ደስታ ጨርቆስ አሳታሚ ድርጅት / desta publishing plc

  • Home
  • Ethiopia
  • Mekelle
  • ደስታ ጨርቆስ አሳታሚ ድርጅት / desta publishing plc

ደስታ ጨርቆስ አሳታሚ ድርጅት / desta publishing plc This is an official page of Desta Cherkos Publishing እዚ ዕላዊ ገፅ ፌስ ቡክ ቤት ? Reading for Social Change.

ክእለት ቋንቋ እንግሊዘኛ ንምዕባይ ዝሕግዝ ብሉፅ መፅሓፍ -  መሰረታዊ እንግሊዘኛ፡፡  ዝርርብ፣ ሰዋስውን ትርጉም ቃላትን ዘካተተ ብሰለስተ ቋንቋታት ዝተሰናደአ መፅሓፍ፡፡ እንግሊዘኛ፣ ትግርኛ...
11/10/2020

ክእለት ቋንቋ እንግሊዘኛ ንምዕባይ ዝሕግዝ ብሉፅ መፅሓፍ - መሰረታዊ እንግሊዘኛ፡፡ ዝርርብ፣ ሰዋስውን ትርጉም ቃላትን ዘካተተ ብሰለስተ ቋንቋታት ዝተሰናደአ መፅሓፍ፡፡ እንግሊዘኛ፣ ትግርኛን ኣምሓርኛን ኣብ ሓደ ዝሓዘ መሰረት ዘትሕዝ መሰረታዊ መፅሓፍ፡፡ ኣፀሓሕፋ ደብዳበ ስራሕ፣ ኣፀሓሕፋ መዝገበ ክእለት /CV/ ዘካተተ ኣገዳሲ መፅሓፍ ብተመጣጣኒ ዋጋ ብብር 50 ጥራሕ ኣብ ተንቀሳቓሲት መሸጣ መኪናና፡፡ 216 ገፃት ዘለዎን ብዝቐለለ ኣቀራርባ ዝተሰናደአ መፅሓፍ፡፡ መሰረታዊ እንግሊዘኛ - Basic English.

👉🏽 ናይ እንግሊዘኛ ቋንቋ ክእለትኩም ንምዕባይ ሓሲብኩምዶ? 👉🏽 ንከይዲ ትምህርትኹም ሓጋዚ ናይ እንግሊዘኛ መፅሓፍከ ኣድልይኩምዶ?👉🏽 እምበኣርከስ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለን ኣብ ኩሉ ብርኪ ትም...
03/09/2020

👉🏽 ናይ እንግሊዘኛ ቋንቋ ክእለትኩም ንምዕባይ ሓሲብኩምዶ?

👉🏽 ንከይዲ ትምህርትኹም ሓጋዚ ናይ እንግሊዘኛ መፅሓፍከ ኣድልይኩምዶ?

👉🏽 እምበኣርከስ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለን ኣብ ኩሉ ብርኪ ትምህርቲ ንዘሎ ዘገልግልን ብሉፅ መፅሓፍ ሒዝናልኩም መፂእና::

📣 ብ67 ብር ጥራይ ናይ ባዕሎም ክገብርዎ ዝግባእ መፅሓፍ 📚📚📚

📣 ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ካብ ደስታ ጨርቆስ ፐብሊሺንግ ኣብ ዕዳጋ ክትውዕል እያ::

ይደውሉልና 👇🏽

☎️ 0952681429
☎️ 0914112909

06/03/2020
ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ ብዝለዓለ ፅሬትን ጥንቃቐን ዝልለ ትካል::🎯 ኣፈላላይና ኣቕርቦትና! ምፁና፣ ደውሉልና፣ ብግልጋሎትና ክትዓግቡ ኢኹም:: 🎯 ኣብ  #መሴንጀር ይፅሓፉልና ወይ ስልኪ ይ...
06/03/2020

ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ ብዝለዓለ ፅሬትን ጥንቃቐን ዝልለ ትካል::

🎯 ኣፈላላይና ኣቕርቦትና! ምፁና፣ ደውሉልና፣ ብግልጋሎትና ክትዓግቡ ኢኹም::

🎯 ኣብ #መሴንጀር ይፅሓፉልና ወይ ስልኪ ይደውሉልና:

☎️ ‭+251952681429‬ /0914112909 / 0914757039

📌 ኣድራሻና: መቐለ ኣደባባይ ሮማናት ፊት ንፊት ባንኪ ወጋገን ናይ ቀደም ባህላዊ ኣዳራሽ ምግቢ ገዛ ገርላሰ ዝነበረ

19/02/2020
22/01/2020
ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስን መደብር መፃሕፍቲ ሰነድን ክልተ ኣሓት ትካላት
08/02/2019

ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስን መደብር መፃሕፍቲ ሰነድን ክልተ ኣሓት ትካላት

