Just for fun

Just for fun Welcome to my page

15/07/2024

ጅንጅና አያ ጆኬር 😂

16/11/2022

ኣያዘራኣብሩኽ ስጋ ዩ 😂😂

 #መሓሪ ዮሃንስተጋዳላይ መሓሪ ዮሃንስ ኣብ እዋናዊ  ኩነታት መብርህን ጥንክር ዝበለ መፀዋዕታን ኣሕሊፉ ኣሎ።''ዝተስዓረ ህዝብን ሰራዊትን የለን።ቃልስና ብውሑድ መስዋእትነት ክቕፅል እዩ።ተጋ...
09/11/2022

#መሓሪ ዮሃንስ

ተጋዳላይ መሓሪ ዮሃንስ ኣብ እዋናዊ ኩነታት መብርህን ጥንክር ዝበለ መፀዋዕታን ኣሕሊፉ ኣሎ።

''ዝተስዓረ ህዝብን ሰራዊትን የለን።ቃልስና ብውሑድ መስዋእትነት ክቕፅል እዩ።ተጋሩ ጥራሕ ንደማመፅ።''

ምሉእ እቲ ትሕዝቶ ፅባሕ ኣብ TPM ክሓልፍ እዩ።

ኣብ ትግራይ መረፃ ክሳብ ዝካየድ ግዚያዊ ምምሕዳር ክጣየሽ እዩ፣ ሰራዊት ትግራይ ክፈርስ እዩ፣ እዙይ ድማ ተስማዕሚዕና ኢና ይብለኩም ኣሎ፣ ሬድዋን ሑሴን ሎሚ። ቀስ ዶ ክንብል ሎሚ ኸ፣ ቀደሙ...
04/11/2022

ኣብ ትግራይ መረፃ ክሳብ ዝካየድ ግዚያዊ ምምሕዳር ክጣየሽ እዩ፣ ሰራዊት ትግራይ ክፈርስ እዩ፣ እዙይ ድማ ተስማዕሚዕና ኢና ይብለኩም ኣሎ፣ ሬድዋን ሑሴን ሎሚ። ቀስ ዶ ክንብል ሎሚ ኸ፣ ቀደሙስ መዓዝ ዶ ሃፂፅና ኢና፣ ዝተፃሕፈ ሪኢና ተዛረብና እምበር። እሞ መልሲ ኸ ኣሎ ድዩ ካብ ትግራይ ወገን ወይስ ንምዝራብ እውን ውክልና ዘለዎ ኣካል የለን?

መቐለ ከበሻሻ እኩል ኣደረግናት "የትግራይ ሴቶች በወንድ ነው የተደፈሩት፡በህግ ማስከበር ዘመቻ የኤረትራ ሰራዊት እንዲያግዘን ጋብዘናል፡  ዝብሉ ካልኦት ቀልድታት ጉጅለ ኣቢይ ኣሕመድ ተረሲዑ ...
03/11/2022

መቐለ ከበሻሻ እኩል ኣደረግናት "
የትግራይ ሴቶች በወንድ ነው የተደፈሩት፡
በህግ ማስከበር ዘመቻ የኤረትራ ሰራዊት እንዲያግዘን ጋብዘናል፡ ዝብሉ ካልኦት ቀልድታት ጉጅለ ኣቢይ ኣሕመድ ተረሲዑ ድዩ ?

ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ካብ ህፃን ክሳብ ሽማግለ ተቀቲሉን ብሂወቱን ናብ ተከዘ ተደርብዩ " ንብረት ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ብቢልዮን ዝቁፀር ተሰሪቁ ዓንዩ '

ሃፍትን ጥሪትን ቅርስን ህዝቢ ትግራይ ብትሩሌን ዝቁፀር ብወረርቲ ኤረትራውያንን ኣምሓሩን ወታሃደር ኢትዮጵያን ተዘሚቱን ዓንዩን እዩ ።

