NortHope’s Perspective

NortHope’s Perspective Like—Follow—Share—’s Perspective

21/07/2024

ህዝቢ ሺቶዽያ ዝግብኦ መራሒ እዩ ረኺቡ!!

With Tedros Adhanom Ghebreyesus – I just got recognized as one of their rising fans! 🎉
17/06/2024

With Tedros Adhanom Ghebreyesus – I just got recognized as one of their rising fans! 🎉

እዚ ኣፉ ኣፅርዩ ትግርኛ ዘይዛረብ ወዲ ዚ ተዓገስ በልዎ- መርዚ ዘረባታት እንዳፈተለ ንሙሉእ ህዝቢ ብፀርፊ ዝሓምል ከዳዕ ባንዳ ይኣኽለካ ብልዎ!! ናይ ትግራይ ነገር ንተጋሩ ይግደፎ!!
13/06/2024

እዚ ኣፉ ኣፅርዩ ትግርኛ ዘይዛረብ ወዲ ዚ ተዓገስ በልዎ- መርዚ ዘረባታት እንዳፈተለ ንሙሉእ ህዝቢ ብፀርፊ ዝሓምል ከዳዕ ባንዳ ይኣኽለካ ብልዎ!! ናይ ትግራይ ነገር ንተጋሩ ይግደፎ!!

ኣስመሳይይይይውሸታምምምምውሸታምምም
09/06/2024

ኣስመሳይይይይ
ውሸታምምምም

ውሸታምምም

With Desye Ashenafi – I just got recognized as one of their rising fans! 🎉
07/06/2024

With Desye Ashenafi – I just got recognized as one of their rising fans! 🎉

ሰዓታት ዝተረፎ ምምላስ ተመዛበልቲ ፀለምቲዝኸበርኩም መራሕቲ ትግራይ ብቃልኩም መሰረት ህዝብና ናብ መረበቱ ምለስዎ!! ስልጣን ድሕሪ ህዝብን ግዝኣትን እዩ!! ህዝብኹምን ግዝኣትኩምን ከይሓዝኩም...
06/06/2024

ሰዓታት ዝተረፎ ምምላስ ተመዛበልቲ ፀለምቲ

ዝኸበርኩም መራሕቲ ትግራይ ብቃልኩም መሰረት ህዝብና ናብ መረበቱ ምለስዎ!! ስልጣን ድሕሪ ህዝብን ግዝኣትን እዩ!! ህዝብኹምን ግዝኣትኩምን ከይሓዝኩምን ከየውሓስኩምን እትኸብሩሉ እትኽበሩሉ መሬት የለን:: ኢትዮዽያ ናትኩም ከምዘይኮነት ካባኹም ንላዕሊ ዝፈልጥ ኣሎ እዩ ማለት ንዕቀት እዩ ዘስሚ:: ኢትዮዽያ ንዓኹምመም ፖለቲካ መራሕቲ ኣይኮነን ንህዝቢ ትግራይ ሸኽምን መርገምን እያ!! ኣብ መሬትናን ኣብ ግዝኣትናን ከም ድልየትና ክንተሃላለኽ ፈለማ ውሑስ ክንገብሮ ይግባእ!!

ተመዛበልቲ የሕዋትና ህዝቢ ፀለምቲ ናብ መረበቱ ኣብ ዕለቱ መልስዎ!!

ኣብ ዘይሕጋዊ ዕደና ማዓድናት መንግስቲ ፌደራል ትግራይ ኣትዩ እንተክኢሉ ባዕሉ ዕደና መዓድናት ከካይድ እንተዘይክኢሉ ከኣ ንናይ ደገ ኩባንያታት ሸይጡ ኣዋርቕና ንውልቁ ክግሕጥ ብተደጋጋሚ እዩ...
06/06/2024

ኣብ ዘይሕጋዊ ዕደና ማዓድናት

መንግስቲ ፌደራል ትግራይ ኣትዩ እንተክኢሉ ባዕሉ ዕደና መዓድናት ከካይድ እንተዘይክኢሉ ከኣ ንናይ ደገ ኩባንያታት ሸይጡ ኣዋርቕና ንውልቁ ክግሕጥ ብተደጋጋሚ እዩ ፅዒሩ:: ናይ ፀፅታ ስግኣት ስለዘሎ/ከይገድድ ስለዝፈረሐ እንተዘይኮይኑ ከምኡ ክገብር ዝኽክልክሎ ሕጊ የብሉን::

እዚኣ ዝፈለጠ ግምት ፌደራል መንግስቲ ኣትዩ ሃብትና ካብዝወስዶን ናብ ግጭት ካብ እንኣቱን ተባሂሉ እቲ ቀዳማይ ተግባር ዝተገበረ:

ሀ. መናእሰይ ብፍላይ ብኽብሪ ዝተሰነዩ ተጋደልቲ ብማሕበራት ኣደራጂኻ ኣብቲ ዕድና ክዋፈሩ ምግባር እያ:: ስለዚ ኣብቲ ውራ መዓድናት ተባሂሉ ኣብዚ ማ/ሚ ዝወዓዋዕ ዘሎ ጎስጏስ ኣይትብሎ ጠቐነታት ብኣፍልጦ መንምግስቲ ትግራይ ምኳኑ

ለ. ነዚ ስዒቡ ገለ ዝተወደቡ ኣካላት ውን (ብፍላይ ላዕለዎት ወታሃደራዊ መኮነናት) ሃፍትና ሸዋ ወሲዶም ካብ ዝድልቡሉማ ዝተፈጠረ ይፈጠር ኢሎም ናብቲ ዕደና ዝኣተዉ ከምዘሎዉ እዩ እቲ ዘሎ ሓበሬታ!!

