሬ ጉልበት የነገ ዋስትና አለመሆኑም ታሪክ ምስክር ነው።

ብልፅግና ቃሉን አክብሯል በሚል የሚገለፀው እና ለቁንፅል ሰብአዊ ድጋፍ ፍቃድ የሰጠበት ሁኔታ በትግራይ ብቻ ሳይሆን ምናልባትም በአለም ታሪክ ሚልዮኖችን ለሞት በሚዳርግ ሰብአዊ ድጋፍ ፖለቲካዊ ድርድር የፈፀመ ዘር አጥፊ ቡድን የሚል ተቀፅላ የሚሰጠው ካልሆነ በቀር የሚያኮራ ጉዳይ አይደለም።

ህወሃት እጁን ካልሰጠ መላው የትግራይ ህዝብ በህክምና እጦት እና በረሃብ መሞት አለበት የሚል ውሳኔን አለም ቢረሳው የትግራይ ህዝብ አይረሳውም።

እልፍ ዘመናትን ተሻግሮ የመጣ ህዝብ በሁለት አመት ክስተት ታሪኩ እና ማንነቱ ይጠፋል ብሎ መመኘት ከንቱ ድካም ነው። የኔ ምክር ጥቂት አመታትን ወደ ፊት አሻግራችሁ ማየት አለባችሁ የሚል ነው። ከምክር እና ከመከራ መምረጥ የናንተ ድርሻ ነው።

Tigray

27/09/2022

ንጹሃን ዜጎችን በመግደል የሚረጋገጥ ድል የለም

በንጹሃን ዜጎች ግድያ ላይ የተሰጠ የኦነግ መግለጫ

መስከረም 26/2022

በሰሜኑ የሃገሪቱ ክፍል በሚካሄደው ጦርነትና በንጹሃን ላይ እየደረሰ ያለው አሳዛኝ ሰቆቃ አለም አዉቆት እያወግዘዉ ባለበት በዚህ ጊዜ በኦሮሚያ ዉስጥ ያለው ጭፍጨፋ ግን ሆን ተብሎ እንዳይሰማ ተደርጓል፡፡ የአለማቀፉ ማህበረሰብም በጉዳዩ ላይ ዝምታን መርጧል፡፡ በመንግስት እና የኦሮሞ ነጻነት ሰራዊት መካከል እየተካሄደ ያለው ጦርነት በአሁኑ ሰዓት በከፍተኛ ስፋት እየተፋፋመ ይገኛል፡፡ የ ኦሮሞ ነጻነት ሰራዊት (ኦነሰ) ይዞታዎቹን ከገጠር ወደ ወረዳ እና ዞኖችን ጨምሮ ወደ ትላልቅ ከተሞች እያስፋፋ ይመስላል። የታጠቁትን የነጻነት ሃይሎች እናጠፋለን በሚል ሰበብ የመንግስት ሀይሎች፤ የአማራ ፋኖ ፤ የአማራ ክልል ሚሊሻ እና ልዩ ሃይሎች የምዕራብ ኦሮሚያን በተለይም ሆሮ ጉዱሩን እና ምስራቅ ወለጋን ወረዋል፡፡

ከአሁን በፊት የፌደራል ሃይሎች እና የአማራ ፋኖ አጋምሳ ዉስጥ በነሃሴ 30, 2022 ከ63 በላይ ንጹሃን መግደላቸውን እንዲሁም በአቡና እና ጉዲና አቡና በመስከረም 3, 2022 የፌዴራል ሀይሎች፤ የአማራ ፋኖ እና የአማራ ከልል ልዩ ሃይል በፌደራል ሃይል በመታገዝ 31 ንጹሃን ሰዎችን ማረዳቸዉን በሚመለከት የሰጠነዉን መግለጫ ማየት ይቻላል፡፡

