EMBF UK page

EMBF UK page እዚ ፔጅ ኣገደስቲ ፓስቶራት ዕድመታት ሓጸርቲ ቪድዮ መሃርቲ ኣዘናጋዕት ዝበልናዮም እንዝጋሓሉ ቦታ ኢዩ።
ከምቲ ልሙድ Like and follow ግበሩ።

that's page went be normal without good idea manything uplond vedio help to lernenpage we hope you follow as. they are Freund's and community members can you join with as to growth more likey.

https://yt.psee.ly/6zrq87
19/01/2025

https://yt.psee.ly/6zrq87

find out a vedio importance messages to updates for this converstion 15/07/23 with Brigade nhamedu don't forget shre and subscribes thi

Avid to use mobile phones  if you’re needing good workout results.
16/01/2025

Avid to use mobile phones if you’re needing good workout results.

KikiTes has created a short video on Clapper | Avid to use mobile phones if you’re needing good workout results.

13/12/2024

~እቶም ንኻልኦት ናጽነት ዝኸልኡ ንባዕሎም ኣይግብኦምን እዩ።
!

~እዚ ኣብ ናይ #ሶርያ ቤት-ማእሰርቲ ዝርኣኽዎ ስቅያት፡ቤተይን ስድራይን ኣዘኬሩኒ!! ስቅያት ዝመሮሮ ህዝበይ ኣብ የዕንተይ ቅጅል ኢሎምኒ ስቃዮም፡ቃንዝኦም ከመይ ምህላዎምን። ተስፎኦም'ከ ከመይ ይህሉ!?

" በዚ ኣጋጣሚ ኩሉ ሰብ ከም ሰነድ ክሕዞ ዝግብኦ ብኸፊል ስፍራ ዉጹዓት ነዚ እመስል ቀዲምና ንኸፍቶ ገዛ እንተ ሃልዩ ውን እዚ ክኸውን ይግባእ!

ብግዝያዊ ከይርሳዕ ኤርትራት ኣብ ትሕቲ ሙቁሕ ማሕዩር!!

