Jayo Radio

Jayo Radio Jayo Radio (part of Jayo Truth) is an Eritrean radio station from Uganda, Africa. official youtube c
(5)

"ጌጋ" ሓቀኛ ሙሉእ ዛንታ ብ ራሞን ንጉሰ !!
04/06/2024

"ጌጋ" ሓቀኛ ሙሉእ ዛንታ ብ ራሞን ንጉሰ !!

Nara Bros - ጌጋ ሓቀኛ ዛንታ ብ ራሞን ንጉሰ - Giega Full True Love Story By Ramon Nguse 2024

ጥልመት እታ ሄዋን! . . .ሓቀኛ ሓጺር ዛንታ!!! ብ ራሞን ንጉሰ
04/06/2024

ጥልመት እታ ሄዋን! . . .ሓቀኛ ሓጺር ዛንታ!!! ብ ራሞን ንጉሰ

Subscribe (FREE) ››https://bit.ly/3upY1ch‹‹ - ብሰንኪ ሄዋን ዝተበላሸወ ሂወት መወዳእትኡ...! ሓቀኛ ዛንታ ብ ራሞን ንጉሰ 2024 Eritrean True Story by Ramon NguseCopyright © Na...

26/05/2024

መቐጸልታ'ቲ ክትህቦ ዝጸንሐት ብዙሓት ተማሃሮ ዘፍረየ ስልጠና ፡ ሕጂ ድማ ብኣባላት JAYO TRUTH ዝወሃብ ስልጠና 'Video editing' ኣዳልያ ኣላ።
ንዝያዳ ሓበሬታ!
+256-753781884

22/05/2024

"ኣደይ ሓንቲ ኩሊታ ክትልግሰለይ ተዳላያ ኣላ!"
ክልቲአን ኩሊተይ ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይነን "ኣደይ ከኣ ሓንቲ ኩሊታ ክትልግሰለይ ተዳላያ ኣላ!" እንተኾነ ግና ነዚ ክንገብር ናይ ሕክምና ወጻኢታት ልዕሊ ዓቅምና ኮይኑ በጃኩም የሕዋተይ ህይወተይ ክትሰርር ሓጉዝኒ
ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ኣቲና ዓዓቕምና ንሓግዛ የሕዋት
https://gofund.me/153f42a8
ናብ ኩሉ ሰብ ንኽበጽሕ ንእትገብሩለይ ደገፍኩም ልባዊ ምስጋና ምስ ኩቡራት ወለደይ ኮይነ ማለት
ነርሰ ርስቶም ፎቶ ሰራሕተኛ ሆስፒታል ሓሊበት ኣስመራ
ወሮ ለምለም ገብረልኡል
መወከሲ ኣድራሻ
ካምፓላ ኡጋንዳ ሚኪኤለ ገረዝጊሄር ወዲ ኣሞይ ቁ ቴሌ +256759149629
ወይ ድማ : +256763146052
ኣብ ኤርትራነርሰ ርስቶም ፎቶ: +2917115817
(ወላዲየይ)
https://gofund.me/153f42a8

ዝኸበርኩም ነበርቲ ካምባላ መጀመርታ ሩሑስ ቅንያት ኣውደኣመት እዳበልና፡ ቀጺልና ብ'ስነ-ጥበባዊ ዝተበገሰ ናይ ሓገዝ መደብ ማለት ናይ ራኢ ምሕረተኣብ ንዕለት 7 ወርሒ 5 ኣብ ሪሞን ባርን ሬ...
05/05/2024

ዝኸበርኩም ነበርቲ ካምባላ መጀመርታ ሩሑስ ቅንያት ኣውደኣመት እዳበልና፡ ቀጺልና ብ'ስነ-ጥበባዊ ዝተበገሰ ናይ ሓገዝ መደብ ማለት ናይ ራኢ ምሕረተኣብ ንዕለት 7 ወርሒ 5 ኣብ ሪሞን ባርን ሬስቶራንትን ክካየድ ስለ ዝኮነ ኩላትኩ ነበርቲ ዩጋንዳ ካምፓላ ኣብዚ መዓልቲ ምሳና ሓቢርኩም ክተምስዩ ብትሕትና ንዕድመኩም ኣለና።
+256753079791