ጉዳዩን ይበልጥ ለማወሳሰብ የአማራ ክልል ሃይሎች እና ፋኖ ከመስከረም 22, 2022 እስከ መስከረም 26, 2022 የኦሮሚያን ድንበር ጥሶ በመግባት በሰላማዊ ዜጎች ላይ ጭካኔ የተሞላበት የግፍ ጭፍጨፋ እና ግድያ ፈጽመዋል፡፡ ባደረጉት የተቀናጀ ወታደራዊ ዘመቻ በጃርዳጋ ጃርቴ እና አሙሩ ወረዳዎች በተለይም ቅልጡ ጨካ፤ ሃሮ ዋሎ ቶምቤ፤ዳንጋብ፤ሃሮ ጉዲና እና ዳርጌ ኮቲቻ በተባሉ ቀበሌዎች ዉስጥ ባጠቃላይ ከ100 በላይ ንጹሃን ዜጎችን በጭካኔ ገድለዋል፡፡ እንዲሁም በአሙሩ ወረዳ በተለይም አጋምሳ ከተማ፤ ሚጊር፤ ሳሞ፤ዋስቲ፤ ሉማ’እ፤ ጃዋጃ፤ ጃቦ ዶባን፤ ጭዳቲ፤ ጎቡ፤ ኛሬ፤ ማካኖ፤ ሾኬ እና ዳምጋብ ሲዳን በተባሉት ቦታዎች ተመሳሳይ የጭካኔ ግድያዎች ተፈጽመዋል፡፡ በኪራሙ ወረዳ ሃሮ ቀበሌ እንዲሁ ንጹሃን በጭካኔ ተገለዋል፡፡ በሺዎች በሚቆጠሩ የታጠቁ ማህበረሰብ ፉከራ እና ሽለላ ተደግፎ እየወረረ ያለዉ የአማራ ልዩ ሃይል በፌደራል ሃይሎች እና በአማራ ሚሊሻ በሚደረግለት ድጋፍ እና አመቻችነት መሆኑ ግልጽ ነው፡፡ የፌደራል ሃይሎች፤ የአማራ ክልል ልዩ ሃይሎች እና ፋኖ ሆነዉ በተቀናጀ ሁኔታ እናቶች፤ ሀጻናት እና አዛዉንቶችን ሳይቀር ያለ ርህራሄ መጨፍጨፋቸዉን የአካባቢ ነዋሪዎች እና ከግድያው የተረፉት ሰላማዊ ሰዎች መስክረዋል፡፡ አንድን ብሄር በተለይ ኦሮሞን ከቄው ላይ ለማጽዳት ኢላማ ያደረገ ግድያ እና ጭፍጨፋ የዘር ማጥፋት እና የሰብአዊ መብት ጥሰት ወንጀል ነው፡፡ ይህ ፕሮጀክት የከሸፈ ቢሆንም ገዥው ቡድን አንዱን ከሌላዉ በማጋጨት እያደረገ ያለዉ ሙከራ እየተሳካለት ይገኛል፡፡ የዚህን አስከፊ ዉጤት መገመት ግን እጅጉን አዳጋች ይሆናል፡፡ የኦሮሞ ነጻነት ግንባር (ኦነግ) በዚህ ጉዳይ ላይ የኢትዮጵያ ህዝብን እና የአለማቀፉን ማህበረሰብ በተደጋጋሚ ማስጠንቀቁ ይታወሳል፡፡

ይህ ማለቂያ የሌለዉ የንጹሃን ዜጎች እልቂት አሁን እጅጉን አስጊ እና መጥፎ ደረጃ ላይ መድረሱን በድጋሚ እናሳስባለን፡፡ የመንግስት በግድ የለሸነት የተሞላ ወታደራዊ ዘመቻ የታሰበዉን ያክል ውጤት አያመጣም፡፡ ይልቁን የንጹሃንን ሞት ያባብሳል፤ የንብረት ዉድመትን እና ሰብኣዊ ሰቆቃን በመጨመር

09/09/2022

ሰበር ዜና

ኣብ ከተማ ገርሁስርናይ ንሸዓብያ ሓበሬታ ንመሃብ ከም ሸቀልቲ ኮይኖም ናይ ትግራይ መንቀሳቀሲ መታወቅያ ሒዞም ንኽልተ ሰሙን ዝኣክል ክስልሉ ድሕሪ ምፅናሕ ብሓይልታት ምክልኻል ሰራዊት ትግራይ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ኣለው ። ቅድሚ ሰሙን ኣብ ከተማ ገርሁስርናይ ከባቢኡን ብዞም ሰለልቲ ብዝዋሃብ ሓበሬታ ናይ ከቢድ ብረት ደብዳብ ተፈፂሙ ነይሩ ።

