ወኒ WENI

ወኒ    WENI ወኒ እዋናዊ ሓበሬታት ብቛንቋ ትግርኛ እናተከሸኑ ዝቀርቡላ ዓውደ ፍእም እያ።

ወኒ(wenitube.com) ስነ-ጥበብዊ ንጥፈታትን ማለት እውን ደርፍታት፣ ድራማታት፣ ግጥምታት፣ ዋዛ ምስ ቁምነገር ብቛንቛ ትግርኛ እናተኸሸኑ ዝዝርግሑላ ፈላመይቲ ዓውደ ፍእሚ እያ። ብተወስኺ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝተፈፀሙ ዘምህሩን ዘዘናግዑ ፍፃመታት ብመልክዕ ቪድዮን ፅሑፍን ትዝርግሕ።

"ሃገር ዝመስረተ ሃገር ሓሪምዎ!"
23/05/2023

"ሃገር ዝመስረተ ሃገር ሓሪምዎ!"

እዛ ትምልከትዋ ዘለኹም ካብ ዓብዪ ዓዲ ናብ ወርዒ --> ማይቅነጣል መንገዲ ዘይተፈንጀረት ዝተቀበረት ቁምቡላ እያ: እሞ ኸዓ መኻይን ይመላለሳላ እየን ዝውዕላ: ህዝቢ ቅድሚ ምውዳኣ ዝምልከቶ ...
24/04/2023

እዛ ትምልከትዋ ዘለኹም ካብ ዓብዪ ዓዲ ናብ ወርዒ --> ማይቅነጣል መንገዲ ዘይተፈንጀረት ዝተቀበረት ቁምቡላ እያ: እሞ ኸዓ መኻይን ይመላለሳላ እየን ዝውዕላ: ህዝቢ ቅድሚ ምውዳኣ ዝምልከቶ ኣካል ብቅልጡፍ ክትፅረግ ክገብር ኣለዎ።
Gebrekidan

ደብሪፅ መንበሩ ኣስርክብዋል። ጌታቸው ረዳ ተመርጥዋል። ቀጣዩ የትግራይ ፕረዚደንት ጌታቼው ረዳ ሆኖ ተመርጥዋል።
17/03/2023

ደብሪፅ መንበሩ ኣስርክብዋል። ጌታቸው ረዳ ተመርጥዋል። ቀጣዩ የትግራይ ፕረዚደንት ጌታቼው ረዳ ሆኖ ተመርጥዋል።

"በርግጥ ኢትዮጵያ ከዚ ትንሽ ተቀንሳለች" ኤርትራ ወደ እናት ሃገርዋ መመለስዋ ግድ ነው።
17/03/2023

"በርግጥ ኢትዮጵያ ከዚ ትንሽ ተቀንሳለች"
ኤርትራ ወደ እናት ሃገርዋ መመለስዋ ግድ ነው።

በምዕራብ ትግራይ ሑመራ በጥጥ ኢንቨስትመንት የተሰማሩ ዘራፊዎች ከስረዋል።==//====//=====$==$/=//////$//////ሰለማዊ ዜጎች ኣፈናቅለህ በወረርከው መሬት እንዴት ይቀናሃል?
13/03/2023

በምዕራብ ትግራይ ሑመራ በጥጥ ኢንቨስትመንት የተሰማሩ ዘራፊዎች ከስረዋል።
==//====//=====$==$/=//////$//////
ሰለማዊ ዜጎች ኣፈናቅለህ በወረርከው መሬት እንዴት ይቀናሃል?

ታይ እዩ ግን ኣቢሱ እዚ ህዝቢ?
06/03/2023

ታይ እዩ ግን ኣቢሱ እዚ ህዝቢ?

እዚ እንታይ ይብሃል?
27/02/2023

እዚ እንታይ ይብሃል?

ድሮ ነበር እንጂ መጥኖ መደቆስአሁን ምን ያደርጋል ድስት ጥዶ ማልቅስ
22/02/2023

ድሮ ነበር እንጂ መጥኖ መደቆስ
አሁን ምን ያደርጋል ድስት ጥዶ ማልቅስ

ሰው የዘራውን ያጭዳል። ስንዴ ዘርተህ ማሽላ ልትጭድ ጤፍ ልታጭድ ኣትችልም። ኣክሱም ፅዮን ልጆቹ በጠራራ ፀሃይ ሲያልቁ የዛኔ ውሮ ሸባ ስትሉ ነበር። ኣልፎ ተርፎ የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክር...
08/02/2023