01/05/2024

ሩሑስ ቅንያት ኣውደኣመት ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና እዳበልና፣ ዝበለጸ ኣገልጉሎት መስመር ንምርካብ ሓበን ኮል(Haben Call) ክትጥቀሙ ክነዘኻኽረኩም ዝፈቱ።
በዚ ኣብ ታሕቲ ንገድፈልኩም ዘለና ሊንክ ብቀጥታ ኣቲኩም ካብ Play Store ኣውሪድኩም ተኻፈልቲ ዝበለጸ ኣገልጉሎት ክትኮኑ ንዕድም።
https://play.google.com/store/apps/details?id=com.habentelecom.dialer

ምስ ቤት-ትምህርቲ  , Skills Training Center ናይ ስራሕ ሽርክነት ብምፍጣር ትምህርቲ ቪዲዮ  #ኤዲቲንግ ክንህብ ሙዃና ክንሕብረኩም ንፈቱ።ምዝገባ ድሮ ጀሚሩ ስለ ዘሎ በዚ ገዲፍ...
30/04/2024

ምስ ቤት-ትምህርቲ , Skills Training Center ናይ ስራሕ ሽርክነት ብምፍጣር ትምህርቲ ቪዲዮ #ኤዲቲንግ ክንህብ ሙዃና ክንሕብረኩም ንፈቱ።
ምዝገባ ድሮ ጀሚሩ ስለ ዘሎ በዚ ገዲፍናልኩም ዘለና ኣድራሻ ክትምዝገቡ ትክእሉ ኢኩም።

#ስልጠና

Kendiel, Skills Training Center; ብምኩራን መምህራን ኣባላት JAYO TRUTH ዝወሃብ ግብራዊ ስልጠና #ኣርትዖት ንምሃብ ምድልዋታ ኣጻፊፋ ትጽበ ኣላ።

ቦታ ስልጠና፡ ኣብ ክሳንጋ ጥቓ ሊ ካፈ ኣብ እትርከብ ጨንፈርና።

29/04/2024

ነዚ በዓል ዓቢ ሕልሚ
ወድና ዓቅምና ሓጊዝና
ሂወቱ ነድሕን!

https://gofund.me/827b7e81
+256753079791
ምሕረትኣብ

26/04/2024

ቃልን ተግባርን እንክሳነ
ዶክተር ሰናይት ተክለ .. ..
እዚ መደባት እዚ ቀጻሊ ተማሃሮ ምስ ስድርኦም፡ ዘለዎም ርክብ ክዓቢ ዝግበር ናይ ሓባር ትምህርትን ጸወታን እዩ

ኣብ ትካል ፖሊን8
polin8

ናይ ጽባሕ ቀዳም መደብና ከምዚ ይመስል ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ  ዝነበረ  መደብ እዩ። ጽባሕ ውን እዚ ብሕማም ሽንቲ ዝሳቀ ዘሎ ሓውና  #ራኢ ምሕረትኣብ ዘለዎ ከም ባዓል ግራንድ ሃብ ፖሊን8 ዝሳ...
25/04/2024

ናይ ጽባሕ ቀዳም መደብና ከምዚ ይመስል
ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ዝነበረ መደብ እዩ። ጽባሕ ውን እዚ ብሕማም ሽንቲ ዝሳቀ ዘሎ ሓውና #ራኢ ምሕረትኣብ ዘለዎ ከም ባዓል ግራንድ ሃብ ፖሊን8 ዝሳተፍዎ መደብ እዩ።
እቲ መደብ ኣብ ሙየንጋ ትካል ፖሊን8 ዝግበር ኮይኑ ደቅና ብልምዲ ናይ ምሕጋዝ ልምዲ መታን ከጥርይይ ግን ድማ እንዳተዛናግዑ ምስ ወለዶም ኮይኖም እንዳሳኣሉ ዝገብርዎ ሓገዝ እዩ።
ኣዴታት ውን ዘለክን ጥበብ ክተርእያ ትክእላ ንደቅክን ሒዝክን ቀዳም ሳዓት 10፥00ቅ/ቀ የራክበና።