06/09/2022

ውፅኢት ዝሓለፉ ዓሰርተ ሓደ መዓልትታት ፀላእትና ዳግም ከፅንቱና ከምዘይኽእሉ ዘረጋገፀ እዩ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ፀላእትና ሕዚ እውን ህዝቢ ትግራይ መሊኡ ንክጠፍእ ሙሉእ ዓቕሞም ተጠቒሞም ይረባረቡ ኣለዉ ዝበሉ ኣባል ሴንትራል ኮማንድን ፈፃሚት ስራሕ ህወሓትን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ውፅኢት ዝሓለፉ ዓሰርተ ሓደ መዓልትታት ፀላእትና ዳግም ከፅንቱና ከምዘይኽእሉ ሰራዊትና ብፅንዓትን ጅግንነትን ኣመስኪሩ እዬ ሕዝውን ብፅንዓት ይቃለስ ኣሎ ክብሉ ገሊፆም ።

ፃውዒት ሰላም ተሓሲሞም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ዝኸፈቱ ጉጅለ ፋሺስት ኣብይ ኣሕመድን ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣብ ኩሉ ግምባራት ሙሉእ ዓቕሞም ተጠቒሞም ይዋግኡ ከምዘለዉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።

ኣብቲ ልዕሊ 11 መዓልቲ ሒዙ ዘሎ ቅሉዕ ኲናት ጅግና ሰራዊት ትግራይ ብዝገርም ብቕዓት ይምክቶም ከምዘሎ ዝሓበሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ እቲ ዝምዝገብ ዘሎ መስተንክራዊ ዓወታት ካብ ዝሓለፉ እዋናት ኣዝዩ ዝበለፀን ዘኹርዕን ምዃኑ ኣመልኪቶም።

ስለዝኾነ እውን ህዝቢ ትግራይ ክሳብ መወዳእታ ብደቁ ክተኣማመንን ደጀንነቱ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣሐይሉ ክቕፅልን ኣይተ ጌታቸው ፀዊዖም ኣለዉ።

ኣብቲ ኲናት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብሙሉእ ዓቕሙ ይሳተፍ ምህላዉ ዝሓበሩ ኣይተ ጌታቸው ይኹን እምበር እቲ ኩነታት ኣብ ምቕያር እዚ ዝበሃል ትርጉም ክህልዎ ከምዘይኽእልን ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ብውነ ተገንዚቡ ኣንፃሩ ንኽቃለስን ኣገንዚቦም።

እዞም ፀላእቲ ንሰራዊቶም ይኹን ንህዝቦም ፈፂሞም ከምዘይሓስቡ ዝገለፁ ኣይተ ጌታቸው ኣብ ኩሎም ግምባራት ኣደዳ ሞትን መቑሰልትን ይኾኑን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ድማ ይማረኹ ከምዘለዉ ብምግላፅ ህዝቢ ትግራይ ንምሩኻት ዝገብሮ ኩሉ መዳያዊ ክንክን ካብ መሰረታዊ ክብርታቱን ታሪኹን ዝብገስ ስለዝኾነ ኹሉ ትግራዋይ ክኾርዐሉ ይግባእ ኢሎም።

Tigray adi alula
05/09/2022

Tigray adi alula

26/08/2022
My Tegaru people Happy ASHENDA🟥🟨
22/08/2022

My Tegaru people Happy ASHENDA🟥🟨

10/07/2022

👉 ❝ ከTDF ጋር ያለን ህብረት እንደተጠበቀ ነው!❞ ጃል መሮ
➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖
🔘 ❝ነፃ ገለልተኛ አካል ገብቶ ያጣራ ሲባል መንግስት ለምን እንቢ ይላል? ይሄንን ነው መጀመሪያ መመለስ ያለብን ፤ ሁሉም ሚዲያዎች መንግስት ያለውን ነው ተቀብለው ሚያስተጋቡት ወይም ስሜታቸውን ነው የሚከተሉት እንጂ የእኛን መልስ አይጠይቁም...❞