ኤርትራ እታ 360 ቤት-ትምህርቲ ዘይረኸበት 360 ቤት-ማሕዩር ዝተሰለመት ሃገር።

👇🏽
*******************************************

1. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 11
2. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 12
3. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 13
4. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 16
5. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 17
6. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 18
7. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 19
8. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 21
9. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 22
10.ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 23
11. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 27
12. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 31
13. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 33
14. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 35
15. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 36
16. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 37
17. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 38
18. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 42
19. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 46
20. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 47
21. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 49
22. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 57
23. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 58
24. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 84
25. ቤት ማእሰርቲ ስሪሒት ዞባ 1
26. ቤት ማእሰርቲ ስሪሒት ዞባ 2
27. ቤት ማእሰርቲ ስሪሒት ዞባ 3
28. ቤት ማእሰርቲ ስሪሒት ዞባ 4
29. ቤት ማእሰርቲ ስሪሒት ዞባ 5
30. ቤት ማእሰርቲ ስሪሒት ዞባ 6
31. ቤት ማእሰርቲ ምክትታል ዶባት 01
32. ቤት ማእሰርቲ ምክትታል ዶባት 36
33. ቤት ማእሰርቲ ምክትታል ዶባት 101
34. ቤት ማእሰርቲ ምክትታል ዶባት ቸንቶ
35. ቤት ማእሰርቲ ምክትታል ዶባት እንዳ ጥቦት
36. ቤት ማእሰርቲ ገበን ወንጀል መርመራ
37. መደበር ፖሊስ አጂፕ
38. ቤት ማእሰርቲ አጂፕ
39. ቤት ማእሰርቲ አጂፕ 12 አስመራ
40. 1ይ መደበር ፖሊስ
41. 2ይ መደበር ፖሊስ
42. 3ይ መደበር ፖሊስ
43. 4ይ መደበር ፖሊስ
44. 5ይ መደበር ፖሊስ
45. 6ይ መደበር ፖሊስ
46. 7ይ መደበር ፖሊስ
47. ቤት ማእሰርቲ ጎዳይፍ 4
48. ቤት ማእሰርቲ ጎዳይፍ 22
49. ቤት ማእሰርቲ ጸጸራት
50. ቤት ማእሰርቲ ሰምበል
51. ቤት ማእሰርቲ ሰምበል ቁጽሪ 27
52. ቤት ማእሰርቲ ትራክቢ 1
53. ቤት ማእሰርቲ ትራክቢ 2
54. ቤት ማእሰርቲ ሓዝሓዝ
55. ቤት ማእሰርቲ ፎርቶ
56. ቤት ማእሰርቲ ትሕቲ ዕድመ ኮሞሳርያቶ
57. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ
58. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ 01
59. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ 21
60. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ 24
61. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ 61
62. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ 71
63. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣበይቶ ሊብያ
64. ቤት ማእሰርቲ ማይ ተመናይ 4
65. ቤት ማእሰርቲ ማይ ተመናይ 41
66. ቤት ማእሰርቲ ማይ ተመናይ 104
67. ቤት ማእሰርቲ ገዛ ባንዳ ቁጽሪ 33
68. ቤት ማእሰርቲ ብጸሊም ገዛባንዳ
69. ቤት ማእሰርቲ ኣኽርያ ማይ ድምነት
70. ቤት ማእሰርቲ ኣኽርያ ቁጽሪ 13
71. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ራእሲ
72. ቤት ማእሰርቲ ዲቢዚቶ
73. ቤት ማእሰርቲ ገዛ ኸኒሻ 08
74. ቤት ማእሰርቲ ሜዳ ባሕቲ መስከረም
75. ቤት ማእሰርቲ ኮብለልቲ ማይ-ጭሆት
76. ቤት ማእሰርቲ እንዳ መሬንጊ
77. ቤት ማእሰርቲ ሲነማ ሓማሴን
78. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ሰዓል
79. ቤት ማእሰርቲ ቦርቦሬላ
80. ቤት ማእሰርቲ ቦርቦሬላ ቁጽሪ 12
81. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ቖርቆስ
82. ቤት ማእሰርቲ ኪዳነ ምህረት
83. ቤተ ገርግሽቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ
84. ቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ ድብኦ
85. ቤት ማእሰርቲ ድርፎ 23
86. ቤት ማእሰርቲ ድርፎ 66
87. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ጽዖት ጉርዒቤት ማእሰርቲ ቁሸት ባዶ
88. ቤት ማእሰርቲ ቁሸት ቁጽሪ 07
89. ቤት ማእሰርቲ ቁሸት ቁጽሪ 111
90. ቤት ማእሰርቲ ጋላ ነፍሒ
91. ቤት ማእሰርቲ በሪኽ
92. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ፍላንሳ
93. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ድጓና
94. ቤት ማእሰርቲ በለዛ ምክልኻል
95. ቤት ማእሰርቲ በለዛ መኮንናት
96. ቤት ማእሰርቲ በለዛ 2
97. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ሰረጀቓ
98. ቤት ማእሰርቲ ሰረጀቓ
99. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ነፋሲት
100. ቤት ማእሰርቲ ነፋሲት
101. ቤት ማእሰርቲ እምባትካላ
102. ቤት ማእሰርቲ እምባትካላ ጡልቁያት
103. ቤት ማእሰርቲ እምባትካላ 6
104. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ እምባትካላ
105. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ደንጎሎ
106. ቤት ማእሰርቲ ደንጎሎ ጸባብ
107. ቤት ማእሰርቲ ደንጎሎ ማይ
108. ቤት ማእሰርቲ ደንጎሎ ተጠላቒና
109. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ጊንዳዕ
110. ቤት ማእሰርቲ ጊንዳዕ
111. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ዕዳጋ
112. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ውሽጢ ባጽዕ
113. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ውሽጢ ባጽዕ
114. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ ውሽጢ ባጽዕ
116. ቤት ማእሰርቲ ውሽጢ ባጽዕ
117. ቤት ማእሰርቲ ግቢ ባጽዕ
118. ቤት ማእሰርቲ ባሕርያ (ባጽዕ)
119. ቤት ማእሰርቲ ኹትምያ (ባጽዕ)
120. ቤት ማእሰርቲ ኣጂፕ 1 ባጽዕ
121. ቤት ማእሰርቲ ዳህላክ ማልታ
122. ቤት ማእሰርቲ ዳህላክ ስግረ ዶብ
123. ቤት ማእሰርቲ ዳህላክ ከይሳዕረረ
124. ቤት ማእሰርቲ ዳህላክ 4
125. ቤት ማእሰርቲ ናኹራ
126. ቤት ማእሰርቲ ናኹራ 2
127. ቤት ማእሰርቲ ፍልፍል
128. ቤት ማእሰርቲ ፊሸ ምራራ
129. ቤት ማእሰርቲ ፊሸ መሮር
130. ቤት ማእሰርቲ ፊሸ ባሕሪ
131. ቤት ማእሰርቲ ፊሸ ጽልሚ
132. ቤት ማእሰርቲ ዒራ-ዒሮ
133. ቤት ማእሰርቲ ዒራ-ዒሮ 38
134. ቤት ማእሰርቲ ዒራ-ዒሮ 44
135. ቤት ማእሰርቲ ግላስ
136. ቤት ማእሰርቲ ግላስ 5
137. ቤት ማእሰርቲ ገልዓሎ ባሶ
138. ቤት ማእሰርቲ ገልዓሎ ኣልቶ
139. ቤት ማእሰርቲ ገልዓሎ ሊብያ
140. ቤት ማእሰርቲ ገልዓሎ ስግረ ዶብ
141. ቤት ማእሰርቲ ገልዓሎ 90
142. ቤት ማእሰርቲ ዊዓ
143. ቤት ማእሰርቲ ዊዓ በርቂ
145. ቤት ማእሰርቲ ዊዓ ባሶ ዊዓ
146. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ኣሚር
147. ቤት ማእሰርቲ መትከል አብየት
148. ቤት ማእሰርቲ ባቖስ ጁባ
149. ቤት ማእሰርቲ ባቖስ ካርታ
150. ቤት ማእሰርቲ ረሀይ 67
151. ቤት ማእሰርቲ ረሀይ 98
152. ቤት ማእሰርቲ ዛራ እንዳ ወርቂ
153. ቤት ማእሰርቲ ዛራ እንዳ 1
154. ቤት ማእሰርቲ ዛራ እንዳ 4
155. ቤት ማእሰርቲ ዛራ እንዳ 17
156. ቤት ማእሰርቲ ሞሶዲብ
157. ቤት ማእሰርቲ ኼሩ
158. ቤት ማእሰርቲ ኣለቡ
159. ቤት ማእሰርቲ መዓስከር ሳዋ
160. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ 98
161. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ 5ይ ክፍለ ሰራዊት
162. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ስላሴ
163. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ጴንጤ
164. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ጅሆቫ
165. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ጡልቁያት
166. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ፈለስቲ
167. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ዕሩባት
168. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ስግረ ዶብ
169. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ከንቶ
170. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ ኮሪደር
171. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ቀሺ
172. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ሸኽ
173. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ዓበ
174. ቤት ማእሰርቲ ሳዋ እንዳ ጽግዕ
175. ቤት ማእሰርቲ ዳስየ
176. ቤት ማእሰርቲ ዳስየ 2
177. ቤት ማእሰርቲ ዳስየ 4
178. ቤት ማእሰርቲ መዕጥር
179. ቤት ማእሰርቲ መዕጥር 21
180. ቤት ማእሰርቲ መዕጥር 22
181. ቤት ማእሰርቲ ኹላላ
182. ቤት ማእሰርቲ ዓዳይት 5ይ ጋንታ
183. ቤት ማእሰርቲ ኣፍ-ሂምቦል11
184. ቤት ማእሰርቲ ኣፍ-ሂምቦል12
185. ቤት ማእሰርቲ ኣፍ-ሂምቦል104
186. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ኦምሓጀር
187. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ኦምሓጀር
189. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ ኦምሓጀር
190. ቤት ማእሰርቲ ኦምሓጀር
191. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ጎልጅ
192. ቤት ማእሰርቲ ጎልጅ
193. ቤት ማእሰርቲ ጎልጅ ጥዩሳት
194. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ኣቑርደት
195. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ኣቑርደት
196. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ ኣቑርደት
197. ቤት ማእሰርቲ ኣቑርደት
198. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ባረንቱ
199. ቤት ማእሰርቲ ባረንቱ
200. ቤት ማእሰርቲ ባረንቱ (ፕሪማ ካንትሪ)
201. ቤት ማእሰርቲ ባረንቱ እንዳ ዳጋ
202. ቤት ማእሰርቲ ባረንቱ (ፎርቶ)
203. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ተሰነይ
204. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ተሰነይ
205. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ ተሰነይ
206. ቤት ማእሰርቲ ተሰነይ ፍጮ
207. ቤት ማእሰርቲ ተሰነይ ስግረ ዶብ
208. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን
209. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን 2
210. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን ስግረ ዶብ
211. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን ከይሳዕረረ
212. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን 13
213. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን ኣስኮብላይ
214. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን እንዳ ሄዋን
215. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን እንዳ ዓብደላ
216. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን እንዳ ጀሃድ
217. ቤት ማእሰርቲ ኣንደርሰን እንዳ ጀሃድ 27
218. ቤት ማእሰርቲ ፎርቶ
219. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ጆሜትራ
220. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ኣልማዝ
221. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ለምለም
222. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ቐንጠብ
223. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ድባርዋ
224. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ድባርዋ
225. ቤት ማእሰርቲ ድባርዋ እንዳ ምኪኤል
226. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ መንደፈራ
227. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ መንደፈራ
228. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ መንደፈራ
229. ቤት ማእሰርቲ መንደፈራ
230. ቤት ማእሰርቲ መንደፈራ ፎርቶ
231. ቤት ማእሰርቲ መንደፈራ እንዳ ክፍለ-ሰራዊት
232. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ዓዲ-ዃላ
233. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ዓዲ-ዃላ
234. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ-ዃላ
235. ቤት ማእሰርቲ ድጓና ዓዲ-ዃላ
236. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ-ዃላ ሕልፈት
237. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ እንዳ ገርግስ
238. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ገርግስ
239. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ቆሓይን
240. ቤት ማእሰርቲ ቆሓይን
241. ቤት ማእሰርቲ ሰም ዓሰም
242. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ደቀ-ምሓረ
243. ቤት ማእሰርቲ ደቀ-ምሓረ
244. ቤት ማእሰርቲ ካራቢኔሪ ደቀ-ምሓረ
245. ቤት ማእሰርቲ ዓላ
246. ቤት ማእሰርቲ ዓላ ድሙቕ
247. ቤት ማእሰርቲ ዓላ ጋዴን
248. ቤት ማእሰርቲ ዓላ ኹሉል
249. ቤት ማእሰርቲ ዓላ ጎላጉል
250. ቤት ማእሰርቲ ዓላ ላዕላይ
251. ቤት ማእሰርቲ ዓላ ታሕታይ
252. ቤት ማእሰርቲ ዓላ ጸዳፍ
253. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ሮሶ
254. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ሮሶ እንዳ ጡሕና
255. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ሮሶ እንዳ ታዕሊም
256. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ሮሶ እንዳ ተማኑ
257. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ሮሶ እንዳ ወዲ ባሻይ
258. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ሮሶ እንዳ ዝንህላል
259. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ሮሶ እናህባይ
260. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ሮሶ እንዳ ኩቡኩብ
261. ቤት ማእሰርቲ ባዚት
262. ቤት ማእሰርቲ ባዚት 1
263. ቤት ማእሰርቲ ባዚት ሰልሚ
264. ቤት ማእሰርቲ ባዚት ጉርዒ
265. ቤት ማእሰርቲ ባዚት በሪኽ
266. ቤት ማእሰርቲ ባዚት ክቢ
267. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ሰገነይቲ
268. ቤት ማእሰርቲ ሰገነይቲ
269. ቤት ማእሰርቲ ድግሳ
270. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ጾሮና
271. ቤት ማእሰርቲ ጾሮና
272. ቤት ማእሰርቲ ስግረ-ዶብ ጾሮና
273. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ዓድ-ቐይሕ
274. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ዓዲ-ቐይሕ
275. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ ዓዲ-ቐይሕ
276. ቤት ማእሰርቲ ዓዲ-ቐይሕ
277. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ስንዓፈ
278. ቤት ማእሰርቲ ሰንዓፈ
279. ቤት ማእሰርቲ ስግረ-ዶብ ሰንዓፈ
280. ቤት ማእሰርቲ ኣለውያ
281. ቤት ማእሰርቲ ሚዔ
282. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ኣፍዓበት
283. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ኣፍዓበት
284. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ ኣፍዓበት
285. ቤት ማእሰርቲ ኣፍዓበት
286. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ናቕፋ
287. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ናቕፋ
288. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ ናቕፋ
289. ቤት ማእሰርቲ ናቕፋ እንዳ ኽሻ
290. ቤት ማእሰርቲ ናቕፋ እንዳ 17
291. ቤት ማእሰርቲ ናቕፋ እንዳ ማሞ
292. ቤት ማእሰርቲ ስዋራ 2
293. ቤት ማእሰርቲ ስዋራ 4
294. ቤት ማእሰርቲ ረሀይ 67
295. ቤት ማእሰርቲ ረሀይ 98
296. ቤት ማእሰርቲ ጥሩቕ-ሩቕ
297. ቤት ማእሰርቲ ሕሽክብ 9
298. ቤት ማእሰርቲ ሕሽክብ 14
299. ቤት ማእሰርቲ ሕሽክብ ባረ
300. ቤት ማእሰርቲ ሓስመት
301. ቤት ማእሰርቲ ሓስመት ጨው
302. ቤት ማእሰርቲ ማርሳ ጉልቡብ
303. ቤት ማእሰርቲ ሓሊበት አስኮብላይ
304. ቤት ማእሰርቲ ሓሊበት 8
305. ቤት ማእሰርቲ ሓሊበት 18
306. ቤት ማእሰርቲ ማህሚመት ከይሳዕረረ
307. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ጁባ 12
308. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ሓነቕቲ
309. ቤት ማእሰርቲ ፋሕ 09
310. ቤት ማእሰርቲ ፋሕ እንዳ ናይብ
311. ቤት ማእሰርቲ ዓራግ 14
312. ቤት ማእሰርቲ ዓራግ 21
313. ቤት ማእሰርቲ ዓራግ እንዳ ምንቕቓሕ
314. ቤት ማእሰርቲ ሓሽከርበብ 1
315. ቤት ማእሰርቲ ወጀባ እንዳ 17
316. ቤት ማእሰርቲ ሰበርቀጠ
317. ቤት ማእሰርቲ ዒላ-ባቡ
318. ቤት ማእሰርቲ ብሊቓት እንዳ ሻምበል ባሻ
319. ቤት ማእሰርቲ ብሊቓት 19
320. ቤት ማእሰርቲ ዒታሮ
321. ቤት ማእሰርቲ መንካዕ ቀትሪ
322. ቤት ማእሰርቲ መንካዕ ለይቲ
323. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ዓጃውጅ 2
324. ቤት ማእሰርቲ ጠብሕ
325. ቤት ማእሰርቲ ጠብሕ ከንቶ
326. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ኸበሮ
327. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ሓለዋ
328. ቤት ማእሰርቲ ምድሪ-ዌት
329. ቤት ማእሰርቲ እግሪ ለምለም
330. ቤት ማእሰርቲ ኮብለልቲ
331. ቤት ማእሰርቲ ጢዖ
332. ቤት ማእሰርቲ ዕዲ
333. ቤት ማእሰርቲ ፋጊ-ሚራሕ
334. ቤት ማእሰርቲ ዳምሒና
335. ቤት ማእሰርቲ ካሪቦስ
336. ቤት ማእሰርቲ ሲብሶራን
337. ቤት ማእሰርቲ ሳፌሪን
338. ቤት ማእሰርቲ ክሌማ
339. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ዓሰብ
340. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ዓሰብ
341. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ ዓሰብ
342. ቤት ማእሰርቲ ዓሰብ ተሃድሶ
343. ቤት ማእሰርቲ ዓሰብ
344. ቤት ማእሰርቲ እንዳ ጫት ዓሰብ
345. ቤት ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ-ሰራዊት ዓሰብ
346. ቤት ማእሰርቲ ሲሞቲ
347. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ሓጋዝ
348. ቤት ማእሰርቲ ሓጋዝ
349. ቤት ማእሰርቲ ሓጋዝ 5ይ መስርዕ
350. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ዒላ-በርዒድ
351. ቤት ማእሰርቲ ዒላ-በርዒድ
352. ቤት ማእሰርቲ ዒላ-በርዒድ 44
353. ቤት ማእሰርቲ ግዝግዛ
354. ቤት ማእሰርቲ ግዝግዛ ጡልቁያት
355. ቤት ማእሰርቲ መደበር ፖሊስ ከረን
356. ቤት ማእሰርቲ 1ይ መደበር ፖሊስ ከረን
357. ቤት ማእሰርቲ 2ይ መደበር ፖሊስ ከረን
358. ቤት ማእሰርቲ 3ይ መደበር ፖሊስ ከረን
359. ቤት ማእሰርቲ ከረን
360. ቤት ማእሰርቲ ፎርቶ ከረን
361. ቤት ማእሰርቲ ኩቡኩብ 24
362. ቤት ማእሰርቲ ጨረር