እዚ ኩሉ ምስ ስነ ልቦናዊ ሃሰያ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ሰፍ ዘይብል ጉድኣት ኣብፂሑ እዩ ጉጅለ ብልፅግና ካሊእ ይትረፍ እዚ ግብረ እኩይ ሓይሊ ካብ ስልጣኑ ለቂቁ ስግግር መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተካይዱ ገበነኛታት ናብ ሕጊ ዝቀርብሉ መስርሕ ተፈጢሩ ህዝብና ድማ ካሓሳ ረኪቡ ስርዓትን ሕግን ክሰፍን ተዘይተገይሩ ንዓና ንህዝቢ ትግራይ እዚ ጉጅለ እዚ ከማሓድረኩም እየ ባይታ ኣማቻችውለይ ማለት ናይ ሞትን ውርደትን ካባ ምክዳን እዪ ።

19/10/2022

Human Rights Watch calls for sanctions & an arms embargo against Ethiopia to help protect civilians as brutal war in Tigray intensifies.

British Embassy, Addis Ababa - UK in Ethiopia European Union in Ethiopia U.S. Embassy Addis Ababa German Embassy Addis Ababa The Embassy of Canada to Ethiopia

What does the letter say?The Amhara government says that all Tigrian people from Wolkayit should be banned from work and...
18/10/2022

What does the letter say?
The Amhara government says that all Tigrian people from Wolkayit should be banned from work and salary immediately!
The people of Oromo, this is what is expected of you tomorrow. They have started expelling the Oromo of Wollo, and the Oromo special zone has been established.
Therefore, before it is too late, line up with the Oromo Liberation Front and defend yourselves!
Because this is my advice 🙏

13/10/2022

"ብኹሎም ግንባራት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኸፈተ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ንሰሙናት ዕርዱ ከየድፈረ ክከላኸል ዝቀነየ ጀግና ሰራዊት ትግራይ ካብ ሎምዓንቲ ጀሚሩ ናብ ፀረ መጥቃዕቲ ተሸጋጊሩ ኣሎ " 💪💪

ጌታቸው ረዳ

10/10/2022

መግለፂ ማእከላይ ኮማንድ
ሰራዊት ትግራይ ልፍንታውያን ወረርቲ ሓይሊታት ብግንባር ሰሜን ምብራቅ ዝጀመርዎ ወራር ይምክት ኣሎ
………….
ልፍንታውያን ወረርቲ ቅድሚ 40 መዓልትታት ናብ ዝወልዖ መጠነ ሰፊሕ መቐፀልታ ዝኾነ ደማዊ ኵናት ትማሊ መስከረም 29 /2015 ዓ/ም ብኣንፈት ሰሜን ምብራቕ ትግራይ ማለት ብግንባራት ዛላኣንበሳ ፣ራማን ፆሮናን ጀሚሮም ኣለው፡፡

እዞም ኣረሜኔ ወረርቲ ንከተማ ዓዲግራት፣ራማን ወሰናወሰን ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዝነብር ህዝቢ ትግራይ ብዘካየድዎ ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ህዝቢን ንብረትን ከቢድ ጉድኣት ኣብፂሖም ኣለዉ፡፡

እንተኾነ መዘና ኣልቦ ሰራዊት ትግራይ ህዝብና ኣብ ጎኑ ኣሰሊፉ ንሽሾ ኣራዊት ዕጡቕ ሓይሊ ፋሽስታውያን ጭፍራ ውልቀ መላኺ ኢሳያስን ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድን እናመከተ ይርከብ፡፡
እዚ ወራር ህዝቢ ትግራይ ካብ ገፅ ምደሪ ንምጥፋእን ደመኛ ፀላእቲና ኩሉ ዓቅሞም ኣዋዲዶም ዝኽእልዎ ኩሉዓይነት ጥፍኣት ንምፍፃም እዩ፡፡

ስለዙይ ህዝብና ከምወትሩ ምስ ሰራዊቱ ኾይኑ ንህልውንኡን ኢሉ መኸትኡ ዝያዳ ከሐይል ይግባእ፡፡
ሃለዋትናንድሕንነትናን ብቕልፅምና!
ትግራይ ትስዕር ማእከላይ ኮማንድ
መስከረም 30/2015 ዓ/ም