ብተወሳኪ ብሞባይል ማኒ ክትሕግዙ ትደልዩ ሰባት በዛ ቁጽሪ ክትሰዱ ትክእሉ ኢኩም።

+256 753 079791
ሳሙኤል

ክብሪ ይግባኣካ ክቡር ህዝቢ ዓቅሚ ገንዘብ የብልካን ሸር ጌርካ ትሕግዝ ኢልና፡ኔርና 8500 ሰባት ነዛ ቪድዮ ሸር ኢሎማ ሕጂ ውን ሸር ንግበር . . . ዓቅሚ ገንዘብ ዘለና ስማ ዓቅምና ኣብዛ...
25/04/2024

ክብሪ ይግባኣካ ክቡር ህዝቢ
ዓቅሚ ገንዘብ የብልካን ሸር ጌርካ ትሕግዝ ኢልና፡ኔርና
8500 ሰባት ነዛ ቪድዮ ሸር ኢሎማ
ሕጂ ውን ሸር ንግበር . . .
ዓቅሚ ገንዘብ ዘለና ስማ ዓቅምና ኣብዛ ሊንክ ነዋጽእ
ኣb online ዘይንክእል፡ድማ በዛ ቴለፎን ናብ ወላዲ ራኢ ብቀጥታ ንስደድ
+256753079791

https://gofund.me/827b7e81

ራኢ ሓውና ብከቢድ ሕማም ይሳቀ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብናይ ራኢ ቪድዮ ዘይሓሰበ ዘይደንገጸ ሰብ የለን።ቪድዮ ናይ ራኢ ኣብ ክልተ ማዓልቲ ፍርቂ ሚሎን ሰብ እዩ ርኢዎ። ካብዚ ዝተበገሰ ድማ ...
25/04/2024

ራኢ ሓውና ብከቢድ ሕማም ይሳቀ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብናይ ራኢ ቪድዮ ዘይሓሰበ ዘይደንገጸ ሰብ የለን።

ቪድዮ ናይ ራኢ ኣብ ክልተ ማዓልቲ ፍርቂ ሚሎን ሰብ እዩ ርኢዎ። ካብዚ ዝተበገሰ ድማ ኣብ ካምፓላ፡ዘለዎ ህጻናት ብግሩብ ኮይና ክንሕግዞ ኢና ብምባል ጠለብ ኣቅሪቦም።

ምስ ትካል polin8 ብምስምማዕ ድማ ብፍቃድን ደገፍን ዶክተር ሰናይት ተክለ ንጽባሕ ቀዳም ኣብ፡ሙየንጋ ኩታ ሮድ ቤትምህርቲ ፖሊን8 ዓቢ መደብ ተዳልዩ ኣሎ።

ዓላማ እዚ መደብ ደቅና ሒዝና መጺና ቅብኣ ኣንዳተለማመዱ እንዳተዛናግዑ ንሓዎም ራኢ ምሕረትኣብ ኣጆካ ኣለናልካ ክብልዎ እዮም።
ኣብ ናቶም፡ሳንዱቅ ዝኣከብዎ ገንዘብ ድማ ንሓገዝ እዚ ህጻን ከበርክትሉ እዮም።
ራኢ ተስፍኡ ምሉእ እዩ ኩልና ወለዲ ድማ ደቅና ናይ ሓገዝ ልምዲ ውን ከጥርዩ መታን ሒዝናዮም፡ናብዚ መደብ ንምጻእ።

ዝኮነ ሐበሬታ ተደሊኩም ቴለፎን ኣብዚ ኣለኩም።
00256709747574
+256741887199

ኤርትራውያን ኣብ ዩጋንዳ
Yacob Dawit
Eritrean Entertainment
Grand Hub Cafe & Patisserie
Eritreans in Kampala / ኤርትራውያን ኣብ ካምፓላ

21/04/2024

"ምናልባት ተኮይንለይ ሕልመይ ተበጺሐዮ ዶክተር ኮይነ ከምዚ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣነ ዝሳቀዮ ዘለኩ ከቢድ ሕማም ዝሳቀዩ ዘለዎ ህጻናት ክሕክም እየ ዝደሊ።ምክንያቱ እቲ ዘለክዎ ቃንዛ ኣነ ስለ ዝፈልጦ"