ኣብ ሃወትካ  ዕውት ክትከውን  እቶም ብዙሓት ናይ  ሂወት ሜታትን ቶሞኽሮታትን ብርዒ ዝሓለፎምሳንዱቅ መጽሓፍ  ክትነብብ  ኣለካ እቲ ኣወንታዊ ክፋሉ  ድማ ኣጥቅሚ ተውሎ እቲ ኣሉታዊ ጎድኑ ት...
30/11/2024

ኣብ ሃወትካ ዕውት ክትከውን እቶም ብዙሓት ናይ ሂወት ሜታትን ቶሞኽሮታትን ብርዒ ዝሓለፎምሳንዱቅ መጽሓፍ ክትነብብ ኣለካ እቲ ኣወንታዊ ክፋሉ ድማ ኣጥቅሚ ተውሎ እቲ ኣሉታዊ ጎድኑ ትምኮረሉን ትግሕፍን። ብዙሕ ፍልጠትን ቶምኽሮ ጽቡቕ እዩ ስለዚ እዛ መጽሓፍ ብዙሕ ዝጠቅም ጎድኒ ስለ ዘለዋ ገዚእኹም ከተንብዋ ኢየ ሸር ዝብላ ዘለኩ link here amazon shop 👉

"ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን"-"Tesfom & Habtom's Rivalry" (Tigrinya Edition): ቀዳመይቲ መጽሓፍ-1st Book (1)

ግጥሚ ውን  ካራ ኣቲዩዎ እንሆ 🤦
28/10/2024

ግጥሚ ውን ካራ ኣቲዩዎ እንሆ 🤦

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ....