እቶም ናይ ማሕበራዊ ሚድያ ኣናብስ ኢና ዝብሉ ኣናፁ "ጀነራላት ኣብ ዕድና ወርቂ ዋወፊሮም" ኢላቶም ሰባት ከቆናፅቡን ከዋርዱን ዝውዕሉ ዘለዉ እስከ ፌደራል መንግስቲ ኣትዩ ምእራይ እንትጅምር ከምቲ ሕጂ ዝፍክሩሉ ዘለዉ ሙድ እንተገይሮም ክንርኢ ኢና!!

እዞም መራሕቲ ትግራይሲ "እምበርከ ተጋሩ ድዮም!" ኢልካ ክሓትት ዝቕስበካ ግዚያት ብዙሕ እዩ:: ፖለቲካዊ ለዋህነቶም- ዕስላዊ ዕሽነቶም - ኣብ ህዝቢ ዝለዎም ዘይተገዳስነቶም - ናይ ስስዐ ደ...
05/06/2024

እዞም መራሕቲ ትግራይሲ "እምበርከ ተጋሩ ድዮም!" ኢልካ ክሓትት ዝቕስበካ ግዚያት ብዙሕ እዩ:: ፖለቲካዊ ለዋህነቶም- ዕስላዊ ዕሽነቶም - ኣብ ህዝቢ ዝለዎም ዘይተገዳስነቶም - ናይ ስስዐ ደረጀኦም ኣዚዩ እዩ ዝገርመኒ:: "እምብእርከ እዚ ህዝቢ ከም ህዝቦም ድዮም ወላስ ከም ሳብጀክት እዮም ዝሪእዎን ዝሰርዕዎን" ዝብል ሕቶ መመሊሱ እዩ ዝቕጀለካ!!

ኣብ ኢትዮዽያ ፖለትካ ማለት ህዝቢ ብዝሒ ምኳኑ እንዳፈለጡ ምስ ቁፅርና ዘለዎም ፅልኣት ክትርኢ ኮለኻ ይገርመካ:: ሚልዮናት ህዝቢ ትግራይ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉ እንዳበልና ብዙሕ ከም ዘይጎስጎስና "ብዝሒ ተመለስቲ ተመዛበልቲ" ኢሎም ኣውፂኤሙዎ ዘለዉ ኣሃዝ ግና መደንገፂ እዩ:: ዝተመዛበለ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ካብ ሓምሳ/ሱሳ ሽሕ ዘይበልፅ ገይሮም ኣውፂኦሞ ኣለዉ:: እዚ ኣዚዩ መገረምን መደንገፅን ልውህና እዩ::

መሬት ትግራይ ብኣምራን ብኤርትራን ተወሪሩ ሃፍተገነቱ እንዳተዘምተ ብሕጭ ዘይበልኩምሲ ሓደ በዓል ሃፍቲ ሓውኹም "መሬት ንልምዓት ወሲዱ" ኢልኩም መሬት ብሓንቲ እግራ ጠጠው እንተዘይበለት ብዘስ...
05/06/2024

መሬት ትግራይ ብኣምራን ብኤርትራን ተወሪሩ ሃፍተገነቱ እንዳተዘምተ ብሕጭ ዘይበልኩምሲ ሓደ በዓል ሃፍቲ ሓውኹም "መሬት ንልምዓት ወሲዱ" ኢልኩም መሬት ብሓንቲ እግራ ጠጠው እንተዘይበለት ብዘስምዕ ቃና ኣምሰሉነት እተእውዩ ዘለኹም ሰባት ብናይ ጥዕና ድዩ!? ዝብል ሕቶ ክነልዕል ንግደድ ኣለና!!

"ልምዓት ዓዲ ብደቂ ዓዲ!!" እዩ!

It time to move to western Tigray— our people must back to his home! Our IDPs must go back home with their dignity! Thei...
04/06/2024

It time to move to western Tigray— our people must back to his home! Our IDPs must go back home with their dignity! Their sufferings must end now!!

It is June 30- a promise that must be fulfilled.

Time reveals truth: Yes, that Genocidal state has committed genocide on the ppl of Tigray! Ethiopia— the country of geno...
04/06/2024

Time reveals truth: Yes, that Genocidal state has committed genocide on the ppl of Tigray! Ethiopia— the country of genociders—has to be disintegrated!

Ethiopia must not be allowed to exist as a country!

Adresse

Skansen Terrasse 28
Oslo

Nettsted

Varslinger

Vær den første som vet og la oss sende deg en e-post når NortHope’s Perspective legger inn nyheter og kampanjer. Din e-postadresse vil ikke bli brukt til noe annet formål, og du kan når som helst melde deg av.

Videoer

Del