ነቲ ንሱ ዘሕልፎ ዘሎ ከቢድ ቃንዛ ካልእ ሰብ ከይበጽሖ ዶክተር ክከውን ተመንዩ።
ራኢ ምሕረትኣብ ብዙሕ ራኢ ኣለዎ፣ግን ንኩሉ ባህግታቱ ክነግር ከሎ ምናልባት እንዳ በለ እዩ ዝዛረብ።
ብሰንኪ ዘለዎ ሕማም ንባህጉ ከይዕንቀፍ ስለ ይፈርሕ ።
እዚ ምስ ዓቢ ራኢ ዘሎ ዓቢ ራኢ ከይኩለፍ ኩሉ ህዝቢ ወደይ ሓወይ ክብሎ ተስፋና ልዑል እዩ።

ራኢ 5 ግዜ መጥባሕቲ ገይሩ ኣይተዓወተን ሕጂ ግን ናይ ኣመሪካ ከይዱ ክሕከም 40 ዶላር የድልዮ ኣሎ።
ወላዲኡ ፓይሎት ኮይኑ ኣብ ኣገልግሎት እዩ ጸኒሑ። ዓቅሚ ዘይብላ ስድራ ራኢ ሎምስ ኢዳ ሂባ ኣላ። ካባይ ጀሚርካ ሓንቲ ቅርሺ ውን ነዚ ህጻን ትርጉም ኣለዋ እሞ በዚ ሊንክ ንሓግዞም።
ሸር ውን ዓቢ ሓገዝ እዩ

https://gofund.me/827b7e81

+256753079791
ምሕረትኣብ

Jayo Radio
Grand Hub Cafe & Patisserie
Eritreans in Uganda
Eri One Touch Enterteinment
Eritrean Entertainment
ኤርትራውያን ኣብ ዩጋንዳ
Music Macchiato Asmera Morning
Deqi Eritrea ab kampala
Mahbere Kidusan
Gual Mahber Kdusan
ማሕበር ምትሕግጋዝ ጽጉማት 🇪🇷ኤርትራውያን🇪🇷
JAYO TRUTH
Hdmona Nebarit
Erena Entertainment
Yacob Dawit

21/03/2024

ኣብ ሓደ እዋን ኣብ መንበሪ ገዛ ብሓንቲ ተመሃሪት ዝፈለመት ቤት-ምህርቲ ሎሚ ኣብ ክልተ ከባቢታት ካምፓላ ጨንፈራት ብ'ምኽፋት ዕዉት ስልጠና ኣብ ምሃብ ትርከብ።

ቴለፎን፣ +256-759754599 ቦታ፣ Uk Mall 3rd floor
21/02/2024

ቴለፎን፣ +256-759754599
ቦታ፣ Uk Mall 3rd floor

GOOD JOB BRO!https://youtu.be/oKTE181B5UEBahri Brhane Dembena Entertainment
16/02/2024

GOOD JOB BRO!
https://youtu.be/oKTE181B5UE
Bahri Brhane Dembena Entertainment

℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እ.....

ሓዲሽ ትምህርቲ ኣብ ከተማ ካምፓላ ብ'ኣባላት ጃዮ ትሩዝ ዝወሃብ ስልጠና ካሜራን ኣርትዓትን(ቪድዮ ኤድቲንግ)ኣብዚ ስልጠና ክትሳተፉ ትደልዩ ሰባት በዚ ንገድፈልኩም ዘልና ኣድራሻ ክትረኽቡና ት...
01/02/2024

ሓዲሽ ትምህርቲ ኣብ ከተማ ካምፓላ ብ'ኣባላት ጃዮ ትሩዝ ዝወሃብ ስልጠና ካሜራን ኣርትዓትን(ቪድዮ ኤድቲንግ)
ኣብዚ ስልጠና ክትሳተፉ ትደልዩ ሰባት በዚ ንገድፈልኩም ዘልና ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

