
05/05/2025
ልዕሊ 800 ዝኣክል ግጥምን ዜማ ዘበርከተ ከምኡ ውን ናይ ባዕሉ ሙዚቃታት ዝሰርሐ ብዓል ብዙሕ ክእለት ዘይተዘመረሉ ጅግና ስነ ጥበባዊ ሚኪኤለ መሓሪ (ማይነስ) ኣብ ዙርያ ጥበብ ኣድሂቡ ምስ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ጋላቢ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ክትከታተልዎ ንዕድም ካብዚ ቃለ መሕተት ብዙሕ ትምህርቲ ትወስድሉ ስለዝኾንኹም ድማ ሼር ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ።
"ዘይተዘመረሉ ጅግና'' ልዕሊ 800 ሙዚቃ ትግርኛ ዝደረሰ ስነ ጥበባዊ ሚኪኤለ መሓሪ (ማይነስ) ሙሉእ ትሕዝቶ ይከታተልዋ ዘገርሙ ፍፃመታትን ትምህርትን ክረኽብሉ እዮም።ናብ ጋላቢ ኢንተርተይ....