ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን

ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብሓልዮት ክፍሊ ባህልን ዜናን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን

ራኢናን መጻኢት ኤርትራን።
ራኢና: ኤርትራ ሓርነት፣ ፍትሒ፣ ዲሞክራሲ፣ ራህዋ፣ ሰላምን ሓድሕድ ምክብባርን ምጽውዋርን ዝሰፈና ሃገር ክትከውን እዩ። ልዕልና ሕጊ ዝሰፈና መሰልን ክብርታትን ሓርነታትን ኩሎም ዜጋታት ብዘይ ኣፈላላይ ብማዕረ ዘረጋገጸት ፍትሓዊትን ርትዓዊትን ሃገር ክትከውን እዩ። ራኢና ጥሜት፣ ድኽነት፣ ድንቁርና ብትግሃት ቅንዕናን መሃዝነትን ካብ ገጽ መሬት ጠፊኡ፣ ምርግጋጽ ቁጠባዊ ሓርነትን፣ ማሕበራዊ ክብርታትን ብልጫታትን ህዝቢ ኤርትራ ናብ ንቡር ባህርያቱ ምምላስን፣ ኤርትራ ብትምህርትን ቴክኖሎጂን ምስተን ዝማዕበላ ሃገራት ክትስራዕ እዩ። ራኢና፡ ስኒትን ማዕርነትን ኩሎም ብሄራትን ሃይማኖታትን ዘረጋገጸት፡ መሰል ክ

ብረትን ማዕርነትን ደቂ ኣንስትዮን ዝመለለይኣ ኤርትራ ምህናጽ ኢዩ።ኩሉ መሰረታዊ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ ሲቪላዊ (በርገሳዊ) ሓርነታትን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ውልቃዊ ዋንነትን ዘውሓሰት:: ራኢና፡ እቲ ፍሉይ መለለዪ ባህሊ ዝኾነ ኤርትራዊ ክብርታት ማለት፡ ትግሃት፡ ቅንዕና፡ ምሃዝነት፡ተወፋይነት፡ ጽንዓት፡ ጅግንነትን ናብቲ ንቡር ባህርያቱ ምምላስ ኢዩ።
ራኢና፡ ብሃይማኖት፡ ዓሌት፡ ኣውራጃ፡ ብሄር ከይተፋላለየ ነንሕድሕዱ እናተኻባበረ ተሳንዩዝነብረላ ስምርትን ልዕላውነታ ዘረጋገጸትን ሃገር ንክትከውንን። ራኢና፡ ኣብ ሰልፋዊ ብዝሕነት ዝተሰረተ ዲሞክራሰያዊ መሰላትን ኣሰራርሓ ማዕቢሉ ኣብዛሓ–ሰልፍታት ዝዋሳኣሉ ዘይምእኩል ምሕደራ ህዝባ ዘረጋግጽ ስርዓት ብሰለስተ ነንሕድሕዶም ዝቆጻጸሩ ሓጋጊ፡ ፈራዲ፡ ፈጻሚ ትካላት መንግስቲ ዝተኸለት። ራኢና፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ረብሓ ዝተመርኮሰን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ካልኦት ኢድ ምትእትታው ዘወገደ ስኒትን ሰላምን ዝመለለይኡ ንዕብየትን ርግኣትን ከባቢና ዘስፍን ጥዑይን ርጡብን ናይ ወጻኢ ዲፕሎማስያዊ ፖሊስታት ትኽተል ሃገር። ብኣህጉራዊ ሕግታት ተበይኑ ዝተሓንጸጸ ናይ ምድራ፡ ኣየራ፡ ባሕራን ዶባታ ዘረጋገጸትን ዝሓለወትን ሃገር ንኽትከውን ዝቃለስ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ውድብ አዩ። ካብ’ዚ ጽኑዕ እምነት’ዚ ብምብጋስ ሃገራዊ ዲሞክረስያዊ ዕላማታት ንምዕዋት በብመድረኹ ቀዳምነታት ብምንጻር ኣብ ሰለስተ መድረኻት ቃልሲ ሰሪዑ ይቃለስ።vocate human right in Eritrea

https://youtu.be/-JwGs58-Kas?si=V_PskEP_KSXZDDJr
01/01/2025

https://youtu.be/-JwGs58-Kas?si=V_PskEP_KSXZDDJr

እዚ መደብ ’ዚ ብሓልዮት ክፍሊ ባህልን ዜናን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዝዳሎ መደብ እዩ።መደባት ቲቪ መለይ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሎቲካውን ማሕበራውን ከምኡ ውን ኣብ ስነ–ጥበባዊ ስርሓት:...

https://meley.org/article/6774218d449c708a38ef4a49
31/12/2024

https://meley.org/article/6774218d449c708a38ef4a49

መግለጺሕልምን ህርፋንን ኣፍደገ ባሕሪህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ምርግጋእን አብ መንጎ ኩሎም ጎረባብቲ አህዛብ ምፍጣር፣ ንናይ ሐባር ዕቤትን ልምዓትን ምርግጋእን፣ ቀ

https://youtu.be/h6txdudcWKI?si=DIlmIXJaX-EcP54h
21/12/2024

https://youtu.be/h6txdudcWKI?si=DIlmIXJaX-EcP54h

እዚ መደብ ’ዚ ብሓልዮት ክፍሊ ባህልን ዜናን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዝዳሎ መደብ እዩ።መደባት ቲቪ መለይ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሎቲካውን ማሕበራውን ከምኡ ውን ኣብ ስነ–ጥበባዊ ስርሓት:...

