Press Adwa

Press Adwa Información de contacto, mapa y direcciones, formulario de contacto, horario de apertura, servicios, puntuaciones, fotos, videos y anuncios de Press Adwa, Creador digital, Ngste Saba adwa, Mexico City.

12/01/2025

ትም

08/01/2025

ፃድቃን ዝሓምዘቆ ፓለቲካ ትግራይ
ናብ ንቡር ክምለስ ይግባእ።

ጉጅለ ግምትን ደገፍቲን
16/11/2024

ጉጅለ
ግምትን ደገፍቲን

ዓድዋየይናይ ትግርኛ መሠረት።
09/11/2024

ዓድዋየይ
ናይ ትግርኛ መሠረት።

The TPLF stressed IDPs have not been returned to their homes especially those from Western   where most of the IDPs come...
07/11/2024

The TPLF stressed IDPs have not been returned to their homes especially those from Western where most of the IDPs come from.


U.S. Department of State African Union

.

07/11/2024

ብውክልና ውድብ ኣብ ስልጣን ፀኒሑ ብሕገ ደምቢ ውድብ ካብ ውድብ ዝተባረረ ኣካል ዝነበሮ ስልጣን ንካልእ ሰብ ብውክልና ከሰጋግር ፈፂሙ ስልጣን የብሉን።

ፈፃሚ ስራሕ ውድብና ህወሓትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይን ንዝሓለፉ መዓልታት  ከካይድዎ ዝቐነዩ ዘተ ብሙሉእ ምርድዳእ ተዛዚሙ።ፈፃሚ ስራሕ ውድብናን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይልታ...
07/11/2024

ፈፃሚ ስራሕ ውድብና ህወሓትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይን ንዝሓለፉ መዓልታት ከካይድዎ ዝቐነዩ ዘተ ብሙሉእ ምርድዳእ ተዛዚሙ።

ፈፃሚ ስራሕ ውድብናን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታን ንዝሓለፉ ተኸታተልቲ መዓልታት ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይ፣ ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ኣንፀላልዮሞ ኣብ ዘለው ሓደጋታትትን መፍትሒ ኣንፈቶምን ከምኡ እውን ጉዳይ ልኣላውነት ትግራይ መሰረት ጌሮም ክዝትዩ ቀንዮም እዮም።

ብመሰረት እዚ፤ ፈፃሚ ስራሕ ውድብና ህወሓትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይን ረብሓታት ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእሉ መሰረታዊ ጉዳያትን ህልው ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ ዘነፅሩ ኣንፈታትን ሙሉእ ምርድዳእ ብምፍጣር ዘትኦም ዛዚሞም።

ወርቂ ትግራይ ተመሊሱ ብውሽጢን ብደገን ንትግራይ ናይ ጥፍኣት መሳርሒ ዝኾነሉ ዕድል ኣዐርዩ ሰፊሑ ከምዘሎ ምግንዛብ የድሊ።
07/11/2024

ወርቂ ትግራይ ተመሊሱ ብውሽጢን ብደገን ንትግራይ ናይ ጥፍኣት መሳርሒ ዝኾነሉ ዕድል ኣዐርዩ ሰፊሑ ከምዘሎ ምግንዛብ የድሊ።

31/10/2024
26/10/2024

መግለፂ ቅዋም ቀዋሚ ኮሚቴ ቤት ምኽሪ
✊✊✊

26/10/2024

አረ ኣዳምፃዋ እዚኣ✔

26/10/2024

Adware follows ❗

ነዚኣ ዘይከውን መራሒንመን ክኸውን ወጊድ።
26/10/2024

ነዚኣ ዘይከውን መራሒ
ንመን ክኸውን ወጊድ።

ስርዓት ኦሮሞ አብ ትግራይ ክንተክል ኣይኮናን ተቃሊስና ወዲ ረዳ ተመሪፁ ብቅልጡፍ ስልጣኑ ከርክብ  ንይፅውዕ።ህዝብታት ትግራይ❗❗
17/08/2024

ስርዓት ኦሮሞ አብ ትግራይ ክንተክል ኣይኮናን ተቃሊስና ወዲ ረዳ ተመሪፁ ብቅልጡፍ ስልጣኑ ከርክብ ንይፅውዕ።
ህዝብታት ትግራይ❗❗

Dirección

Ngste Saba Adwa
Mexico City

Página web

Notificaciones

Sé el primero en enterarse y déjanos enviarle un correo electrónico cuando Press Adwa publique noticias y promociones. Su dirección de correo electrónico no se utilizará para ningún otro fin, y puede darse de baja en cualquier momento.

Videos

Compartir

Categoría