Massawa Page

Massawa Page ኣብዛ ገጽ page ክትስዕቡናን ከም ኡ ውን ኣብ ገጻት ዩቱብ massawa page ኢልኩም subscribe ሓገዝኩም ኣይፈለየና ሰዓቡና ኢኹም።
(1)

16/07/2024
14/07/2024
DESTA MEDIA | ሽምግልና ኢትዮጲያን ሶማልን ብ ቱርኪ - ቢንያም ድሕሪ ጽንብል ዓወት መግለጺ ሂቡ
02/07/2024

DESTA MEDIA | ሽምግልና ኢትዮጲያን ሶማልን ብ ቱርኪ - ቢንያም ድሕሪ ጽንብል ዓወት መግለጺ ሂቡ

https://donorbox.org/desta-media Please Make sure to like & subscribe to DESTA TV YouTube and turn on notifications to stay updated with all new uploads 🔔. ...

DESTA MEDIA | ቢኒ ቀዳማይ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ዕዉት - ሓድሽ ታሪክ ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ - ወይኒ ቀላቲ - ካብ ትሕቲ ዕድመ ሓታቲት ዑቅባ ናብ ኦሎምፒክስ
01/07/2024

🇪🇷 ኮሜድያን፡ ደራሲ ፡ጸሓፊ ግጥሚ፡ሃንዳሲ ዜማ ፡ ሓጎስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ) እንቋዕ ኣብቃዓካ ንበሎሓጎስ ሱዚኒኖ ከምዚ ንዕዘቦ ዘለና ብምድላው ፊልም ብዲፕሎማ ክምረቕ በቒዑ ኣሎ'ሞ እ...
29/06/2024

🇪🇷 ኮሜድያን፡ ደራሲ ፡ጸሓፊ ግጥሚ፡ሃንዳሲ ዜማ ፡ ሓጎስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ) እንቋዕ ኣብቃዓካ ንበሎ

ሓጎስ ሱዚኒኖ ከምዚ ንዕዘቦ ዘለና ብምድላው ፊልም ብዲፕሎማ ክምረቕ በቒዑ ኣሎ'ሞ እንቋዕ ኣብቃዓካ ንበሎ። ጻዕራም ኩሉ ግዜ ዕዉት እዩ።

ናቕፋ ፕረስ

Massawa Page

Champion eritrea 2024 live
15/06/2024

Champion eritrea 2024 live

ዙር ኤርትራ 2024

DESTA MEDIA | ቃለ መሕትት ምስ ኣካየድቲ  ማሕበር ግብረሰናይ ERDA - ደሃይ ኤርትራውያን ስደትኛታት
14/06/2024

DESTA MEDIA | ቃለ መሕትት ምስ ኣካየድቲ ማሕበር ግብረሰናይ ERDA - ደሃይ ኤርትራውያን ስደትኛታት

https://donorbox.org/desta-media Please Make sure to like & subscribe to DESTA TV YouTube and turn on notifications to stay updated with all new uploads 🔔. ...

ሎሚ 6 ሰነ ሃገራዊ መዓልቲ ናጽነት ሽወደን እዩ።ካብ 1983 ጅሚሩ ኣብዛ ብርኽትን ቅድስትን ሃገረይ ሃገረ ሽወደን 6 ሰነ ከም ሃገራዊ መዓልቲ ናጽነት ( Swedish National Day) ...
06/06/2024

ሎሚ 6 ሰነ ሃገራዊ መዓልቲ ናጽነት ሽወደን እዩ።

ካብ 1983 ጅሚሩ ኣብዛ ብርኽትን ቅድስትን ሃገረይ ሃገረ ሽወደን 6 ሰነ ከም ሃገራዊ መዓልቲ ናጽነት ( Swedish National Day) ሽወደን ክኽበር ዝጀመረሉ ዕለት እዩ።

6 ሰነ 1523 ንጉስ ጉስታቭ ቫሳ ( Gustav Vasa) ከም ሕጋዊ ንጉስ ሽወደን ዝተርመጸሉ ዕለት እዩ ኔሩ። ሃገረ ሽወደን ነጻን ሉኡላዊትን ሃገር ሙዃና ብወግዒ ዝተሓበረሉ ዕለት እዩ። ብተወሳኺ 6 ሰነ 1809 ሓዱሽን ኣገዳስን ቅዋም ሽወደን ዝጸደቐሉ ዕለት ስለ ዝኾነ፥ካብ 6 ሰነ 1983 ጀሚሩ ዓመታዊ 6 ሰነ ከም ረዚን ሃገራዊ መዓልቲ ናጽነት ሽወደን ኮይኑ ክበዓል ጀሚሩ ኣሎ።

ሰላምን ብልጽግናን ነዛ ብርኽቲ ሃገረይ ። Happy National Day !

DESTA MEDIA | ማሕበራዊ ጉዳያት ኣብ መደብ ቆጸራ ምስ ህዝቢ-  ኤርፖርት ኣስመራ ዓንያ እያ- ፈውሲ ብርሒ ተረኪቡ ኣሎ
03/06/2024

DESTA MEDIA | ማሕበራዊ ጉዳያት ኣብ መደብ ቆጸራ ምስ ህዝቢ- ኤርፖርት ኣስመራ ዓንያ እያ- ፈውሲ ብርሒ ተረኪቡ ኣሎ

https://donorbox.org/desta-media Please Make sure to like & subscribe to DESTA TV YouTube and turn on notifications to stay updated with all new uploads 🔔. ...

DESTA MEDIA| 10 ዓመት ማእሰርቲ ኣብ 🇬🇧 - መደብ ቆጸራ ምስ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት
31/05/2024

Address

Addis Ababa

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Massawa Page posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category

Nearby media companies