08/10/2022

እዚ ትርኢዎ ዘለኹም ሎማዓንቲ ንፁሃን ንምጭፍጫፍ ኣብ መንበር ገዛ ዝተደርብየ 3ሜትሮ ንውሽጢ ዝኣተወ ፣ ዘይተተኮሰ ናይ ኣየር ቁምብላ እዩ።💔😡

08/10/2022

ትግራይ ትጥቅ ሊፈታ የሚችለው ትግራይ አገር ከሆነች በኋላና አብይ አህመድና ወንጀለኞች ለሰሩት ወንጀል በህግ ተጠያቂ ከሆኑ በኋላ ነው

When are they going to get divorced? 😩
08/10/2022

When are they going to get divorced? 😩

መልሲ መንግስቲ ትግራይ ንፃውዒት ዝርርብ ሰላም  ሕብረት ኣፍሪካ👇
05/10/2022

መልሲ መንግስቲ ትግራይ ንፃውዒት ዝርርብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ👇

03/10/2022

እዞም ሓደሽቲ ምሩኻት እዛ ባንዴራና ባዕሎም የንበልብሉዋ ኣለው😊

የዩጋንዳው የምድር ሃይል ዋና አዛዥ ጀነራል ምሁዚትግራይ ሁሌም በልቤ ናት ሲሉ ገልጹ። ትግራይን እንድወዳትና ጠበቃ እንድቆምላት የ አምላክ ትእዛዝ ነው ብለዋል።አብይ አህመድ ከጥቂ ሳምንታት ...
02/10/2022

የዩጋንዳው የምድር ሃይል ዋና አዛዥ ጀነራል ምሁዚ
ትግራይ ሁሌም በልቤ ናት ሲሉ ገልጹ። ትግራይን እንድወዳትና ጠበቃ እንድቆምላት የ አምላክ ትእዛዝ ነው ብለዋል።

አብይ አህመድ ከጥቂ ሳምንታት በፊት አዲስ አበባ ጋብዞ ትግራይን እንዳይደግፉ ሲባብል ነበር። አልሰራም!

02/10/2022

ጋዜጠኛታት ድምፂ ወያነን ትግራይ ቴሌቪዥንን ንምርኮኛታት ቃለ መሕትት ክገብሩ ተለው እሶም እዮም ሙሩኻት ልመስሉ ...

ትሕትናኦም ጅግና ልሓትት'ለው እምበይ ሙሩክ ልሓትት'ለው ኣይመስሉይ....

ኣታ ትርንዕ'ዶ በሉይ 🤔

ዜና ዓወት፡√ ብኣንፈት  #በራሐለ ገይሩ መቐለ ንምእታው ዝተንቀሳቐሰ ዕሱብ ሰራዊት ኢሳያስ ልዕሊ ሓሙሽተ ኣጋር ክፍላተ ሰራዊት ምስ ሙሉእ ናይ መካናይዝድ ዓቕሙ ንዝገበሮ ወፍሪ ወራር ብሓየት...
01/10/2022

ዜና ዓወት፡

√ ብኣንፈት #በራሐለ ገይሩ መቐለ ንምእታው ዝተንቀሳቐሰ ዕሱብ ሰራዊት ኢሳያስ ልዕሊ ሓሙሽተ ኣጋር ክፍላተ ሰራዊት ምስ ሙሉእ ናይ መካናይዝድ ዓቕሙ ንዝገበሮ ወፍሪ ወራር ብሓየት ሰራዊትና ተወቒዑ ሙሉእ ንሙሉእ ተደምሲሱ ኣሎ። ኣብዚ ግንባር ዝነበረ ሓይሊ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ክፍላተ ሰራዊት፣ ብርጌድን ቦጠለንን ሓዊሱ ምውት፣ ቁስልን ምሩኽን ኮይኑ ኣሎ። ብርክት ዝበለ ማእኸላይን ፎከስትን ብረታት፣ ዕጥቅን ተተኳስን ከምኡ እውን መራኸቢ ሬድዮታትን ብጅግና ሰራዊትና ተመንዚዑ ኣሎ።

