ዓድሽሆ Media House

ዓድሽሆ Media House 🔥 Welcome 🙌
Follow ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ !
◈ሚድያና ልዕብየት ትግራይና !
🛑 ካብ ዓባይ ሃገረ ትግራይ 💊

🔴 የ7 ዓመት ልጅ ነች እናቷ ነርስ ስለሆነች የተከራዩበት ቤት ትታት ትሄዳለች ነገር ግን ቤት ያክራያቸው ይህ በፎቶ የምትመለከቱት አከራይ ስሙ ጌታቸው የ7 ዓመት ህፃን ልጅን ጊቢ ውስጥ ወደ...
18/08/2024

🔴 የ7 ዓመት ልጅ ነች እናቷ ነርስ ስለሆነች የተከራዩበት ቤት ትታት ትሄዳለች ነገር ግን ቤት ያክራያቸው ይህ በፎቶ የምትመለከቱት አከራይ ስሙ ጌታቸው

የ7 ዓመት ህፃን ልጅን ጊቢ ውስጥ ወደ ሽንት ቤት ስትሄድ ጠብቆ አፎ ውስጥ አሽዋ በማድረግ በመቀመጫው ና በብልቷ ደፍሯታል በዚህም መቀመጫዋ ና ብልቷ የተቀደዱ ሲሆን የጀርባ አጥንቷ እስከሚታይ ድረስ ደፍሯት ደም በደም ስትሆን አንጏቷን አንቆ ገድሏት ወደ ውጪ በማውጣት ወድቃ ነው የሞተችው ብሏል

ይህው እናትም የልጄን ፍትህ አሰጡኝ እያለች የኢትዮጵያ ህዝብ እየለመነች ይገኛል::

እናንተ ኢትዮጵያውያን ይህ ነገር በደንብ እንዲሸራሸር ፊስቡክ ላይ ሼር እያደረጋችሁ ተባበሯት !!
#ፍትሕለፌቨን 😞

respect 🙏
19/04/2024

respect 🙏

22/03/2024

ጠቅላላ እውቀት ።
ትግራይ ጥንትም ነበረች ዛሬም አለች ነገም ትቀጥላለች
ኢትዮጵያ ወደ ቀድሞ ካርታ ወደ ጥንቱ እንመለስ ቢባል
፩. ኤርትራ የምትባል ሀገር አትኖርም
፪.አማራ የሚባል ክልል አይኖርም ወደ 4 ይበታተናል
፫.ዓፋር የምትባል ክልል አትኖርም
፬.ግዝፉ ኦሮምያ ክልል ይደረመሳል
፭.ሱማሌ ክልል የሚባል አይኖርም
፮.በርካታ ክልሎች ድራሻቸው ይጠፋል ወለጋም ክልል ይሆናል
በጣም የሚገርመኝ ወልቃይት እና ራያ የአማራ ነው ብለው የሚከራከሩ ጨለምተኞች አስሓይታ ወሎ እንደነበርስ ያውቁታል?
ብዙ ብዙ ማለት ይቻላል ትግራይም ወደ ዓፋር በጣም ግዙፍ መሬት እንደተወሰደባትስ ታውቃላችሁ?
ሲጠቃለል ይህ ነው