08/02/2019
ዋና ኣከፋፋሊ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ
08/02/2019

ዋና ኣከፋፋሊ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ

26/05/2018
መስትያት ሒሳብ ኣልጀብራን ጂኦሜትርን ንክፍልታት ሻውዓይን ሻምናይን። ክፋል ሓደ ኣልጀብራ፣ ክፋል ክልተ ጂኦሜትሪ። ኣብ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ እናተሸጠ ዝርከብ መፅሓፍ። ክሳብ 200...
26/05/2018

መስትያት ሒሳብ ኣልጀብራን ጂኦሜትርን ንክፍልታት ሻውዓይን ሻምናይን። ክፋል ሓደ ኣልጀብራ፣ ክፋል ክልተ ጂኦሜትሪ። ኣብ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ እናተሸጠ ዝርከብ መፅሓፍ። ክሳብ 2009 ዓ/ም ዘሎ ናይ ሻምናይ ክፍሊ ክልላዊ ፈተና ዘካተተ። ፅርየት ብዘለዎ ሕትመት ተሰናዲኡ ኣብ ምሻጥ ይርከብ። ተምሃሮ ኣብ ዕረፍቲ እዋኖም ከንብብዎ ዝግባእ መፅሓፍ። መስትያት ሒሳብ።

ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ፣ ኣብ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ። መሰረታዊ ሓሳባት ፊዚክስ ንክፍልታት ሻውዓይን ሻምናይን። ንተምሃሮ ብዝጥዕም መልክዑ ተሰናዲኡ ኣብ ቀረ...
30/04/2018

ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ፣ ኣብ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ። መሰረታዊ ሓሳባት ፊዚክስ ንክፍልታት ሻውዓይን ሻምናይን። ንተምሃሮ ብዝጥዕም መልክዑ ተሰናዲኡ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዕዳጋ ክቐርብ እዩ።

ፋና ስነ-ህይወት ንክፍልታት 5-8 ዝምጥን። ልምዲ ብዘለዎም መማህራን ተሰናዲኡ፣ ብዝለዓለ ፅሬት ኣብ ትካልና ተሓቲሙ፣ ኣብ ትካልና ንመሸጣ ቀሪቡ ኣሎ። ፋና ስነ-ህይወት።
16/04/2018

ፋና ስነ-ህይወት ንክፍልታት 5-8 ዝምጥን። ልምዲ ብዘለዎም መማህራን ተሰናዲኡ፣ ብዝለዓለ ፅሬት ኣብ ትካልና ተሓቲሙ፣ ኣብ ትካልና ንመሸጣ ቀሪቡ ኣሎ። ፋና ስነ-ህይወት።

ፋና ሒሳብ ካብ ዝነበሮ ሰፊሑን ተመሓይሹን ንሻድሻይ ግዘ ተሓቲሙ ኣብ ዕዳጋ ይርከብ። ፋና ሒሳብ ንክፍልታት 5-8 ካብ ምሕታምን ምክፍፋልን መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ።
16/04/2018

ፋና ሒሳብ ካብ ዝነበሮ ሰፊሑን ተመሓይሹን ንሻድሻይ ግዘ ተሓቲሙ ኣብ ዕዳጋ ይርከብ። ፋና ሒሳብ ንክፍልታት 5-8 ካብ ምሕታምን ምክፍፋልን መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ።

መሰረታዊ ሓሳባት ፊዚክስ ንክፍልታት ሻውዓይን ሻምናይን ቅድም ክብል ትካል ኣሕታምን ኣከፋፋልን መፃሕፍቲ ሜጋ 20000 /ዕስራ ሽሕ/ ቅዳሕ ኣብ 6 ዓመት ሸይጡ ከካፋፍሎ ዝፀንሐ መፅሓፍ። ሐዚ...
20/03/2018

መሰረታዊ ሓሳባት ፊዚክስ ንክፍልታት ሻውዓይን ሻምናይን ቅድም ክብል ትካል ኣሕታምን ኣከፋፋልን መፃሕፍቲ ሜጋ 20000 /ዕስራ ሽሕ/ ቅዳሕ ኣብ 6 ዓመት ሸይጡ ከካፋፍሎ ዝፀንሐ መፅሓፍ። ሐዚ ድማ ትካልና ካብ ሜጋ ሕጋዊ መሰናበቲ ደብዳቤ ብምውሳድ ንከሐትሞ ኣብ ዝለዓለ ሽብሽብ ይርከብ። ዝውሰኽ ወሲኽና ፣ ለውጢ ሽፋን ብምግባር፣ ብዝለዓለ ተገዳስነት ናብ ተምሃሮ ክነቕርብ ኣብ ምድላው ንርከብ። መሰረታዊ ሓሳባት ፊዚክስ ካብ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ ኣብ ቀረባ እዋን።