ቦታ፡ Kasanga Uk Mall
+256-753781884

30/01/2024

ሰላምታ ንዓኩም ነበርቲ ካምፓላ፡ ወይ ናብ ካምፓላ መጺኩም ትምርዓዎ ዘለኩም ኣሕዋት። እዚ ትርኢዎ ዘለኩም ሽልማት ናይ መርዓ ኣብ ቴንዳ ዝዳሎ ኮይኑ ብትካል #ፕሪሞፕሮሞሽን ዝውነን ንብረት እዩ።
ብዝመረጽክሞ ዲዛይን ንዝመረጽክሞ ብዝሒ ሰብ መርዓኩም፡ክነዳልወልኩም ንክእል።
ንህቦ ኣጎልጉሎት
#ምሉእ ምክያድ መርዓ
ብሓፈሻ ምሉእ ባጀትኩም ተረኪብና መርዓኩም፡ብፍሉይ ነማሓድረልኩም።

1. ምሉእ ናይ መርዓ ስእሊ
2. ላይቭ( live) ኣብ ዳስ ኣብ ሾሻል ሚድያ
3. ዝተፋላለያ መኪና ንቅርብ
4. ቶርታ
5. ኣየር ትኬት
6. ባድላታት ንስድራቤት ብትእዛዝ ንቅርብ
7. ሆቴላትን ጌስት ሃውዝን ንስድራቤት ንመርዓውቲ ውን ነዳሉ

ትካል ፕሪሞ ፕሮሞሽን ካምፓላ
ቴሌፎን
0708071057
0709747572
መተሓሳሰቢ
book ክትገብሩ ትደልዩ ሰባት ብውሕዱ ቅድሚ ክልተ ወርሒ ክትሕዙና ወይ ክትረክቡና ኣለኩም። ትሕቲ ክልተ ወርሒ ምስ ዝከውን ግን ዝኮነ ነገር ከም፡ዘይነዳሉ ኣቀዲምና ንሕብረ።

ሓዲሽ ሓበሬታ ንደለይቲ ስልጠና ትምህርቲ ካሜራን፡ኣርተዓትን( Video Editing)።እዚ ስልጠና እዚ ብምትሕብባር ጃዮ ትሩዝን፣ ቤት-ትምህርቲ ቀንዴልን ዝካየድ ስልጠና እዩ።ኣብዚ ዓውዲ ክት...
22/01/2024

ሓዲሽ ሓበሬታ ንደለይቲ ስልጠና ትምህርቲ ካሜራን፡ኣርተዓትን( Video Editing)።

እዚ ስልጠና እዚ ብምትሕብባር ጃዮ ትሩዝን፣ ቤት-ትምህርቲ ቀንዴልን ዝካየድ ስልጠና እዩ።
ኣብዚ ዓውዲ ክትመሃሩ ትደልዩ ሰባት ብፍልይ ዝበለ ኣጋባብ በቶም ሙኩራት ኣባላት ጃዮ ትሩዝ ስልጠና ክትወስዱ ከም ዝኾንኩም ክንሕብረኩም ንፈቱ። ብተወሳኪ እቶም ብሉጽ ነጥቢ ወይ ብሉጽ ብቅዓት ሒዞም ዝወድኡ ናይ ስራሕ ዕድል ክንከፈተሎም ምዃና ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ኣብዚ ዓውዲ ክትሳተፉ ትደልዩ ሰባት በዚ ንገድፈልኩም ዘለና ቁጽሪ ቴለፎን ደዊልኩም ቦታ ክትሕዙ ትክእሉ ኢኹም።
Call; +256-753781884

21/12/2023

#ዘሕጒስ #ዜና #ንደለይቲ #ስልጠና

ቤት ትምህርትና፡ መርኣያ'ቲ ኣብ ስልጠና ቋንቋ እንግሊዝኛን ኮምፕዩተርን እናተጓናጸፈቶ ዝመጽአት ዕብየት፡ ሕጂ ድማ ብሓድሽ ፍሉይን ስልጠና መጺኣትና ኣላ።