23/10/2023

መፃኢኺ ብሩኽ ይኹን
ትግራይ 💊

23/10/2023

🙏 TDF 😔

15/10/2023

😭💔

12/10/2023

ተጋዳላይ ዮሃንስ ወልደጅወርግስ (መዲድ)፤ ብሄራዊ መርድእ ሰማእታትና ኣመልኪቱ ንጋዜጣ ወይን ካብ ዝገለፆ ዝተወሰዱ ዓበይቲ ነጥብታት፤
• እዚ መስዋእቲ ከምህዝቢ ንክንህልው ዝተኸፈለ ክቡር መስዋእቲ እዩ፡፡
• እዚ መርድእ ናይ ዝተወሰኑ ስድራ ስዉኣት መርድእ ኣይኮነን፡፡ እዞም ስዉኣትና ንሕና ተጋሩ ብህይወት ክንነብር፣ ብትግራዋይነትና ክንኾርዕ፣ ታሪኽና ክነዘንትው፣ ንቐፃሊ ህልውናና ክንሓስብ ድልዱል ሰረት ህልውና ዘንበሩ እዮም፡፡
• እዞም ስዉኣት ናይ መላእ ተጋሩ እዮም፤ ናይ ኩላትና እዮም፡፡ ኮይኑ ግና ቤተሰብ፣ ቤተሰብ ስለዝኾነ ንቤተሰቦም ብምርዳእ ኩላትና ንክንፅናዕናዕ ዝግበር ዘሎ መርድእ እዩ፡፡
• ሕዚ ዝግበር ዘሎ መርድእ “ሕድርኹም ኣኽቢርና እቲ ዝተኸፈለ ክቡር መስዋእቲ ኣብ ሸቶኡ ክነብፅሖ ኢና!” ኢልና ቃል እንኣትወሉ እዩ፡፡ “ሳላኹም ድሒንና፣ ሳላኹም ሃሊና” ኢልና ኩሉ ግዘ ክንዝክሮምን ክነኽብሮምን ኢና፡፡
• ስዉኣትና፣ ካብ ምንጋጋ ሓርገፅ ኣውፂኦኖምና፤ ካብ ምንጋጋ ጥፍኣት ኣድሒኖምና እዮም፡፡ ክብርቲ ህይወቶም ሂቦምና እዮም፡፡ ካብዚኣ ንላዕሊ ክባር የለን፡፡ ንዓኣ እዮም ሂቦምና፡፡
• ስድራ ጀጋኑ ስዉኣት፣ እዞም ስዉኣትና ህልውና ህዝቢ ትግራይ ከምዘረጋገፁን ከምዘቐፀሉን ክሓስቡ ኣለዎም፡፡
• ስዉኣትና ዝገደፉልና ሓደራ ከነቐፅሎን ኣብ መወዳእታ ክነብፅሖን ይግበአና፡፡

ትግራይ ክትህልውን ክትቕፅልን ኣለዋ፡፡ ፍትሒ ክነግስ ይግባእ፡፡ ምዕሩይ ምሕደራ ክህልው ግድን እዩ፡፡ ኣድልዎን ግዕዝይናን ክነጥፍኦም ኣለና፡፡ ካሕሳ ስዉኣትና እዚ እዩ'ሞ፡፡
• ህዝቢ ትግራይ ካልኣይ ከይቕተል ፍትሒ ክነግስ ግድን ይኸውን፡፡ ህዝቢ ትግራይ ካልኣይ ከይቕተል ሉኣላዊ ግዝኣቱ ክንመልሶ ይግብአና፡፡ ህዝቢ ትግራይ ካልኣይ ከይሓምም ክብርታቱን ሓድነቱን ኣመዓራርዩ ንዝመፀ ፈተና ተወዲቡን ሓደ ኾይኑን ክምክት ክግበር ኣለዎ፡፡ ምሉእ ትሕዝቶ እዚ ቃለ መሕትት ኣብ ዩትዩብ ወይን ተኸታተሉ፡፡
www.youtube.com/woyennewspaper

22/09/2023

እንኳዕ ደስ በለካ ኣቦ ፅጉማት!💖💖💖



#በዓል ሃፍቲ ኣይተ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ካብ ሃገረ ናይጄርያ-ኣቡጃ ወልድዩስ ዩኒቨርሲቲ (University of Management and Technology -Weldios) ሎሚ 9 መስከረም 2016 ዓ/ም ብርክት ዝበሉ ዕዱማት ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸቡሉ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ብምርካብኻ እንኳዕ ደስ በለካ።

#ኣይተ ዘርኡ ኣብ ማሕበራውን ቁጠባውን ንጥፈታት ብፍላይ ድማ ኣብ ተመዛበልትን ፅጉማትን ትግራይ ብዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ዝተዓዘበ እቲ ዩኒቨርሲቲ ናብቲ ቦታ ፃውዒት ገይሩ እዩ ብክብሪ ኣበርኪቱሉ ዘሎ።

18/09/2023

😔😭

18/09/2023

Address

Mekelle

Telephone

+251914751300

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ዓድሽሆ Media House posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share

Nearby media companies


Other Social Media Agencies in Mekelle

Show All