ፋና ሒሳብ ንክፍልታት 5-8። ኣዝዩ ቀሊል ብዝኾነ ኣቀራርባ ዝቐረበ መፅሓፍ። ተመሓይሹ  ንሻድሻይ ግዘ ተሓቲሙ ኣሎ። ካብ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ። ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ብምቕራብን ብምሕታ...
20/03/2018

ፋና ሒሳብ ንክፍልታት 5-8። ኣዝዩ ቀሊል ብዝኾነ ኣቀራርባ ዝቐረበ መፅሓፍ። ተመሓይሹ ንሻድሻይ ግዘ ተሓቲሙ ኣሎ። ካብ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ። ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ብምቕራብን ብምሕታምን ዝፍለጥ ትካልና ሎሚ ድማ ፋና ሒሳብ ሻድሻይ ሕታሙ ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ክልልና ዝረኣይ ሕፅረት ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ምፍታሕ ቀንዲ ዕላማና እዩ።

ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ ዕላዊ ስራሕ ካብ ዝጅምር ናብዚ ብርክት ዝበሉ መፃሕፍቲ ናብ ኢድ ደረስቲ ዘረከበ እንትኾን ኣብ 2010 ውን ዝበለፀ ግልጋሎት ንምሃብ ኣብ ምድላው ይርከብ። ኣብ ከባ...
09/09/2017

ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ ዕላዊ ስራሕ ካብ ዝጅምር ናብዚ ብርክት ዝበሉ መፃሕፍቲ ናብ ኢድ ደረስቲ ዘረከበ እንትኾን ኣብ 2010 ውን ዝበለፀ ግልጋሎት ንምሃብ ኣብ ምድላው ይርከብ። ኣብ ከባቢ 11 ቀበሌ ተሓገዝ ህንፃ ንመጓዓዝያ ምችው ዝኾነ ክፍሊ ፕሮዳክሽን ብምክራይ ተወሰኽቲ ማሽናት ሕትመት ንምምፃእ ኣብ መፅናዕቲ ይርከብ። ትካልና ገዛ ኩሎም ደረስቲ ንምግባር ኣብ ሰፊሕ ቅድመ ምድላው ንርከብ። ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2010 ንምነ።

ፋና ተኸታታሊ ሓጋዚ መፅሓፍ ኣብ ቀረባ እዋን፣ ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ትምህርቲ። ኣብ ዕዳጋ ክውዕል እዩ።
22/08/2017

ፋና ተኸታታሊ ሓጋዚ መፅሓፍ ኣብ ቀረባ እዋን፣ ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ትምህርቲ። ኣብ ዕዳጋ ክውዕል እዩ።

ዝምልከተኩም ክትወዳደሩ ንዕድም።
22/08/2017

ዝምልከተኩም ክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝለዓለ ፅሬት፣ ተመጣጣኒ ዋጋ፣ ካብ ቤት ሕትመትና።
26/07/2017

ዝለዓለ ፅሬት፣ ተመጣጣኒ ዋጋ፣ ካብ ቤት ሕትመትና።

ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ ልዕሊ 250 000 ብር ብምውፃእ ፖላር ዝዓይነታ መቑረፂት ወረቐት ማሽን ኣምፂኡ።
26/07/2017

ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ ልዕሊ 250 000 ብር ብምውፃእ ፖላር ዝዓይነታ መቑረፂት ወረቐት ማሽን ኣምፂኡ።

ዓለም ለኻዊ መፍለዪ ቁፅሪ መፅሓፍ ዝህቦም ረብሓታት እንታይ እዮም?1. መፅሓፍካ ብኦን ላይን ክትሸይጥ የኽእለካ።2. መፅሓፍካ ኣምሲሎም ንዘሐትምዎ ሰባት ብሕጊ ንምሕታት ውሑስ ይገብረካ። 3....
26/07/2017

ዓለም ለኻዊ መፍለዪ ቁፅሪ መፅሓፍ ዝህቦም ረብሓታት እንታይ እዮም?
1. መፅሓፍካ ብኦን ላይን ክትሸይጥ የኽእለካ።
2. መፅሓፍካ ኣምሲሎም ንዘሐትምዎ ሰባት ብሕጊ ንምሕታት ውሑስ ይገብረካ።
3. ኣብ ብሄራዊ ቤተ መዛግብት ሃገርና መፅሓፍካ ሰነድ ኮይኑ ንውለዶታት ይቕመጥ።

ኣብ ከተማና፣ እዚ ቁፅሪ እዚ ዝህብ ብሕታዊ ቤት ሕትመት፣ ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ።