√ ፀላኢ ብግንባር ፀለምቲ ተቖፃፂሩ ናብ ሽረ ንምእታው ክገብሮ ዝፀንሐ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ብመስተንክራዊ ፅንዓትን ጅግንነትን ሰራዊትና ድሕሪ ምፍሻል ብፀረ መጥቃዕቲ ኣቢሉ ኣብኡ ዝነበረ ሓይሊ ፀላኢ ደምሲሱ ዓዲ-ዓርቃይን ከባቢኡን ዝተቆፃፀረ ሰራዊትና ንግዚኡ ኣብ ዓዲ ኣርቃይን ከባቢኡን ዓሪዱ ኣሎ። ኣብዚ ግምባር፣ ፀላኢ ልዕሊ 9 ኣጋር ክፍላተ ሰራዊት፣ 1 መከናይዝድ ክፍለ ሰራዊት ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣህመድ፣ ከምኡ እውን ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝግመት ናይ ኣምሓራ ፉሉይ ሓይሊ፣ ፋኖን ሚልሻን ዝተሳተፉ እንትኾኑ ዝበዝሕ ሓይሎም ምውት፣ ቁሱልን ምሩኽን ኮይኑ ኣሎ። ካብዚ ዝተረፈ ድማ ተበታቲኑ ንድሕሪት ሃዲሙ ኣሎ።

√ ብኣንፈት #ፀሊሞይ ተከዘ ሰጊሩ ሽረ ንምእታው ንኻልኣይ ግዜ ወፊሩ ዝነበረ 18 ኣጋር ክፍላተ ሰራዊት፣ 2 መካናይዝድ ክፍላተ ሰራዊት፣ 1 ቦጠሎኒ ኮማንዶ ሰራዊት ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብኣሽሓት ዝቑፀር ፉሉይ ሓይሊ፣ ፋኖን ሚልሻን ኣምሓራ ዝተሳተፍሉ ኮይኑ ዝዓቢ ሓይሉ ተወቒዑ ዝተረፈ ድማ ናብ ዝመፀሉ ተመሊሱ ኣሎ።

√ ብግንባር #ደቡብ ብኣንፈት ትኹለሽ፣ በላጎ፣ ጎብዬን ወርቄን 19 ኣጋር ክፍላተ ሰራዊት፣ 1 ኮማንዶ ክፍለ ሰራዊት፣ 1 ክፍለ ሰራዊት ሪፐብሊካን ጋርድ ፣ 1 መካናይዝድ ክፍለ ሰራዊት ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ፣ ከምኡ እውን 4 ክፍላተ ሰራዊት ፉሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ብርክት ዝበለ ፋኖን ሚልሻን እናተሳተፉ ዘለዉ እንትኾኑ መስተንክራዊ ጅግንንትን ፅንዓትን መለለይኡ ዝኾነ ሓየት ሰራዊትና ዘዝመፀ ሓይሊ እናቐሽመደ ታሪካዊ ቅያ ይፍፅም ኣሎ።

√ ብግንባር #ኣድያቦ ካብ ተከዘ ክሳብ መረብ ዝተዘርገሐ ኩለ-መዳያዊ መጥቃዕቲ ልፍንታዊያን ወራር ሕዚ እውን ተጠናኺሩ ቐፂሉ ኣሎ። ኣብዚ ግንባር ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ንባዕዳዊ ወራሪ ኣሕሊፉ ዝሃቦም 18 ኣጋር ክፍላተ ሰራዊትን ክልተ ኮማንድ ክፍላተ ሰራዊትን ኢትዮጵያ ብኣሽሓት ዝግመት ፉሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ከምኡ እውን 24 ኣጋር ክፍላተ ሰራዊት፣ 1 ኮማንዶ ክፍለ ሰራዊትን 2 መካናይዝድ ክፍላተ ሰራዊትን ዕሱብ ሰራዊት ህግዴፍ እናተሳተፍሉ ዘለዉ ሰፊሕ ወፍሪ እዩ። ሓየት ሰራዊትና ኣብዚ ግንባር እውን ህዝብና ንምፅናት ንዝወፈሩ ሓይልታት ብልዑል ፅንዓትን ተጋድሎን ይምክቶም ኣሎ።