ሰው የዘራውን ያጭዳል። ስንዴ ዘርተህ ማሽላ ልትጭድ ጤፍ ልታጭድ ኣትችልም። ኣክሱም ፅዮን ልጆቹ በጠራራ ፀሃይ ሲያልቁ የዛኔ ውሮ ሸባ ስትሉ ነበር። ኣልፎ ተርፎ የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ይህን ብላ ነበር 👇👇👇👇

ብሩኽ ሰምበት
29/01/2023

ብሩኽ ሰምበት

የኢ*ዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ይህ ትመስላለች። የኦሮምያ ሲነዶስ ትክክለኛ እርምጃ ወስደዋል። የትግራይም ይቀጥላል። የሃይማኖት ኣባቶች በዚ ልክ ጨካኞች ከሆኑ ከነሱ ጋር ፩ ማሕበር መሆ...
22/01/2023

የኢ*ዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ይህ ትመስላለች።
የኦሮምያ ሲነዶስ ትክክለኛ እርምጃ ወስደዋል። የትግራይም ይቀጥላል። የሃይማኖት ኣባቶች በዚ ልክ ጨካኞች ከሆኑ ከነሱ ጋር ፩ ማሕበር መሆን ሃጥያትም ኩነኔም ነው።

ካብ ሎሚ ንግሆ ጀሚሩ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ዓዲግራት ይኣቱ ኣሎ።
17/01/2023

ካብ ሎሚ ንግሆ ጀሚሩ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ዓዲግራት ይኣቱ ኣሎ።

14/01/2023

1 • ድሕሪ ምፍራም ዉዕሊ ሰላምን ምርካብ ከበድቲ ብረታትን፡ ሕዚ ዉን ሓይልታት ኤርትራን ኣምሓራን ኣብ መሬት ትግራይ ኣለዉ፡ ከበድቲ ገበናት ይፍፅሙ ኣለዉ።

2 • ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ኣየር በረራ፡ ሕዚ ዉን ካብ #16 ዓመት ንላዕሊ ዝኾኑ ተጋሩ ከይጓዓዙ ተኸልኪሎም ኣለዉ። ክሳብ እዛ ሕዚ ቀዳም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተዉ ዉን፡ ከም ካላኣይ ዜጋ ብፉሉይ ከምዝፍተሹን ዝምዝገቡን ተፈሊጡ ኣሎ።

3 • ገለ ነጋዶ ንህዝብና የሳቅዩዎ ኣለዉ። ("ካብ ሌባ ተቀባሊ ሌባ" ከምዝበሃል፡ እቶም ዝቅበሉዎም ድማ፡ ብስም መንግስትነት ሽፋን ይህቡዎም ኣለዉ)
---
እዚ ኩሉ እንትኸዉን፡ "ይመርሕ እየ" ዝብል ኣካል ኣበይ ከምዘሎ እንድዒ፡ ሕዚስ ዋላ ነታ ዘረባ (መግለፂ) ዉን ኣብዩዎም።
✍️ Habtom Berhe

ሰራዊት ኤሪትራ ኣብ መሬት ትግራይJanuary 6, 2023😡 😡 😡 Tigray is bleeding
06/01/2023

ሰራዊት ኤሪትራ ኣብ መሬት ትግራይ
January 6, 2023
😡 😡 😡
Tigray is bleeding

ሎሚውን ኣብ ትሕቲ  ኣራዊት ኤርትራ ዝርከባ ከባቢታት ትግራይ ሰለማዊ ሰባት ይጋፍዑን ንብረቶም ይዝመትን ኣሎ። ኣብ ወረዳ መረብ ለኸ (ጭላ ጥቃ ዓዲ 4) እትርከብ ጣብያ ዓወት እትባሃል ዓዲ ...
05/01/2023

ሎሚውን ኣብ ትሕቲ ኣራዊት ኤርትራ ዝርከባ ከባቢታት ትግራይ ሰለማዊ ሰባት ይጋፍዑን ንብረቶም ይዝመትን ኣሎ።

ኣብ ወረዳ መረብ ለኸ (ጭላ ጥቃ ዓዲ 4) እትርከብ ጣብያ ዓወት እትባሃል ዓዲ ብርክት ዝበሉ ቁፅሮም መናእሰይ ረሽኒ ኣሎ። ኣበይ ድኣ ኣሎ እቲ ሰለም ?

ህዝብና ብሰላሕታ ይፀንት እዩ ዘሎ።

ፋኖ is now listed with Boko Haram.
21/12/2022

ፋኖ is now listed with Boko Haram.

14/12/2022

Address

Mekelle, Kedemay Weyane
Mekelle
1632

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ወኒ WENI posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share