Kestedemenay orthodox channel

Kestedemenay orthodox channel Spritual programs

https://youtu.be/TzjaalxCkcQ
20/11/2021

https://youtu.be/TzjaalxCkcQ

kestedemenay tube በረኸት ኣማልደትን ናይ ቅዱስ ሚካኤልምስ ኩልና ይኹን Subscribe share ,like , comment ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ ካብዚ ዳውን ሎድ ምግባር ውን ንዓየይቲ ስለዝጎድእ ብስም እግዚኣብሔር ሓደራ

20/03/2020

Dn Filmon Yebyo - XOME Se FEWSE (ፆመ ሰ ፈዉሰ) / Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2020

18/03/2020

ተነስሒ ቻይና
ኣይ ካብ ባህሊ ኣይ ካብ ልምዲ
ሕዲግመዲግ ሃገር ኣብ ኩርኳሕ መንገዲ
ኩሉ ትገፋፍጥ ናይ መከራ ዓዲ
ቻይና ዛ ዓጻዊት መኣዲ
እንታይ እዩ ት ሽግር እንታይ ዩ ጸገምኪ
መከራ ከብቅዕ ዝፍልም መከራኺ
ሕንሳብ ብ ዕልቅልቅ ሓንሳብ ብሱናሚ
ነጺፉ እንተበልኩስ ብቫይረስ ከኣ ሎሚ
ሰብ እንዲኻ ቻይና ክቡር ኩሉ ፍጥረት
ከርስኻ ግን ዘይከምሰብ ብዙሕ እያ ዝጾረት
ስጋ መንካዕ ከልቢ በዓል ዕንቅርቢት
ሙኻንካ ረሲዕካ ጽባሕ ንግሆ መሬት

በል እስከ የኣክል ተነስሒ ቻይና
ገጽኪ ኣንቃዕርሪ ናብ ሰማያዊ ዳኛ
ካብዚ ዝኸፍአ ሞ እንታይ ክመጸና
ካብ ሞት ዘይጽግሞ ቀታሊ ኮሮና
ንሱ እዩ ዝፍውስ ሳምራዊ ሓኪምና

ወስብሓት ለእግዚኣብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!!!
By d fili
Date:18/3/2020

18/03/2020
ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዎም መደባት ኣብ "ቀሰተደመናይ" ቻነል ቀረባ እዋን
02/03/2020

ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዎም መደባት ኣብ "ቀሰተደመናይ" ቻነል ቀረባ እዋን

Address

Addis Ababa

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kestedemenay orthodox channel posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Kestedemenay orthodox channel:

Share

Category