√ ሰራዊት ትግራይ ንዝሓለፉ #39 ተኸታተልቲ መዓልትታት ቐትርን ለይትን ብዘይዕረፍቲ ብዝገብሮ ዘሎ መስተንክራዊ ተጋድሎ:
● ዛጊድ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ዝርከብዎም ልዕሊ 93 ሺሕ ሓይሊ ፀላእቲ ምውትን ቁስልን እንትኾን ልዕሊ 10 ሺሕ ድማ ተማሪኹ ኣሎ።
● ብርክት ዝበለ ከቢድ ብረት፣ ሰለስተ ቲ-72 ታንክታት፣ ብኣሽሓት ዝግመት ማእኸላይን ፎኮስትን ብረት፣ ብርክት ዝበለ መራኸቢ ሬድዮ፣ ብርክት ዝበለ ዕጥቅን ተተኳስን ተመንዚዑ ኣሎ።
● 16 ታንክታት ሓዊሱ ብርክት ዝበለ ኣፅዋር ፀላኢ ድማ ብጅግና ሰራዊትና ዓንዩ ኣሎ።

ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና!!
ትግራይ ትስዕር!!
ወታሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ
21 መስከረም 2015 ዓ.ም
መቐለ

01/10/2022

"ፈተናታት ኩሎም ትሕቲ ሞት እዮም::
ንሕና ድማ ሞት እዉን አየንበርክከናን"
ስዉእ ተጋዳላይ መሓ ተክለ(ሙሴ )

ብ ዓፋር በራሕለ ናብ መቐለ ቀረባ ስለዝኾነት ከይድኹም ንመቐለ ተቖፃፀሩ ተባሂልና ትዕዛዝ ተዋሂቡና ን መቐለ ከይበፃሕና ኣብ ክልል ዓፋር በራሕለ ተደምሲስና ! 5 ክፍላተ ሰራዊት ምስ ሜኻናይ...
01/10/2022

ብ ዓፋር በራሕለ ናብ መቐለ ቀረባ ስለዝኾነት ከይድኹም ንመቐለ ተቖፃፀሩ ተባሂልና ትዕዛዝ ተዋሂቡና ን መቐለ ከይበፃሕና ኣብ ክልል ዓፋር በራሕለ ተደምሲስና ! 5 ክፍላተ ሰራዊት ምስ ሜኻናይዝድ ኢና ነይርና ! ግን ኩሎም ተደምሲሶም ንሕና ጥራሕ ተማሪኽና !

ሙሩኻት ሰራዊት ኤርትና ከምዝበሉዎ !

27/09/2022

ደብዳብ ነፋሪት ኣብ ከተማ ሽረ!
=====================

ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ሎሚ 17 መስከረም 2015 ዓ/ም ኣብ ዕለተ መስቀል ብነፈርቲ ቁምቡላ ትድብደብ ኣላ።

ህዝበይ ኣብ ክንዲ ዳሜራ መስቀሉ ፣ ብቁምብላን ሮኬትን ክድብድብዎ ውዒሎም።

ፋሽስታውያን ንዓና ንምጥፋእ መዓልቲ ኣይመርፁን። እኳ ድኣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕለት በሰላ ክገድፉልና ፣ ኩለን እዋንን ኩነታትን እዮም ዝጥቀሙለን።

ንሕና ግን ኣይንጠፍእን ፣ ክንህሉ ኢና። ምህላው ጥራይ ዘይኮነስ ፀላእትና መሊእና እንተዘይኣጥፊእናዮም ህላወና ስለ ዘብቅዕ ፣ ከምዚኣ እናበሉ ከሰኩኑና እውን ዕድል ስለ ዝፈጥር ፣ መማረፂና ስዒርና ምውፃእ እዩ።

ኣጆኻ ህዝበይ!

ቃልሲ ፣ ፅንዓት!

27/09/2022

የትናንት የ4 ኪሎ ኣራዶች የመስቀል ጭውቴ ...

ጁንታው: ....ሲጠግብ ያበላሃል ...

