Temesgen Gidey -ምስግና

Temesgen Gidey -ምስግና movies

26/11/2024
09/06/2024

#ናብ ኩለን ፖለቲካዊ #ውድባት ትግራይ❗

ፀላእትና ትግራይን ህዝባን ካብ ምድረ ገፅ ንክጠፍእ ዝፈፀምዎ ጀኖሳይዳዊ ፅንተት ኣይኣኽልን ኢልዎም ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶሪያ እውን ዝተፈላለዩ ፕላናት እናውፅኡ ህዝብና ኣብ ስቓይን ዓፀቦን ክነብር ጥራይ ዘይኮነስ ብኹለመዳይ ሸነኽ ውዲቶም ክነጥፉ ፀኒሖም ሐዚ ኽዓ ብኣፈፀምቶኦምን ተለኣእኽቶኦምን ኣቢሎም ዝሓዝዎ ፕሮጀክት ንከፈፅሙ ሕርዲግ ይብሉ ኣለው ።

#ነዚ ቀንዲ ምኽንያት ድማ ኣብ ትግራይ ዝተተኸለ ናይ ዕንክሊል ፓለቲካዊ መስርዕ እዩ ፤ ኣብ ክንዲ ተመዓራሪኻ ህዝብኻን ዓድኻን ዝጠልቦ ናይ ፓለቲካዊ ረብሓን ፓሊስን ምሕንፃፅ ኣብ ብጣዕሚ ዘሰክፍን ሕስድናን ተፀሚድኻ ናይቲ ኣብ "አራት ኪሎ " ዘሎ ነፋሒቶ መንግስቲ ፕላን መፈፀሚ ክትኸውን ምርኣይ ብጣዕሚ ዘሰከፍ እዩ ። ብፍላይ ናይ ኣምሓራ ብልፅግና መንግስቲ ምትፍናናት ካብ ቀረባ እዋናት እናተርኣየ ይኸይድ ኣሎ ፤ ብመስዋእትን መቑሰልትን ዝተረኸበት ውዕሊ ሰላም ንምሽርራፍ ቀትርን ለይትን ፕላን "A" "B" ዘውፅኡ ዘለው ናይ ኦሆዴድ ኣካላት ዘይምንቃሕ ፓለቲካዊ ንቕሓትና የደንግፅ❗

#ስለዚ ከም ግዝያዊ መንግሰትን ብፍላይ ድማ ኣብ ትግራይ ፅዕንቶ ዘለክን ፓለቲካዊ ፓርትታት ብቕልጡፍ ነቲ ብኣምሓራ መንግሰቲ ዝግበር ዘሎ ናይ ሎሚ ቕነ ሽርሒ ብትሪ ብምኹናን ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድማ ግልፂ ደብዳቤ ምፅሓፍን ውዕሊ ፕሪቶርያ ብቕልጡፍ ንክፍፀም ዝሓትት ናይ ሓባር መግለፂ ክተውፅኣ Tigray Tribune መፀዋዕታ የቕርብ ።

#ንሕበር ፣ ንስጠም ❗

Tribune

Address

Mekelle

Telephone

+251928436212

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Temesgen Gidey -ምስግና posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Temesgen Gidey -ምስግና:

Share