16/12/2024

ሓጺር ታሪኽ ሂወት ስዉእ ብጻይ የመነ ሓጎስ ገብረሚካኤል ስዉእ ብጻይ የማነ ሓጎስ ገብረሚካኤል፣ ካብ ኣብኡ ሓጎስ ገብረሚካኤል ወልደገብሬኤል፣ ካብ ኣዲኡ ጽ

https://youtu.be/VZEHMKLg_KE?si=oKZN0-z_vnZFl0Pb
15/12/2024

https://youtu.be/VZEHMKLg_KE?si=oKZN0-z_vnZFl0Pb

እዚ መደብ ’ዚ ብሓልዮት ክፍሊ ባህልን ዜናን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዝዳሎ መደብ እዩ።መደባት ቲቪ መለይ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሎቲካውን ማሕበራውን ከምኡ ውን ኣብ ስነ–ጥበባዊ ስርሓት:...

ሓጺር ታሪኽ ሂወት ስዉእ ብጻይ የመነ ሓጎስ ገብረሚካኤል
11/12/2024

ሓጺር ታሪኽ ሂወት ስዉእ ብጻይ የመነ ሓጎስ ገብረሚካኤል

ሓጺር ታሪኽ ሂወት ስዉእ ብጻይ የመነ ሓጎስ ገብረሚካኤል ስዉእ ብጻይ የማነ ሓጎስ ገብረሚካኤል፣ ካብ ኣብኡ ሓጎስ ገብረሚካኤል ወልደገብሬኤል፣ ካብ ኣዲኡ ጽ

https://youtu.be/J9M153hcI3s?si=qifrRDQ52e-7VTT1
02/12/2024

https://youtu.be/J9M153hcI3s?si=qifrRDQ52e-7VTT1

እዚ መደብ ’ዚ ብሓልዮት ክፍሊ ባህልን ዜናን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዝዳሎ መደብ እዩ።መደባት ቲቪ መለይ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሎቲካውን ማሕበራውን ከምኡ ውን ኣብ ስነ–ጥበባዊ ስርሓት:...

https://youtu.be/BIV7DiE-cCM?si=Zebr1pQKshyh4If1
16/11/2024

https://www.youtube.com/live/GR4UP5TDQbE?si=wEBkROE9Myf2mLvC
08/11/2024

https://youtu.be/8AVUAsLk7e4?si=93Xjx2tAZ1qZMyNj
03/11/2024

https://www.youtube.com/live/9JfYUEuIN_Q?si=UZ_NoaJaeKPFsOmq
21/10/2024

https://www.youtube.com/live/xWJHiYg4bgA?si=2rNomSk4ZywTDc4E
17/10/2024

Topic: ንጹር ዕላማ ቃልስን ፡ ህዝባዊ ታራ ኣብ ምህናጽ ፖሎቲካዊስርዓትን Time: Oct 6, 2024 9:00 PM Berlin time Join Zoom Meetinghttps://us02web....
06/10/2024

Topic: ንጹር ዕላማ ቃልስን ፡ ህዝባዊ ታራ ኣብ ምህናጽ ፖሎቲካዊስርዓትን
Time: Oct 6, 2024 9:00 PM Berlin time

Join Zoom Meeting
https://us02web.zoom.us/j/3013844582?pwd=UNGblmLZfMTTuWaLj2wviCpKA00zTu.1&omn=85906824654

Meeting ID: 301 384 4582
Passcode: 1249238

Find your local number: https://us02web.zoom.us/u/kbPTikPXbe

Zoom is the leader in modern enterprise video communications, with an easy, reliable cloud platform for video and audio conferencing, chat, and webinars across mobile, desktop, and room systems. Zoom Rooms is the original software-based conference room solution used around the world in board, confer...

https://youtu.be/OuMj9oTRR3w?si=l9DL-NMrR_V8r3TM
01/10/2024

https://youtu.be/OuMj9oTRR3w?si=l9DL-NMrR_V8r3TM

እዚ መደብ ’ዚ ብሓልዮት ክፍሊ ባህልን ዜናን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዝዳሎ መደብ እዩ።መደባት ቲቪ መለይ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሎቲካውን ማሕበራውን ከምኡ ውን ኣብ ስነ–ጥበባዊ ስርሓት:...

https://youtu.be/7n7MRUkqaiE?si=UNS_TY4VRICTbzqs
24/09/2024

23/09/2024

ህዝባዊ ኣኼባ ው/ሓ/ኤ ዞ/ሰ/ኣሜሪካ

ው/ሓ/ኤ/ ሰ/ኣ ብማንዛ(zoom) ዝካየድ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕለት 06/10/2024 ሰዓት 21:00 ድ/ቀ በኣቃጻጽራ በርሊን ወይ ድማ: ንወርሒ 10/06/2024 ሰዓት 15:00 በቃጻጽራ ኒው ዮርክ ኣኼባ ሰሪዑ ኣሎ። "ንጹር. ዕላማ ቃልሲን: ህዝባዊ ተራ ኣብ ምሃናጽ ፖሎቲካዊ ስርዓትን" ዘተኮረ ኣርእስቲ ብመርሓቲ ው/ሓ/ኤ ዝካየድ ሙኻኑ ህዝቢ ተሳትፍኡ ከዕዝዝ ጻውዔት ነቕርብ።

Address

Mevaser Street 2, Tel Aviv-Yafo
Tel Aviv
6119012

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share