ጅሉ: መች ጠግቦ ያውቃል ....😂😂

Colorado ይሰማል 😂

27/09/2022

ርሑስ በዓል መስቀል። ደመኛታት ፀላእትና ፀራሪግና፣ መላእ ትግራይና ሓራ ኣውፂእናን ውሕስ ጌርና ኣብ ቐረባ ኹሎም ባዓላትና ከምቐደምና ብሙሉእ ድምቀትን ሰላምን ክነኽብር ኢና። ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና። ትግራይ ትስዕር።

01/08/2022

ምዕራብ ትግራይ ፣ ዛላምበሳ ፣ ኢሮብ ፣ ዓሊተና ፣ ዶውሓ
ህዝቢ ትግራይ ድዩ ?

ህዝቢ ትግራይ ተኮይኑ ኣብ ትሕቲ ፀላእቲ ኮይኑ ድራር ዓረር ዶ ኣይኮነን ዝኮን ዘሎ ?

ተካሲ ቀዳሲ ከሎ ግን ድራር ዓረር ኮይኑ ኣሎ : 2 ዓመት ሙሉእ ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ኮይኑ እንታይ ድዩ ዝድረር ዘሎ ? 😭

11/07/2022

«Stop War in Tigray» ኢሉ ለጢፉ ደገፍቱ ጫውጫው ምስ በሉ ድሕሪ ደቒቓ ባህሪሩ ዘጥፈኦ #ሮፍናን . . ይትረፍ መኾምቢያ ፣ ሻሕ ፣ ሰተተት ዝብላ ሰለስተ ፍረ ቃላት ትግርኛ #ፈይ ኣቢሉ ደሪፉ . . ኣልበም ሙሉእ ትግርኛ እንተዝደርፍ እውን ኣይጥበረሉን። ናይ ገሌኹም ስምዒት ኣብ ቀረባ ኣብዛ እዝንኹም እያ 😎 «ረሳዕቲ ኢና» እንትባሃል ካብዚ ንላዕሊ ቀሊል ኣብነት የለን። ኣብ ሞንጎ ኣብይን ደጋፊ ናይ ቦታ ስልጣን ኣፈላላይ እምበር ናይ ቃታ ስሒቡ ዝተኮሰን ዘይተኮሰን ኣፈላላይ የለን።

Here's the talk! “We will not wait for peace negotiations while our people are starving. Getachew Reda, spokesman for th...
09/07/2022

Here's the talk!

“We will not wait for peace negotiations while our people are starving.

Getachew Reda, spokesman for the Central Command of the Tigray Government

30/06/2022
25/06/2022

Feben Embaye delivered a speech explaining the pain of thousands of Tigrayan women victims of r**e and at the hearing session on organized by Canada’s subcommittee on International Human Rights on 21st June. ትግራይ ሰብ ኣለዋ‼ሓፍትና ፌበን ብዛዕባ ስቅያት ግዳያት ፆታዊ ዓመፅን ፅንተትን ደቀንስትዮ ትግራይ ኣመልኪታ ን ካናዳ ንኡስ ኮሚቴ ዓለምለኸ ሰብኣዊ መሰላት ዝርዝር መብርሂ ሂባ።

➖➖➖➖➖
5⃣9⃣9⃣ Days of





24/06/2022

ታይ መጺኒ'ዩ በይነይ ዝስሕቕ 😀

Pres. Debretsion Gebremichael and European Commissioner for Crisis Management & Humanitarian Aid Janez Larnicic held dis...
21/06/2022

Pres. Debretsion Gebremichael and European Commissioner for Crisis Management & Humanitarian Aid Janez Larnicic held discussion in Mekelle Tigray.

A comprehensive Special Report by Reuters reveals that the Ethiopian regime have committed gross violations of human rig...
17/06/2022

A comprehensive Special Report by Reuters reveals that the Ethiopian regime have committed gross violations of human rights on Tigrayan civilians throughout Ethiopia.

British Embassy, Addis Ababa - UK in Ethiopia European Union in Ethiopia U.S. Embassy Addis Ababa German Embassy Addis Ababa The Embassy of Canada to Ethiopia Embassy of Sweden, Addis Ababa Royal Norwegian Embassy in Addis Ababa Embassy of Denmark in Ethiopia

https://www.reuters.com/investigates/special-report/ethiopia-conflict-prisoners/

Address

Birmingham

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Just for fun posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share


Other Birmingham media companies

Show All