Axum Entertainment & Multi Media

Axum Entertainment & Multi Media Ethiopia has more than 80 nations nationality so,it works on development of heritage culture, langu

09/02/2024

801 likes, 35 comments. “አባይ ሰባሃት ነጋ”

፫፪ ስሓቅ_32 Sihaq(ሃይበርኔሽን _Hibernation) ሓዱሽ ሲትኮም ድራማ ትግርኛ 2016 - New Tigrigna Sitcom Drama 2024
08/02/2024

፫፪ ስሓቅ_32 Sihaq(ሃይበርኔሽን _Hibernation) ሓዱሽ ሲትኮም ድራማ ትግርኛ 2016 - New Tigrigna Sitcom Drama 2024

32 ስሓቅ ሲትኮም ድራማ መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል እንትኾን ናይ ቻነልና ቤተሰብ ብምኻንኹም ኣዚና ንሕበን። ቻነልና ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ .....

https://youtu.be/WK5un8vHPc8?si=_0IVMzOQPW-8Qwir
30/01/2024

https://youtu.be/WK5un8vHPc8?si=_0IVMzOQPW-8Qwir

ረዳእታ_Redaet (32 ስሓቕ ሲትኮም_32 Shaq Comedy Drama) ኮሜዲ ድራማ 2016 Best Tigrigna Comedy Drama 2024 ብሉፃት ሰብ ልምድን ሓደሽትን ተዋሳእቲ ዝተሳተፍሉ ብዝተፈለየ ቅዲ ዝተዳለወ ሲትኮም ድራማ ትግርኛ @3...

ሓፂር ሂወት ታሪኽ ጅግና ተጋዳላይ ኮ/ል ንጉሰ ነጋሽጅግና ተጋደላይ ኮነሬል ንጉሰ ነጋሽ ካብ ኣብኡ ኣይተ ነጋሽ ሃይለ ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ዘርኡ ተስፋይ ኣብ ማእኸላይ ዞባ ወረዳ ታ/ማይጨው ጣ...
20/10/2023

ሓፂር ሂወት ታሪኽ ጅግና ተጋዳላይ ኮ/ል ንጉሰ ነጋሽ

ጅግና ተጋደላይ ኮነሬል ንጉሰ ነጋሽ ካብ ኣብኡ ኣይተ ነጋሽ ሃይለ ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ዘርኡ ተስፋይ ኣብ ማእኸላይ ዞባ ወረዳ ታ/ማይጨው ጣብያ ድምባዛ ቁሸት እንኮቤት ጥቅምቲ 07/1957 ዓ/ም ተወሊዱ፡፡