እዚ ስልጠና፡ ስልጠና #ቅባኣን #ስእልን'ዩ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ጥበብ ሳትረፕ ግቡእ ክልሰ ሓሳባውን ግብራውን ስልጠና ብዝወሰዱ ምኩራት መምህራን ዝወሃብ ድማ'ዩ። ስለ'ዚ ብሞያ ቅብኣን ስእልን እንግደስ ሰባት፡ ባህግናን ክእለትናን ንምጒልባትን ብትምህርቲ ዝተሰነየ ኣፍልጦ ንምዕጣቕን ተቛደስቲ እዚ ስልጠና ንኹን።

እንህቦም ስልጠናታት

#ቋንቋ #እንግሊዝኛ

#ኮምፕዩተር

#ኣርትዖት

#ስእልን #ቅብኣን

ኣድራሻና፡ ሶያ ከባቢ #ቡንጋ #ሸል
ካንሳንጋ፡ ጥቓ #ሊ #ካፈ

ንዝያዳ ሓበሬታ ብ 0753 781884/ +256703034276 ተወከሱ

ሓይልን ኩርዓትን  #ባህሊ!    ኣብ ኣፍሪቃ ኢንጀራ ፈስቲቫል 2023!ቀዳማይ ሕታም ኣፍሪቃ እንጀራ ፈስቲቫል፡ ኣውፈርቲ፡ ሸየጥቲ፡ ኣዘናጋዕቲ፡ ካልኦት መሻርኽቲ ኣካላት ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ...
20/12/2023

ሓይልን ኩርዓትን #ባህሊ!

ኣብ ኣፍሪቃ ኢንጀራ ፈስቲቫል 2023!

ቀዳማይ ሕታም ኣፍሪቃ እንጀራ ፈስቲቫል፡ ኣውፈርቲ፡ ሸየጥቲ፡ ኣዘናጋዕቲ፡ ካልኦት መሻርኽቲ ኣካላት ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ሰባት ስሒቡ ዊዒሉ። እዚ ብሰንበት 17 ታሕሳስ 2023 ኣብ ጃሃዚ ፒየር፡ ሙንዮንዮ (Jahazi Pier, Munyonyo) - ካምፓላ እዩ ተኻይዱ።
ኣፍሪቃ እንጀራ ፈስቲቫል Primo Promotion Ltd. ዝተባህለ ዲጂታላዊ ኩባንያ ዘዳልዎ ኣብ ዓመት ክልተ ግዜ ዝካየድ ኣፍሪቃዊ ባህላዊ ምርኢት ዝካይድ ፈስቲቫል እዩ።

ኔክስት ሚድያ (Next Media )፡ ነቲ ፈስቲቫል ኣብ መድረኻቱ፡ ማለት ኣብ ኤንቢኤስ ቲቪ(Nbs Tv)፡ ኔክስት ሬድዮ( Next Radio)፡ ሳንዩካ ቲቪን (Sanyuka TV) ኣፍሮ ሞባይል ኣፕን (Afro Mobile App) ንምልላይ ሓላፍነት ዝወሰደ መሪሕ መሻርኽቲ ሚድያ እዩ ነይሩ።

ኣካያዲ መደብ ያቆብ ዳዊት ከም ዝበሎ፡ እቲ ፈስቲቫል፡ ባህላዊ ክብርታት ኣፍሪቃ ብመግቢ፡ ሳዕስዒትን ድራማን፡ ፋሽን ወዘተ፡ ናብ ማሕበረ-ቁጠባዊ ምዕባለ ንምስፋሕ ዝዓለመ እዩ።
“ኣፍሪቃ እንጀራ ፈስቲቫል፡ ሰባት ተኣኪቦም ዝተፈላለዩ መግብታት ኣፍሪቃ፡ ሳዕሳዒትን ድራማን፡ ፋሽንን ማሕበራዊ ርክብን ንውልቃውን ማሕበረ-ቁጠባውን ምዕባለ ዝጥዕሙሉ ባህልን ክብርታትን ኣፍሪቃ ንምዕባይ ዝዓለመ’ዩ” ይብል ኣካያዲ ናይቲ መደብ ያቆብ ዳዊት።

