Music Yemane barya Bahley Remix by Fnan Adal .
Bahley musi Eritrea 90s 80s
ናይ ሊብያ አዩ ኣብ ሊብያ ኮይኑ ዩ ክኣ ደሪፍዋ ዝገርም ዩ
ድምጺ ኩኑና ይብሉና ኣለዉ ካብቲ ምድረ ሲኦል ሊብያ።
Justice for migrants
Life in Libya .
At the Saudi Arabian prison of Jozab.
ኣብ #ጅዛን ሱዕዲ ዓረብ ቤት ማእስርቲ ሙቀት ተቃፅልና ርዱእና ይብሉ ኣለው ኣሕዋትና።
እቲ ቤት ማእስርቲ ወስን ባሕሪ ስለ ዝኮነ ዝላዓለ ድግሪ ስንቲግሬድ እዩ ዓቀን ሙቆቱ። ዝምልከተኩም ኣካላት እንተሊኩም ብፅሑሎም።
#ሼር ብምባል ኣሕዋትና ዘለውዎ ኩነታት ናብ ዓለም ነቃልሕ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትና ዝገብሮ ዘሎ ጭካነ
ተሓታቲ ክንግብሮ ይግባእ።
@Cradit.mebrahtom from Ethiopian.
Share.Like.followe my page
ብዛዕባ ምዕጻው ምዓስከር ስደተኛታት ሕንጻጽ
For more Like.followe.
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ ።
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ
ዓለም መዳለዊት አያ ።
Followe..Life in Libya page.
ሰሚዕና ሽር ንበሎ ገለ ተተረድኦም ነቶም ዘይንሶም ክመስሉ ዝደልዩ ።
አዝኒ ዘለዎ ይስማዕ ።
አዚ ቃል ሓዉና ምርጌታ ወዲ ስአለ አቲ ትማሊ ኣብ ሊብያ ብዘጋጠመ ናይ ሓዊ ባርዕ ዝሞተ ሓዉና ዩ ኣነ ምስ ሰምዓክዋ ነብሰይ ከምገለ ጌሩኒ ገና ከይተፈለየና ከሎ ንኩሉ ገሊጽዎን ገጢምዎን ዩ ኬዱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ክኣ ጽንዓት ይሃብኩም።
ሰሚዕና ሽር ንበሎ ገለ ተተረድኦም ነቶም ዘይንሶም ክመስሉ ዝፍትኑ ወገናት ።
Share.sad news.ዘሕዝን ፍጻመ ሽር በሎ።
#ዘሕዝንዜና ።
አዛ ቪድዮ ናይቲ ሓዉና ምርጌታ ኣብቲ ኩነታት ዝዓርፈ አያ
ኣብዚ ጽሑፍ ኣብ ግዜ ባርዕ ሓዊ ሓደ ከምዝተጎድኣባ ዩ ዝሕብር ንሱ አዩ ።
Sad News in Zintan Detention Centre Libya
Zintan is a detention centre in Libya located South West of the capital Tripolii nearly 180km.And the first UNHCR asylum seekers present there almost jailed for three (3)years so far with out court the innocent refugees inhumanity and careless and affected by the different types of diseases specifically TB and death so far 25 Innocent refugees and decades infected by TB and other major and minor diseases .And desperately by the UNHCR and EU policy on the innocent refugees blocked their way by Sea guard's with the help of EU to back to the Libyan hell jail.
Now I won't want the to discusses the criminal behaviour of UNHCR and the EU policy.
Suddenly fire comes from all the sides of the locked building and locked house in the locked innocent refugees when we were sleeping and burned the house and Pass sway ONE innocent refugee from Eritrea by tragedy and decades injured.
Cradit.abdu abubeker
Share.share.በሎ
ነብስወከፍ ጉዕዞ ባሕሪ ነዚ ይመስል ስደትና ይወድኣልና ፈጣሪ :: 👉እዚ ንዕዘቦ ዘሎና ህድማ እቲ ነብስወክፍ ዝፈርሆ ካብ ኣሻራ ናይ ጣልያን እዩ ::
ነብስወከፍ ጉዕዞ ባሕሪ ነዚ ይመስል ስደትና ይወድኣልና ፈጣሪ ::
👉እዚ ንዕዘቦ ዘሎና ህድማ እቲ ነብስወክፍ ዝፈርሆ ካብ ኣሻራ ናይ ጣልያን እዩ ::
Like.followe.Life in Libya page.