21/05/2017

ካብ ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ ሙሉእ ግልጋሎት ዘርክብ ኩፖን እንተዓዲጎም ዝስዕቡ ግልጋሎታት ይረኽቡ። ንሶም መፅሓፎም ይፅሓፉ። ብድሕሪኡ ዘሎ ናትና ውራይ እዩ። ድኻሞም ክንደኽመሎም፣ ሕጋዊ ውክልንኦም ሒዝና፣ ኣብ ክንድኦም ናቶም ዕማም ክንዓምም፣ ሕጋዊ ፍቓድ ንግዲ ኣውፂእና ትእዛዞም ንፅበ ኣለና። የዘራርቡና።

ፋና ተኸታታሊ ሓጋዚ መፅሓፍ። ንተምሃሮ ብዝጥዕም ኣቀራርባ ዝተሰናደአ። ኣብ ምቕራፍ ሕፅረት ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ልዑል ተራ ክህልዎ ተስፋ ዝግበረሉ ተኸታታሊ ሓጋዚ መፅሓፍ። ልምዲ ብዘለዎም ሰብ ...
26/03/2017

ፋና ተኸታታሊ ሓጋዚ መፅሓፍ። ንተምሃሮ ብዝጥዕም ኣቀራርባ ዝተሰናደአ። ኣብ ምቕራፍ ሕፅረት ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ልዑል ተራ ክህልዎ ተስፋ ዝግበረሉ ተኸታታሊ ሓጋዚ መፅሓፍ። ልምዲ ብዘለዎም ሰብ ሞያ ዝተሰናደአ። ፋና ኬሚስትሪ ሻውዓይን ሻምናይን ንዝምሃሩ ተምሃሮ ዝተሰናደአ ብሉፅ መፅሓፍ። ካብ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ። ፋና ኬሚስትሪ ኣብ ቀረባ እዋን። ብሱላት ሓሳባት፣ ቀሊል ኣቀራርባ፣ ተግባራዊ ሓሳባት፣ ሰፊሕ ልጋብ/Appendix/ ዘካተተ፣ ብርክት ዝበሉ ሕቶታት ምስ መልሶም፣ ፋና ኬሚስትሪ። ካብ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ። ኣብ ቀረባ እዋን። ብዝለዓለ ፅሬት ኣብ ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ እናተሓተመ ይርከብ። ፋና ኬሚስትሪ። ኣብ ቀረባ እዋን ብሉፅ ህያብ ንብሉፃት ተምሃሮ ሒዝና ክንቀርብ ኢና።

ካብ መደብር መፃሐፍቲ ደስታ ጨርቆስ ዝቐረበ ካብ ሓምሻይክሳብ ሻምናይ ንዝምሃሩ ተምሃሮ ዝሕግዝ ብሉፅ መፅሓፍ። ፋና ሒሳብ። ሙሉእ መሰል ቅዳሑ ብመደብር መፅሓፍና ዝውነን መፅሓፍ። ፋና ሒሳብ።...
26/03/2017

ካብ መደብር መፃሐፍቲ ደስታ ጨርቆስ ዝቐረበ ካብ ሓምሻይክሳብ ሻምናይ ንዝምሃሩ ተምሃሮ ዝሕግዝ ብሉፅ መፅሓፍ። ፋና ሒሳብ። ሙሉእ መሰል ቅዳሑ ብመደብር መፅሓፍና ዝውነን መፅሓፍ። ፋና ሒሳብ። ሒሳብ ሓሳብ ንዝኾኖም ተምሃሮ ብርሃን ዝኸውን መፅሓፍ ፋና ሒሳብ። ዋና ኣከፋፋሊ መደብር መፃሕፍቲ ደስታ ጨርቆስ።

ኩሉ ካብ ሓደ ማእኸል
24/02/2017

ኩሉ ካብ ሓደ ማእኸል

20/02/2017
ኣብ ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ ዝሕተም ዘሎ መፅሓፍ ላዛ ራዮቶት። ብጋዜጠኛ ሹመይ ረብሶ።
20/02/2017

ኣብ ቤት ሕትመት ደስታ ጨርቆስ ዝሕተም ዘሎ መፅሓፍ ላዛ ራዮቶት። ብጋዜጠኛ ሹመይ ረብሶ።

Address

ትግራይ ፣ መቐለ ሮማናት አደባባይ/Ethiopia, Tigrai, Mekele, @Romanat Square
Mekelle

Opening Hours

Monday 08:30 - 20:00
Tuesday 08:30 - 20:00
Wednesday 08:30 - 20:00
Thursday 08:30 - 20:00
Friday 08:30 - 20:00
Saturday 08:30 - 20:00
Sunday 08:30 - 20:00

Telephone

+251914757039

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ደስታ ጨርቆስ አሳታሚ ድርጅት / desta publishing plc posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ደስታ ጨርቆስ አሳታሚ ድርጅት / desta publishing plc:

Videos

Share

Category


Other Publishers in Mekelle

Show All