ናይ ሎሚ ዓመት ሕታም ካብ ኡጋንዳ፣ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ (DRC)፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኬንያ፣ ሩዋንዳን ካልእ ኣህጉራዊ ሰባት ዝሓቖፈ እዩ ኔሩ።
እቲ ፈስቲቫል ናብ ውልቃውን ቁጠባውን ምዕባለ ዝወስድ ድልዱል ማሕበራውን ቁጠባውን መርበባት ንምህናጽ ከም መድረኽ ኮይኑ ከምዘገልገለ ድግስ ዝገበሩ ሰባት ገሊጾም።

“ብቕንዕና ክዛረብ እንተኾይነ፡ እቲ ፈስቲቫል ከምዚ ዝኣመሰለ ዘደንቕ ፍጻመ ክኸውን እዩ ኢለ ኣይተጸበኹን፡ እንተኾነ ግን ተመሲጠ እየ። ጣዕሚ እንጀራ ፈቲነዮ፡ ኣዝዩ ድማ ጥዑም እዩ። ምስ ዝተፈላለዩ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመጹ ሰባት እውን ተራኺበ እየ፡ እዚ ድማ ንውልቃውን ንግዳውን ዕብየት ሓሳባት ንምክፋል ዝሕግዝ መድረኽ እዩ ክብል እኽእል እየ” ይብል ሓደ በጻሒ።

ብዘይካ ባህላዊ ቁምነገር ናይቲ ፍጻመ፡ ካልኦት ሰርኩላር ስነ-ጥበባውያን እውን ኣብ ንእሽቶ ሰዓታት ናይቲ መዓልቲ ንሰባት ኣዘናጊዖም እዮም። ካብዚኦም Jose Chameleon and S**c Diana ካብ ኡጋንዳ፡ Robel Negash and Nihmia Zeray ካብ ኤርትራ፡ Doni B ካብ ሶማልያን ካልኦት ብዙሓት ይርከብዎም።

ካልኣይ ሕታም ኣፍሪቃ እንጀራ ፈስቲቫል ኣብ መጋቢት 2024 ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ፍሉይ ዕለት ድማ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክሕበር እዩ። ነዚ ሓሳብ እዚ ጋህዲ ስለ ዝገበርኩም ኩልኹም ኣካየድቲ ምስጋና ይብጻሕኩም።

By, Ignatious Kwatampor.
Photo By, Sight Visuals.

Yacob Dawit
JAYO TRUTH
Africa Enjera Festival
Primo Promotion

17/12/2023
ኩሉ ሰብ ብውሕስነት ክኣቱ ግቡእ ፈታሽ ይገብር ከምኡ ውን ትኬት ብኣግባብ ይቆርጽ።ትካላት ምድላዋተን፡ኣጻፊፈን ኣለዋ ብሰላም፡ምጹ Africa Enjera Festival
17/12/2023

ኩሉ ሰብ ብውሕስነት ክኣቱ ግቡእ ፈታሽ ይገብር ከምኡ ውን ትኬት ብኣግባብ ይቆርጽ።
ትካላት ምድላዋተን፡ኣጻፊፈን ኣለዋ

ብሰላም፡ምጹ

Africa Enjera Festival

17/12/2023
Africa Enjera Festival Eritreans in Kampala /  ኤርትራውያን ኣብ ካምፓላ Sanyuka TV Jahazi Pier
17/12/2023

Africa Enjera Festival
Eritreans in Kampala / ኤርትራውያን ኣብ ካምፓላ
Sanyuka TV
Jahazi Pier

17/12/2023

10:00am Africa Enjera Festival .. ...
ካምፓላውያን፡ናይ ስድራቤት መደብ ካብ ሕጂ ማዕጾና ክፉት ኣሎ

Stage set up ......
16/12/2023

Stage set up ......

16/12/2023

Set up time

Address

GGABA ROAD. Close TO AMERICAN EMBASSY. , , KAMPALA, UGANG
Kampala
P.OBOX285182ND,FLOOR,TIRUPATIMAZIMAMALL

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Jayo Radio posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Jayo Radio:

Videos

Share

Category

Jayo Radio

Now you can stream a live radio directly from Jayo Truth’s studio.

Simply go to JayoRadio (preferring to log in to your account & start streaming).

Jayo Truth is an Eritrean record label and channel comes with different entertain videos. https://www.radio.jayotruth.co.uk


Other Radio Stations in Kampala

Show All