19/08/2024



ኤርትራ ብዘይ መረታ ሰበነ

ትኩእ ይሕደጎ ክብሃል ከሎ፥ እቲ ሕድሪ ራእሲ ተሰማ- ተቐቢሉ፥ ንነጻነት ኤርትራ ዝተቃለሰ ጅግና እዩ፥ ትኩእ ይሕደጎ መራሕን መስራትን ማሕበር 7 እዩ፥ ንስለ-ኤርትራን ህዝባን ብዙሕ ሽግር ከምዝሓለፈ፥ ኣብታ ብዓቢኡ ብእምነቱ ተስፋይ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ "ታሪኽ ሂወት ትኩእ ይሕደጎ" እትብልን፥ ኣብታ ተኪኤ በየነ ንታሪኽ ሂወቲ ኣመልኪቱ ዝጽሓፋ "ካብ ሪቕ ሕፍንቲ" እትብል ዝተጻሕፈት መጽሓፍን ምርኣዩ ይክኣል፥

ትኩእ ይሕደጎ- እቲ 1ይ "ገድሊ ኤርትራ መን ጀሚርዎ" ዝብል ንጽንጽዋይ ዓዋተ- ዘፍሸለ ጅግና ውን እዩ፥ ንሱ ባዕሉ ብኢዱ ዝጽሓፎ ጽሑፍ ድማ- ማሕበሩ ኣፍሪሱ ናብ ጀብሃ ምሕዋሱ እቲ ዝዓበየ ጌጋ ምንባሩ፥ ነቲ ብባህታ ሓጎስ- ራእሲ ተሰማን ካልኦትን ዝተወልዐ ሕቶ ሃገርን ነጻነትን፥ ብሓደ ስምን ስእሉን ብኑጹር ዘይፍለጥ "ኢድሪስ ዓዋተ" ተጀሚሩ ምባል! ኣዝዩ ጌጋ ምዃኑ ጽሒፍዎ'ሎ! ትኩእ ይሕደጎ ናብቲ መጀመርታ 70ታት በቲ ንሱ ዝሃንደሶን ዝሰርሖን- ሰልፊ ናጽነት ዝብሃል ጉጅለ እናኸደ እንከሎ እዩ ጠፊኡ፥ ልክዕ ድማ ክሳብ ሎሚ መን እዩ ኣጥፊእዎ ዝፍለጥ የለን፥ ገለ ሰባት ትኩእ ህቡብ ስለዝኾነ ኢሰያስ ኣጥፊእዎ ክብሊ ከለዉ፥ ገለ ድማ ጀብሃ "ከበሳዊ ኣትሓሳስብኡ" ስለዘስግኣ ኣጥፊኣቶ ዝብሉ ውን ኣይተሳእኑን፥ ትኩእ ይሕደጎ- ብዝነበሮ ሓያል ውንን ናይ ምምራሕን ምውዳብን ክእለት ፍሉጥ እዩ ነይሩ፥ ነዚ ዘስተብሃሉ ኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያም ድማ- "ሓድጊ ከየትረፍካ ምእንቲ ከይትጠፍእ- ንዓ ውለድ" ኢሎም ኣመርዓውዎ፥ ሓደ ውላድ ድማ ወለደ፥ ንወዱ ድማ ንምእንቲ እቲ ኣብ ጀብሃ ዝትሓረደ ብጻዩ ክዳነ ክፍሉ ንምዝካር፥ "ኪዳነ" ተባሂሉ ተጸውዐ፥ ዝገርም- ንወዲ ትኩእ ባሊግኡ ናይ ሎሚ ዲክቶር ናይ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቆ እዩ፥ እቲ ዑንቂ ባሕሪ ትኩኡ ይሕደጎ ድማ- ብትኣምራዊ ኣትሃጣጥማ- ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ዓቢ ዓሸራ ኣቀሚጡ- ክሳብ ሎሚ ብመን እዩ ጠፊኡ ብዘይፍለጥ ኣገባብ ከም ዑንቂ ባሕሪ ሃጠመ።