ዕድመ ቁልዕነቱ ምስ ወልዱ ኮይኑ ከምቲ ኩሉ ወዲ ሓረስታይ ትግራዋይ ዝዓበየ ኮይኑ ዕድሚኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ ኣብ ድምባዛ ዝርከብ ቤት ት/ቲ ካብ 1ይ ክሳብ 6ይ ክፍሊ ትምህርቱ ተኸታቲሉ እዩ፡፡ ኣብ ትምህርቱ ጎበዝ ተሸላሚ፤ ብፀባዩ ድማ ምስጉን ተምሃራይ እኳ እንተነበረ ቀልቡን ውኒኡን ግን ምስ ደርባዊ ወፅዓ ህዝቢ ትግራይ ስለዝነበረ ቤዛ ህዝቢ ትግራይ ንምኻን ብ1978 ዓ/ም ኣብ ወርሒ ጉምበት 14 ናብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ምስ ተፀምበረ ኣብ ክፍሊ ታዕሊም ፖለቲካውን ወታደራውን ካዛ ኣጠናቒቑ፡፡ ተጋደላይ ኮነሬል ንጉሰ ነጋሽ ካብ ተራ-ተዋጋኢ ክሳብ ኮነሬል መኣርግ ዝበፅሐ ምስ ናይ ትግራይ ቃልሲ መሓዙት ኮይኑ ኣንፃር ደርጋዊ ስርዓት ዝተኻየዱ ቀለልትን ከበድትን ፤ ውግኣትን ኦፕሬሸናትን ብጅግንነት ብምውፃእ ስርዓት ደርጊ ብምቕባርን ኣብየታዊ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ኣብ ኢትዮጵያ ክህነፅ ናይ ባዕሉ ግደ ተፃዊቱ፡፡ ድሕሪ ውድቀት ደርጊ ኣብ 6ይ ክፍሊ ኣቋሪፅዎ ዝነበረ ዝፈትዎ ትምህርቲ እውን ጎኒ ንጎኒ ወታደራዊ ልእኽቶ እንዳፈፀመ ክሳብ 12ተ ክፍሊ ብልዑል ነጥቢ ዛዚሙ ናብ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ነጥቢ ረኺቡ እኻ እንተነበረ ብምኽንያት ወራር ሻዕብያ ምስ ኣጋጠመ ትምህርቱ ኣቋሪፁ ብወታደራዊ ትእዛዝ መሰረት ኣዛዚ ሬጅመንት ኮይኑ ኣብ ግንባር ቡሬ ፉልይ ስርሒት ፈፂሙ እዩ፡፡ ኮነሬል ንጉሰ ነጋሽ ብዝነበሮ መዝነት መሰረት ዓቕሚ ንምዕባይ ኢ/ያ ወኪሉ ዝወስዶም ስልጠናታት ንኣብነት ንምጥቃስ ብሕቡራት መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ ኢጋድ፣ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም (ተ.መ.ድ) ኣብ ቻይና ቤንጅንግ ፣ ብኦቭዘርቨር ወይ መተሓባበሪ ኮይኑ ኣብ ሱዳን ኣብይ ግዝኣት ብሰላም መኽበሪ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ብዝረኸቦም ተወሰኽቲ ዓቕምታት ግቡኡ ፈፂሙን ኣፈፂሙን እዩ፡፡ ብድምር ን33ን ዓመታት ዝኣክል ብብቕዓትን ጅግንነትን ሃገራዊ ግዴትኡ እንዳተዋፅአ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ ወርሒ መስከረም 2012 ዓ/ም ብጡሮታ ተሰናቢቱ፡፡ ድሕሪ ሓደ ዓመት ምስ ቤተሰቡ እንዳሃለወ ዳግማይ ኣብ ልዕል ህዝቢ ትግራይ ብዝተኣወጀ ጆኖሳይዳዊ ኩናት ጥቅምቲ 24/2013ዓ/ም ን3ይ ግዜ ወይ ን3ይ ትውልዲ ናብ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ (TDF) ተፀምቢሩ፡፡

ኮነሬል ንጉሰ ነጋሽ ኒሕ፣ ሓቦ፣ ብፃይነትን ተወፋይነትን ሰኒቑ፣ ምስ ዕሸላት መናእሰይ ደቂ ትግራይ ኮይኑ ለይትን ቀትርን ዘይስገሩ ዝመስሉ ጎቦታትን ሽንጥሮታትን ትግራይ ብምስጋር ዝነበሮ ናይ ቃልሲ ተሞኩሮ እንዳሕለፈ ምስ ሰራዊት ትግራይ ብምስላፍ ጥምየት፣ ዕርቃን፣ ፃምእ፣ ፀሓይን ቁርን ከይበድሆ ብዝተዋሃቦ ልእኽቶ መሰረት ካብ መጀመርያ ጀሚሩ ኣብ ዝነበረ ናይ ምክልኻል ውግኣት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ሰ/ምዕራብን ምዕራብን ማለት ኣብ በለስ፣ ዳንሻ፣ ደብረ ኣባይ፣ ዲማ ወዘተ ድሕሪ ዝገበሮ መሪር ተጋድሎ ጥሪ 2013 ዓ/ም ናብ ፍሉይ ቦታ ኩርቶ መደባይ ዛና ካብ ከባቢ ፀለምቲ ኣብ ውግእ ፀኒሑ ምስ 16ተ ኣባላት ሒዙ ናብ ዕርዲ ትግራይ ትበሃል ክ/ሰራዊት ተፀምቢሩ፡፡ ካብኡ ብዘረአዮ ናይ ኣመራርሓ ብቕዓትን ብስለትን መሰረት ናብ ሓዳሽ ዝተጣየሽት ራያ ክ/ሰራዊት ዘመቻ ሓላፊ ኮይኑ ካብ ዕለት 14/6/13ዓ/ም ክሳብ 12/09/13ዓ/ም ኣብ ብዙሓት ከባብታት ተዋጊኡን ኣዋጊኡን እዩ። ንኣብነት ንምጥቃስ ዝኣክል ብዕለት 06/8/13ዓ/ም ኣብ ሓውዜን ፍሉይ ቦታ