Share.share.Like.followe.my.page
Like.Followe.Life in Libya my page
Share ሽር ።
ሓጻር ኣገዳሲትን መልአክቲ ካብ ሓፍትናን ኣዴናን ይርግኣለም ተስፉ ።
መልአክቲ ናብ ኩሉ ኤረትራዊ
ካብ ሓፍትናን ኣዴናን ይርግኣለም ተስፉ .
ሰሚዕኩም ሽር በልዋ በጃኩም ኩሉ ክጥንቀቅ።
ትማሊ ብዘጋጠመ ብርቱዕ ንፋስ አብ ሆላንድ ብዙሕ ጉድአት አዉሪዱ።
ትማሊ ብዘጋጠመ ብርቱዕ ንፋስ አብ ሆላንድ ብዙሕ ጉድአት አዉሪዱ።
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ኣዝዘሎም ኣሜን((3))
Share Likemfollowe.Life in Libya
አዛ ኣገዳስ አዩ ሸር ክትብልዎ ኩሉ ኣብ ወጻአ ዝቅመጥ ይሰርሕ ኣሎ ገንዘብ ስደድ አንዳብሎ፡ንደቆም ዝጨንቆ ብዝሓት አዮም አሞ፡ገለ ተተረድኦም።
ከባቢ 60 ዘኾኑ ኤርትራውያን ሓገዝ ዝደልዮ
ኤርትራዊ ምንባር ስኢኑ ካብ ሃገሩ ምንባር ተሓሪምዎም ኣብ ስደት እውን ናይ ዑቕባ መስል ተኸልኪሎም ኣብ ፈቀዶ ቤተክርስትያናትን ጎደናታትን ኣምስተርዳም አንዳ ደቅሱ ሂወቶም ንምድሓን ወይ መጽለሊ ንምርካብ ዘትክልከሉ ኣዝዮም ዘድንግጹካ መብዝሐቶም ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ
በጅካ ግብረስናያት ወልቀ ሰባት ናይ ዝኾነ ኣካል ሓገዝ ዘይርከቡ መናእሰይ እዮም ደሕሪ ነዊሕ ጻዕሪ በዝን ሰባት እዚኣን ምትሐብባር መድቀስ ንሓደ ዓመት ረኺቦም ምስጋና ን The misfortune Eritreans who skip from the dictator and yet suffering In Amsterdam . Their asylum cases didn’t get acceptation . Therefore they have no place to stay in, and as the result you see them in the streets and churches searching food. So sad most of them are under age. However as of now some private owners are helping them and for one year they get a temporary shelter. They are appreciating now and if any one who want to help them please contact the following people thanks a lot savannah
Share.Like.followe.page Life in Libya
ብ ሂወት ከሎ ተዘይረዲአካዮ አንታይ ክዓብሰሉ ምስ ሞተዋይዋዮ ምስ ሞተ ዋይዋዮ።
ብሂወት ከሎ ተዘይረዲአካዮ
አንታይ ክዓብሰሉ ምስ ሞተ ዋይዋዮ
ምስ ሞተ ዋይዋዮ -ምስ ሞተ ዋይዋዮ !!!!!
ኣሕዋት ኣንጫካከን አዚ ግዝየ ይጭክን ኣሎ
አሞ፡ንሕና ክንታሓላለ ይግባአ በጃኩም፡ተስፋ ኣይትቁረጹ፡
ንተሓጋግውዝ ንደጋገፍ ጉዳይ የሕዋትና ንሕተት ብዝዓቅምና
ጽባሕ ኣብዚኣ ኔሮም ዘይብሃሉ መንአሰያት ይዓርቡና ኣለዉ።
ኣጆኩም ኣጆና ኣምላክ ጽላሉ የንብረልና ምሕረቱ ይኣዝዘልና ኣሜን((3)))