ትኩእ ይሕደጎ- መረታ ሰበነ ዳብር፥

ሃብተስላሴ ገብረመድሂን-

ሃብተስላሴ እቲ ኣዝዩ ምሁሩን፥ ናይ መጀመርታ ድሕሪ ኣብርሃም ተወልደ መራሒ ሰልፊ ናጽነትን - ብስም "መንካዕ" ዝተቐትለ ተርጓሚ ቋንቋ ኢንግሊዘኛ ኣብ ቃኘው፥ ሃብተስላሴ ገብረመዲሂን- እቲ ድሕሪ መስዋእቲ ኣብርሃም ተወልደ ናብ መሪሕነት ዝመጸ ሰብ እዩ፥ ብዝነበሮ ግርህናን ሓያል ናይ ምቅላስ ወንን ግን- ንኹራ ኢሰያስ "ናብ መሪሕነት ኣይመጻኹን" ዝብል- "ክንቃለስ እምበር ክንመርሕ ኣይመጻናን" ብምባይሉል ብእምነት ስልጣኑ ንኢሰያስ ኣረከበ! ሻቡ ድማ ኢሰያስ ሓይሊ ኣኻኺቡ ብስም "መንካዕ" ኣሕቀቆ፥

ሃብተስላሴ ገብረመድሂን ሓሊቦ መረታ ሰበነ

ሃይለ ድሩዕ!

"ድሩዕ" ዝብል ሳጓ ብሰንኪ ተጻዋርነቱ- ነዚ "ሽግር ከመይ ጌርካ ክኢልካዮ" ብምባል እዩ፥ (ድሩዕ) ዝብል ቅጽል ስም ዝተዋህቦ፥ እንሆ ሎሚ ነፍሲ-ወከፍ ሰብ "ሻዕብያ" ዝብል ስም እንክሰምዕ- ብቀዳምነት ድሩዕ ዝዝከሮ፥ ድሩዕ ኣብ 1966 እዩ ምስ ሙሴ ተስፋምካኤልን ኢሰያስ ኣፈወርቅን ካብ ኣዲስ ኣበባ ዩንፈርስቲ ናብ ሜዳ ዝተሰለፈ፥ ኢሰያስ ናብ ቻይና ድሕሪ ምካዱ ግን- ጀብሃ ደቂ ከበሳ ፈልያ ትሓርድ ስለዝነበረት፥ ድሩዕን ሙሴን- ምስ 19 ሰባት ናብ መንግሲ ሱዳን ሃዲሞም ኢዶም ሃቡ፥ መምግሲ ሱዳን ድማ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሃይለስላሴ ኣረከቦም፥ ንጉስ ሃይለስላሴ ድማ ምሕረት ሂቡ ትምህርቶም ክጅምሩ ፈቀደሎም፥ ድሩዕ ከም እንደገና 1971 ናብ ሰልፊ ናጽነት ተመለሰ- ኣብ ከተማታት ፈዳይን ኮይኑ እናሰርሐ እንከሎ ድማ፥ ብጸላኢ ተማረኸ። ድሩዕ ኣብ እስርቤት ጸላኢ ንኽለፋለትን ምስጢር ንኽህብን ብዙሕ መግረፍቲ ክሳብ "ኣጽፋሩ ብጉጥየት ተማሕዪ ዝወጽእ" ሽግር ገጠሞ- ግናኸ ምስጢር ኣሕሊፊ ኣይሃበን፥ ክሳብ ቆርበቱ ዝቀላለጥ ተቐጥቀጠ ብጩቕ ውን ኣይበለን፥ ድሕሪኡ ጀብሃ ብዝገበረቶ ስርሒት ድማ ካብ እስርቤት ወጺኡ- ዳግማ ናብቲ ዝመስረቶን ብደሙ ዝፈረመሉን ምንቅስቃስ ተመልሰ፥ ሻቡ ድማ ነዚ ኩሉ ስቅያቱ ዝርኣዩ ተጋደልቲ- ንስለ ተጻዋርነቱ፥ "ድሩዕ" ዝብል ቅጽል ሳጓ ሃብዎ፥ ኣብቲ ዝልዓለ ጽፍሒ ናይ ሻዕብያ ብምዃን ድማ፥ ንግድሊ ኤርትራ ኣዕወተ፥ ገድሊ ምስትዓወተ ውን ድሩዕ እቲ ንረፈረንደም ጸቒጡ ዝተቃለሰ ሰብ እዩ፥ ረፈረንደም ምስተገብረ ድም- "ደጊም ሞት ከም ኣዳም" ክብል ኣብ Eri-TV ዝተሰምዐ፥ ድሩዕ ንምእንቲ ሕጋዊት ኤርትራ እንሆ ክሳብ ሎሚ ዳሃይ የብሉን፥