🔘 ❝አሁን ላይ ገንዘብ ያላቸው ሰዎች ራሱ ለዘረፋ እና የራሳቸውን አላማ ለማስፈፀም የራሳቸውን ታጣቂ ቡድን እያደራጁ እና ብዙ እኛ የማናውቃቸው ሀይሎች እየተንቀሳቀሱ ነው❞

🔘 ❝በአለማችን ህዝብ ላይ ጥቃት ፈፅሞ ያሸነፈ አንድም ታጋይ የለም አለ የምትል ከሆነ ትነግረኛለህ። እኛም ይሄን ጠንቅቀን እናውቃለን። ሚዲያዎች በሙሉ " ኦነግ ንፅሀን ላይ ጥቃት ፈፀመ" ብለው ያራግባሉ ግን ይሄን ወሬ የሚሰሙት ከመንግስት ነው። ራሳቸው በቦታው ሄደው አረጋግጠው አይደለም።❞

🔘 ❝እኛ እንሱ እንደሚሉት ከሰላማዊ ሰዎች ጋር ችግር ቢኖርብን እና ንፁኃንን የምንግ*ድል ቢሆን ኖሮ ይሄኔ ጠፍተናል:: ያንን የምናደርግ ቢሆን ኖሮ ጠመንጃም አያስፈልገንም ነበር, እንድ ክብሪት ይበቃል:: ትንሽት ልቁን, አዛዉንት እና ጎልማሳን መለይት ስለማያስፈልግ በክብሪት ማዉደም ትችላለህ። እኛ እንደዚህ የወረደ ተግባር የሚያደርግ ወታደርም አላማም የለንም:: ኦሮሚያ ሰፊ ናት የማትዋሰነዉ ህዝብ የለም:: ትግላችን ከነዚህ ብሔሮች ጋር አይደለም:: በጥንቃቄ የተሞላ ስለምናደርግ እንቅስቃሴያችን አንዳንዴ ከኤሊ ያነሰ የሚሆነዉ ለዚህ ነዉ።❞

🔘 ❝ ከTDF ጋር እና ከሌሎች ህብረቶች ጋር ያለን ህብረት እንደተጠበቀ ነው!❞

የኦሮሞ ነፃነት ግምባር ዋና አዛዥ ጃል መሮ

06/07/2022

ፋፂ
➖➖➖
ሰራዊት ህግደፍ ልክዕ ከምቲ ኣብ ኹናት 1991 ኣብ ከባቢታት ገርሁ ስርናይ ፣ ፆረና ፣ ባድመን ካልኦታትን ዝገበሮ ኣብ ከተማ ፋፂ እውን ተመሳሳሊ መነወራይ ተግባር ፈፂሙ ኣሎ።

ሰራዊት ህግደፍ ሐዚ እውን ዘይለቐቕዎ መሬት ትግራይ ከምዘለዎ ኾይኑ ፣ ቅድም ኢሉ ናብ ትግራይ ኣብ ዝኣተወሉ ግዘ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታትን8 ሓውሲ ከተማን [ኹናት ዘይካየደሉ ፣ ዝኾነ ሰራዊት ኣብ ዘይብሉን ቦታ] ነታጉ ቐቢሩ ከይዱ እዩ።

ከተማ ፋፂ ሓንቲ ካብኣተን ኮይና ኣላ።

ክረምቲ ምእታው ስዒቡ ሓረስቶት መረቶም ኣብ ዝሓርሱሉን ዘለሳልስሉን እዋን ኣብ ግራውቶም ነታጉ እናተፈንጀረ ተፀጊሞም ኣለው። ቆልዑ እውን ከምኡ ኣብ ፃውቲ እዚ ሓደጋ ይገጥሞም ኣሎ።

ክሳብ ሐዚ ብዚ ፀገም ህይወት 5 ሰባት ስኢንና ኣለና። ነበርቲ እቲ ከባቢ ሰብ ሞያ መምከንቲ ነታጉ ክሕግዙዎም ፃውዒት ይገብሩ ኣለው።

እዚ መልእኽቲ ናብ ዝምልከቶ ነብፅሕ። ሼር

Address

ADDIS ABEBA
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray Media Network posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share