30/06/2023

ለማኙ መንግስታችን😂

30/06/2023

በርግጥ እንዲህ ብሎ ማውራት ቅንጦት ነው፡፡ ሰዎችን ከተራራ አናት ላይ ሆኖ እየገደለ ወደ ሸለቆ የሚጨምር ሠራዊት በተሰማራበት፣ ሰዎችን ከነነፍሳቸው አቃጥሎ ቪዲዮ የሚቀርጽ መንግሥታዊ ጦር ባለበት፣ ንፁሃንን ገድሎ በግሬደር የሚቀብር አገዛዝ ባለበት፣በመቶ ሺህ የሚቆጠሩ ሴቶች እንዲደፈሩ ትዕዛዝ ከሰጠ በኋላ ‹‹በወንድ አካል እኮ ነው የተደፈሩት›› የሚል ጠቅላይሚኒስትር ባለበት፣ ‹‹ኧረ ሕዝብ አለቀ፤አትግደለን›› ተብሎ ሲጠየቅ፣‹‹ሞት አታዳንቁ፤ሞት የሌለበት አገር የለም›› የሚል ደመቀዝቃዛ መሪ ባለበት፣ ሚሊዮኖችን ለመጨፍጨፍ ‹‹ወጣቶች ያልቃሉ፣እናቶች ያለቅሳሉ›› ብሎ የጦርነት ነጋሪት የሚጎስም ጠቅላይሚኒስትር ባለበት አገር… በግል ይሄን ተበደልሁ፣እንዲህ ተደረግሁ ማለት ነውርም፤ቅንጦትም ነው፡፡

ያየሰው ሽመልስ

30/06/2023

ብዓልቲ ሕልና ኣካራይት ገዛ
*****
ወይዘሮ ስላስ በርሀ ትበሃል ነባሪት ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ። ኣብ ገዝኣተ ኻርዮም ዝነበሩ ተጋደልትን ስድራ ተጋደልትን ናይ 2 ዓመትን ሓሙሽተ ወርሕን ገዛ ክራይ ከም ዝገደፈትሎምን "ንሶም ንዓዶምን ህዝቦምን ኩሉ ዓይነት መስዋእቲ ከፊሎም ኣነ ካብኣቶም ክራይ ገዛ ክበልዕ" ብዝብል ስምዒት ፍቕሪ ዓድን ኣኽብሮት ተጋደልትን ገዛ ክራይ ገዲፋትሎም ይብል
ኣያም ሚድያ ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ።
★ ካልኦት ኣካረይቲ ድማ ብኣንፃሩ ስድራ ስዉኣት ተኻረይቶም "ታዕሪፋ ከየጉደልኩም ክራይ ገዛይ ክፈሉ እንተዘይኮይኑ ውፅለይ" እናበሉ ድቃስ ዝኸልኡ ኣለዉ። ዝበዝሑ ኣብዚ ዝምደቡ ይመስለኒ ኣካረይቲ።
ክብሪ ይሃብኪ ኣደይ ስላሰ በርሀ።

© Zewaldba Mamuye

20/05/2023

Incredible Photography 📸 Africa

20/05/2023

❤❤

09/05/2023

# 32 ስሓቅ ቀዳም ድሮ በዓል ትንሳኤ ካብ ስዓት 7:00 ጀሚሮም ኣብ ቴሌቭዥን ትግራይ ይፀበዩና።

 #32 ስሓቅ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7:00 ጀሚሩ ኣብ ቴሌቭዥን ትግራይ ይፀበዩና።ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና tigrai24fun ብምእታው ሙሉእ ትሕዝቶ  #32 ስሓቅ ምክትታል ትኽእሉ።ሰናይ...
14/04/2023

#32 ስሓቅ
ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7:00 ጀሚሩ ኣብ ቴሌቭዥን ትግራይ ይፀበዩና።

ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና tigrai24fun ብምእታው ሙሉእ ትሕዝቶ #32 ስሓቅ ምክትታል ትኽእሉ።

ሰናይ ብዓል!
#32 ስሓቅ

# 32 ስሓቅ ቀዳም ድሮ በዓል ትንሳኤ ካብ ስዓት 7:00 ጀሚሮም ኣብ ቴሌቭዥን ትግራይ ይፀበዩና።

https://youtu.be/40mb_yoHQ5s
08/04/2023

https://youtu.be/40mb_yoHQ5s

32 ስሓቅ ብዓይነቱን ኣቀራርብኡን ፍሉይ ዝበለ ብትግርኛ ዝተሰርሓ ሴትኮም ድራማ ኣብ ቀረባ እዋን ይፀበዩና።ሓደሽትን ሰብ ልምድን ተዋሳእቲ ዝተሳተፍሉ ፍሉይ ሴትኮም ድራማ።Subscribe, like & Sh...

Address

Alula Street
Mekelle

Telephone

+251914767714

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Axum Entertainment & Multi Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share

Category


Other TV Networks in Mekelle

Show All