ሃይለ ወልደትንሳኤ ድሩዕ በራቒት ዓባይ መረታ ሰበነ፥

ኤርትራ ብዘይ መረታ ሰበነ- ቅድሚ ናጽነት፥

መረታ ሰበነ ዓደይ ግን ክሳብ ሎሚ ጅግና ምውላድ ኣየቋረጸቶን ኣላ-

ድሕሪ ናጽነት- ቅጽል እዩ።

  መጽሓፍ ምንባብ ኣካል ህይወትካ ክኸውን ዘለዎ 12 ምኽንያታት፤ 1. ጽርግያ ፍልጠት፦ መጻሕፍቲ ዳርጋ ኣብ ዝኾነ ክሕሰብ ዝኽእል ኣርእስቲ ሰፊሕ ዕቑር ፍልጠት ይህቡ።  ኣብ ታሪኽ፡ ሳይንስ...
11/08/2024

መጽሓፍ ምንባብ ኣካል ህይወትካ ክኸውን ዘለዎ 12 ምኽንያታት፤
1. ጽርግያ ፍልጠት፦ መጻሕፍቲ ዳርጋ ኣብ ዝኾነ ክሕሰብ ዝኽእል ኣርእስቲ ሰፊሕ ዕቑር ፍልጠት ይህቡ። ኣብ ታሪኽ፡ ሳይንስ፡ ፍልስፍና ኣዕሚቕካ ምጥላቕ ወይ ድማ ሓደስቲ መዘናግዕን ድሌታትን ዳህሰስ።
2. ምዕባይ ስነ-ቓላት፡- ስሩዕ ንባብ ንሰፊሕ ስነ-ቓላት የቃልዓካ፡ እዚ ድማ ናይ ርክብ ክእለትካን ምርዳእካን የመሓይሽ።
3. ምዕባይ ዝኽሪ፡- ምንባብ ንዝኽርኻን ንኣእምሮኣዊ ስርሓትካን ንምስላሕ ክሕግዝ ይኽእል እዩ፡ እዚ ድማ ኣእምሮኻ ንጡፍን ተዋፊሩን ክገብሮ ከም ዝኽእል መጽናዕትታት ይሕብሩ።
4. ምጉዳል ጸቕጢ፦ ጽቡቕ መጽሓፍ ሒዝካ ምጥምዛዝ፡ ካብ መዓልታዊ ጭንቀት ንግዚኡ ዕረፍቲ ዝህብን ክትዛነየሉ እትኽእልን ዓይነት ኣእምሮኣዊ ምህዳም ክኸውን ይኽእል።
5. ምምሕያሽ ትኹረትን ምትኳርን፦ ኣብዛ ሎሚ ብዘዘናግዑ ነገራት ዝመልአት ቅልጡፍ ዓለም፡ ምንባብ ንነዊሕ እዋን ናይ ምትኳርን ምትኳርን ዓቕምኻ የሐይሎ።
6. ርህራሄን ኣረኣእያን፡- ኣብ ጫማ ልብወለዳውያን ገጸ ባህርያት ምእታው፡ ርህራሄ ከተማዕብልን ዝተፈላለየ ኣረኣእያታት ዝዓሞቐ ርድኢት ክትረክብን የኽእለካ።
7. ምዕባይ ፈጠራ፦ ምንባብ ንሓደስቲ ሓሳባትን መስርሕ ኣተሓሳስባን የቃልዕ፣ እዚ ድማ ንናይ ገዛእ ርእስኻ ፈጠራን ናይ ምፍታሕ ጸገማትን ክእለት ከለዓዕል ይኽእል።
8. ዝሓየለ ክእለት ጽሕፈት፦ ኣብ ጽቡቕ ጽሑፍ ንባብ ምጥሓል፡ ቅዲ ጽሑፍካ፡ ኣቃውማ ሓረጋትካን ሓፈሻዊ ንጹርነት ርክብካን ከማሓይሽ ይኽእል።
9. ምምሕያሽ ጽሬት ድቃስ፡ ቅድሚ ምድቃስካ ናይ ስክሪን ግዜ ብመጽሓፍ ምቕያር። እቲ ንባብ ዘህድእ ባህሪ ንኽትዛነን ክትዛነን ክሕግዘካ ይኽእል እዩ፣ እዚ ድማ ዝሓሸ ጽሬት ድቃስ የስፋሕፍሕ።https://youtu.be/fwYi0KVTXZQ?si=FNWWKJMt2phL50HN

16/03/2024

ብልሓት ደቂ ሰባት ጫፍ ዝበጽሕ ዶ ይመስል

Address

13Arndel Shoping Street
Manchester
M14PM

Opening Hours

Friday 9am - 5pm
Saturday 9am - 5pm
Sunday 9am - 5pm

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when EMBF UK page posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to EMBF UK page:

Videos

Share