ኣምበስ VFX ስቱዲዮ/Ambes VFX Studio

ኣምበስ VFX ስቱዲዮ/Ambes VFX Studio Welcome to the official page of Ambes VFX Studio. . This page provides and announces new information on new movies and music videos.

ብ ኣምበስ VFX ስቱድዮ  ዝተሰርሐት ሓዱሽ ሙዚቃ ቪድዮ ክሊፕ ሰለሙን ባየረ ኣብ ቀረባ መዓልትታት ክትልቀቕ እያ። ፅቡቕ ዕድል ሶል ሓወይ
15/08/2024

ብ ኣምበስ VFX ስቱድዮ ዝተሰርሐት ሓዱሽ ሙዚቃ ቪድዮ ክሊፕ ሰለሙን ባየረ ኣብ ቀረባ መዓልትታት ክትልቀቕ እያ። ፅቡቕ ዕድል ሶል ሓወይ

ኣብ ሽንጥሮ ከም ጨርቂ ዝተሶኸዐ፥ ኣብ ኣኽራናት: ቃላት "ትግራይ ትስዕር" እናጨረሐ ዝቐረየ፥ ኣብ ሃሩር ተጠቢሱ ዝተወሓጠ፥ ኣብ ጨርጊድ ቀዝሒ ነቒፁ ዝዓረበ፥ ብመንገዲ እግሪ ቦቕቦቕ ኢሉ ኣ...
08/02/2024

ኣብ ሽንጥሮ ከም ጨርቂ ዝተሶኸዐ፥ ኣብ ኣኽራናት: ቃላት "ትግራይ ትስዕር" እናጨረሐ ዝቐረየ፥ ኣብ ሃሩር ተጠቢሱ ዝተወሓጠ፥ ኣብ ጨርጊድ ቀዝሒ ነቒፁ ዝዓረበ፥ ብመንገዲ እግሪ ቦቕቦቕ ኢሉ ኣብ መንገዲ ተሾኽሊሉ ዝተደፈአ፥ ኣካሉ ንኽልተ ተሰሊዑ "ብፃየይ ተማለአኒ …. ገዲፍካኒ ከይትኸይድ … ክድሕን ይኽእል እየ" እናበለ ዓዕ እናበለ ዝተረፈ ፀሓይ (ተጋዳላይ): ደበሱ እንታይ ይኸውን? 😭😭😭 ዞብል ገፅ 297 Getachew Debes

07/01/2024

ውድድር ሙዚቃ ክፋል 7 ሙሉእ። ኣብ ዮቱብ ድማ ዜማ ያሬድ ሰብስክራይብ ብምግባር ኩልግዜ ሰንበት ሰዓት 7 ቀጥታ ምክትታል ትኽእሉ!

🔥ብጣዕሚ ልቢ ዝነክእ ሓቀኛ ታሪክ💔💔! ኣብ ታሕቲ ዘሎ ምስሊ ብምጥዋቕ ይርኣዩ!👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
15/09/2023

🔥ብጣዕሚ ልቢ ዝነክእ ሓቀኛ ታሪክ💔💔! ኣብ ታሕቲ ዘሎ ምስሊ ብምጥዋቕ ይርኣዩ!👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇


ሓቀኛ ታሪኽ !! ኣብ ካልኣይ ውግእ ዓለም ንናዚ ሕልሚ ቀትሪ ዝኾነም ቶካሲ ስናይፐር ሶቭየት #ምስልና use on YouTubeFa...

05/09/2023

🔥🔥ሓሙስ ድሕሪ ሰዓት ክትልቀቕ እያ።🔥🔥

ብእስቲፋኖስ ጌታሁን 🔥ንእስነታ🔥ብድምፃዊት ሱዚ ኣክሊሉረዚን ሓሳብ ብሉፅ ግጥሚን ዜማ ምስ ዝገርም ብቅዓት ኣዘያይማ ይበል ዘብል ስራሕ እዩ።እዚ ስራሕ  ናትናኤል ባህታ ብሙዚቃ ሓሳቡ ዝገለፀሉ...
29/08/2023

ብእስቲፋኖስ ጌታሁን
🔥ንእስነታ🔥
ብድምፃዊት ሱዚ ኣክሊሉ
ረዚን ሓሳብ ብሉፅ ግጥሚን ዜማ ምስ ዝገርም ብቅዓት ኣዘያይማ ይበል ዘብል ስራሕ እዩ።

እዚ ስራሕ ናትናኤል ባህታ ብሙዚቃ ሓሳቡ ዝገለፀሉ
ዳይሬክተር ቴድሮስ ተጠምቐ ምስ ኣማን ኣንበስ ፊልም ፕሮዳክሽን ብዝገርም ጥምረቶ ዝዛረቡ ምስሊታት ኣዋዲዶም ዘቅረብሉ ብሉፅ ስራሕ እዩ።
ኣብ ቐረባ እዋን ኣብ ሰማይ ኢንተርቴይመንት ተፀበዩታ።

ዝኸበርኩም ፈተውቲን ኣድነቕትን ኪነ ጥበብ ትግርኛ  ኣምበስ VFX ስቱዲዮ ማእኸሉ ኣብ ከተማ መቐለ ገይሩ ኪነጥበብ ትግርኛ ተወዳዳሪ ናብ ዝኾነ ደረጃ ሓፍ ክብል ናይ ባዕሉ እጃም ዘወፍይ ዘሎ...
27/08/2023

ዝኸበርኩም ፈተውቲን ኣድነቕትን ኪነ ጥበብ ትግርኛ ኣምበስ VFX ስቱዲዮ ማእኸሉ ኣብ ከተማ መቐለ ገይሩ ኪነጥበብ ትግርኛ ተወዳዳሪ ናብ ዝኾነ ደረጃ ሓፍ ክብል ናይ ባዕሉ እጃም ዘወፍይ ዘሎ እኩብ ዝተፈላለዩ በዓልሞያ ፊልም እዩ። ሕዚ ድማ ብዓይነቱን ብኤዲቲንግ ስራሕቱን ዝተፈለየ "ዋ" ዘርእስቱ ናይ ሓውና ስሙይ ስነጥበበኛ ስራሕ ቪድዮ ክሊፕ ኣብ ቀረባ እዋን ሒዝና ክነፅእ ኢና። ኣምበስ VFX ስቱድዮ follow, Like, Share ይግበሩ።ክብረት ይሃበልና

Address

Mekelle
1583

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኣምበስ VFX ስቱዲዮ/Ambes VFX Studio posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ኣምበስ VFX ስቱዲዮ/Ambes VFX Studio:

Videos

Share