ኣብ ሞንጎ ኣገውን ትግራይ ዘሎ ኣፈላላይ ዝነግርና ዶ ይህሉ? ዘይሓብራሉ ምኽንያት ከ ይህሉ ዶ ይኾን?
ፍሉይ መግለጺ
ክልተ ጉጅለ ህወሓት ዝበሃል የለን - ህወሓት
*******
ብስልኪ ዘዘራረብናዮም ላዕለዋይ ኣመራርሓ (ስራሕ ፈፃሚ ህወሓት) ከምዝሓበሩልና፣ "2 ጉጅለ ህወሓት ዝበሃል የለን። ካብ ማእኸል ህወሓት ብፋሉልነት ዝወፀ፣ መለክዒ ዘየብሉ ህረፍ ስልጣን ዘለዎ፣ ንስልጣኑ ክብል ንዝኾነ ይኹን ሓይሊ ክሕሽከር ድልው ዝኾነን ዝሕሽከር እውን ዘሎን ግልገል ኣምባገነንነት ክፈጥር ዝከኣሎ ኩሉ ዝገብር ዘሎ፣ ብኣፃብዕቲ ናይ ዝቑፀሩ ውሑዳት ፀረ ህዝቢ ጉጅለ ኣሎ። እዚ ከዓ ኣብ ቀረባ ኣደብ ክሕዝ ይግባእ፡ ክሕዝ እውን እዩ። ካብዚ ወፃኢ ግን ህዝብና ክርድኦ ዘለዎ፡ ኣብ 2 ዝተመቐለ ህወሓት የለን። ኣሽሓት ላዕለዎት ኣመራርሓ ዘለዉዋ ውድብ ምስ 14 ሓሻኽር ምውድዳር ካብ ሓቂ ምርሓቕ እዩ። እቲ ግዕዘ ከይቕፅልን ዳግም ኣደዳ ፀላኢ ከይንኾንን ንሰርሓሉ ኣለና ኢና።" ክብሉ ሓቢሮና ኣለዉ። ስለዚ ንድሕሪ ሕዚ ዝወፁ መግለፅታት እዚ ሓቂ እዚ ኣብ ግምት ዘእተዉ ክኾኑ ይግባእ።
ሰላም ንህዝቢ ትግራይ!
Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
ብሙሉእ ዓቕሚ ክሕገዙ ዝግብኦም መናእሰይ ከምዚኦም እዮም። ከምዚ ዝበለ ናይ ፈጠራ ስራሕ ንመንእሰይ ትግራይ ካብ ስደትን ስራሕ ስእነትን ኣድሒኑ ንህዝቢ ትግራይ ከዓ ከሳግር ዝኽእል እዩ።
Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
ፍሉይ መደብ ምዕፀዊ መርሃ-ግብሪ መበል 14 ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)
ፍሉይ መደብ ምዕፀዊ መርሃ-ግብሪ መበል 14 ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)
Justice must be served.
Dedebit Media ደደቢት ሚድያ Dedebit Infotainment
ወሃቢ ቃል መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ኣይተ ኣማኒኤል ኣሰፋ ዝሃቡዎ መግለጺ
**************************
ብሱል መልእኽቲ ዋዕሮታት ትግራይ
መግለፂ ማሕበር ኣልጋይነሽ ኣብ እዋናዊ ኩነታት
****************
ዋዕሪታት እቲ ሕሉፍ ናይ 17 ዓመት ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ ማሕበር ኣልጋይነሽ ኢለን ተወዲበን ሎሚ እውን ምስ ደቀን ኮይነን እንዳተቓለሳ ከምዝርከባ ይፍለጥ እዩ። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪተን እውን ከዓ እዚ መግለፂ ኣውፂአን ኣለዋ። ናብ ኩሉ ክባፃሕ share ምግባር ከይትርስዑ።
Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
Dr Debretsion Gebremichael's astounding speech at the opening ceremony 13 August 2024
ቀጥታ ስርጭት መኽፈቲ ፕሮግራም መበ14 ጉባኤ ህወሓት
ቀጥታ ስርጭት መኽፈቲ ፕሮግራም መበ14 ጉባኤ ህወሓት
ጉዳይ ጥዕና
**********
ጥዕና ንምሕላው ዓርስናን ከባቢናን ክነፅሪ ከምዘለናስ ከመይ ይጠፍኣና?
እታ ሓቂ ብግልጺ ደርጒሑዋ!
*******
ልቢ ንግበር! ኣካይዳ ገለ መራሕቲ ገደል ከእትወና እዩ። ዕርፍና ነፅንዕ። ጉባኤ ክካየድ ኩልና ንሓግዝ። እዚ ናይ ህወሓት ጉዳይ ኣይኮነን። ናብ ስሩዕ መንግስቲ መአጋገሪ መሳልልና ስለዝኾነ ዝወሓጥ ውሒጥና ጉባኤ ህወሓት ንኽካየድ እጃምና ንዋፃእ።
እዚ መንእሰይ (ላዕለዋይ ኣመራርሓ ህወሓት) ዘሕለፎ ረዚን መልእኽቲ ልቢ ኢልኩም ስምዑዎ። ኣጆና! ናብ ልብና ተመሊስና ብምስትውዓል ንመክት!
Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
ጉባኤ ዝፅየፍ ኣመራርሓ መድሕን ትግራይ ክኾን ኣይኽእልን
************
CREDIT TO WEYN
ጉባኤ ዝፈርሑ ኣመራርሓ ግን ምኽንያቶም እንታይ ንበሎ? ሓሳብ ኢና ስኢንና፣ ስትራተጂክ መሪሕነት ኢና ወዲቕና፣ ዕንይንይ ኢና ንብል ዘለና እናበሉ በት ሓደ፣ በቲ ከዓ ናብ ጉባኤ ኣይንወርድን ምባል ከመይ ዝበለ ጸወታ ቆልዑ ንበሎ? ናብ ጉባኤ ዝውረደሉ ዋና ምኽንያት እኮ - ንምምዕርራይ፣ ጸገማትካ ንምእራም፣ ዝደኸመ ኣመራርሓኻ ብዝሓሸ ንምትካእ፣ ብዓብይኡ ከዓ ምስ ኣባላትካን ህዝብኻን ንምምኽኻር እዩ። እሞ እዞም ንጉባኤ ዝፈርሑ መራሕትና ደኣ ኣብ ምንታይ ንመድቦም? ድሌቶም ከ እንታይ ንበሎ? ዳይሬክተር #ደደቢት ሚድያ ዶ/ር ሃይለ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሓፂር መግለፂኡ ከምዝበሎ "ኩዕንቲ ኣርያ እትነብር ኣደ፣ ሕክምናን ምግብን ስኢኑ ዝሳቐ ህጻን፣ ብሓዘንን ጥሜትን ኢዱ ንድሕሪት ጠውዩ ዝኸይድ ኣቦ" ሒዝካ፣ ናብ ጉባኤ ምውራድ መስቀል ከምዝረኣየ ሰይጣን ምፍራሕ "ዓገብ" ክበሃል ዶ ኣይግባእን? ዘለናሉ ሁመት እንታይ ይመስል ኢልና ምግምጋም ንምንታይ ይኣብየና? ከክንዲ እምባ ዝኾኑ ፀላእቲ ኣቐሚጥካ ንስልጣን ክንድዚ ምህንፋፍ ብታሪኽ እውን የውቅስ እዩ። ኩሉ ታሪ ክኾን እዩ! ኩሉ ትግራዋይ ጠጠው ኢሉ ንህዝቡ ክሓስበሉ ዘለዎ ግዜ ሕዚ እዩ። ንጸላኢ ነዃል ኣይንፍጠረሉ።
Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
ጥዕንኡ ዝሓለወ ማሕበረሰብ ዝፍጠር ብኸመይ እዩ?
**********
ካብዚ ኣብ ታሕቲ ትርእዩዎ ዘለኹም ቪድዮ እንታይ ኢና ክንወስድ ዝግበአና? ካብተን እነድንቐን ከተማታት ዓለም ከ እንታይ ንመሃር?እዚ ናይ ምእራም ስራሕ ኸ ናይ መን እዩ?
Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
V/P Kamila Harris Public Address | ም/ፕ ካሚላ ሃሪስ ንመላህ ህዝቢ ኣሜሬካ መብርሂ እናሃባ ይርከባ
V/P Kamila Harris Public Address | ም/ፕ ካሚላ ሃሪስ ንመላህ ህዝቢ ኣሜሬካ መብርሂ እናሃባ ይርከባ
የኢትዮጵያ ህዝብ ለምን ይህንን ጉድ ተሸክሞ እንደሚሄድ ኣይገርምም?
**********
ሀገርን እያስበላ የሚበላ፣ ህዝብን እያ*ጠፋ እንዲህ የሚዝናና፣ ብቸኛው የሀገር መሪ በዚች ዓለም ላይ - ይሄውላቹ እንግዲህ።
ፅላል ትግራይና ዝኾነት #TDA መበል 35 ዓመት ፅምብል በዓላ ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ተካይድ ኣላ። ኣመራርሓኣ ብምእካብ ከዓ ጀሚራ ኣብ ከይዲ ከዓ ይርከብ ኣሎ። ኣብዛ ሕዚ እዋን እቲ ዋዕላ እናተኻየደ ይርከብ። ዓወት ንዋዕላ #TDA.
Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
ዘተ መበል 50 ዓመት ምስረታ ማተሰኣ ሕጂ እውን እናተሳለጠ ይርከብ።
Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
ዘተ መበል 50 ዓመት በዓል ምስረታ ማተሰኣ ሕጂ እውን እናተሳለጠ ይርከብ!