Meron Sium

Meron Sium Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Meron Sium, Seattle, WA.

05/20/2024

ፕሬዝደንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፣ ሚኒስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ሑሴን ኣሚር-ዓብዶላህኒን ካልኦትን ብሰንኪ እቲ ትማሊ ሰንበት ዘጋጠማ ሓደጋ ነፋሪት ከም ዝሞቱ ሃገራዊ ቴሌቪዥን ኢራን ሓቢራ።
እታ ሄሊኮፕተር፡ ትማሊ ኣጋምሸት ኣብ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ናብ ከቢድ ዕምብረ ምስ ኣተወት ብዘጋጠማ ሓደጋ ብኸቢድ ከም ዝዓለበት ይግለጽ።
እቲ ፕሬዝደንት፡ ካብ ከባቢ ዶብ ኢራንን ኣዘርባጃንን ምስ ተመልሰ፡ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ናብ እትርከብ ታብሪዝ ዝተባህለት ከተማ ይኸይድ ከም ዝነበረ ጸብጻባት መራኸብቲ ብዙሃን እታ ሃገር የመልክቱ።
ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ነዚ ፈለግ ብምስዓብ ኣንብቡ 👉https://bbc.in/4bJvt1L

02/06/2023
02/05/2023
02/03/2023
02/03/2023

ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ቃለ መሕተት ምስ መምህር በየነ ገረዝግሄር (ውፉይ) ኣብ እዋናዊ ኩነታት ንቀዳም ለካቲት 4,2023 ሰዓት 7pm Berlin, 1pm EST, 9pm Asmara time. ብደሓን ምጹ።

02/02/2023

እናሳዕስዑ ብቪድዮ ዝተርኣዩ መጻምድቲ ናይ 10 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዶም
***********
ኣብ 20ታት ዕድመ ዝርከቡ መጻምድቲ ኣብ ጎደና ክስዕስዑ ዘርኢ ቪድዮ ድሕሪ ምልጣፎም ብድምር ናይ 10 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪድዎም።

ሓደ ምንጪ ንቢቢሲ ከም ዘረጋገጾ እዞም መጻምድቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዉ ነቲ ቪድዮ ኣብ ናይ ኢንስታግራም ገጾም ድሕሪ ምልጣፎም ኮይኑ ብድምር ኣስታት ክልተ ሚልዮን ሰዓብቲ ኣለውዎም።
https://bbc.in/3Js6Mfn

ካልድ ዓብዱ ደኪመ ከይበለ ለይትን መዓልትን ክምህርን ክሰርሕን ንህዝቡ ከንቅሕን ከበራብርን ባዓል ሙሉእ ሕልና ሰሚዒካዮ ዘይጽገብ  ተስፍ ህዝቡን ሀገርን ኣሞ ይቀኔልና ሙሉእ ዕደመን ጥዕናን ...
01/03/2023

ካልድ ዓብዱ ደኪመ ከይበለ ለይትን መዓልትን ክምህርን ክሰርሕን ንህዝቡ ከንቅሕን ከበራብርን ባዓል ሙሉእ ሕልና ሰሚዒካዮ ዘይጽገብ ተስፍ ህዝቡን ሀገርን ኣሞ ይቀኔልና ሙሉእ ዕደመን ጥዕናን ይምነየልካ። ርሑስ በዓል ሐድሽ ዓመት ይግበረልካ።

12/12/2020

Merry Christmas

12/01/2020
09/04/2020

Tacoma WA

08/31/2020
03/21/2020
12/14/2019

Christimas light in Renton WA

Address

Seattle, WA

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Meron Sium posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share