ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna

ሓዲኡ ሓዚ በልዋ
12/06/2024

ሓዲኡ ሓዚ በልዋ

12/06/2024

ዲጄ ማይኮ መቐለ የቀንየልና

12/06/2024

11

11/06/2024
07/06/2024

ፅሩይ ወዲ ትግሪኛ ሓቀኛ እዩ ዘይኮነ ኣይዛረብ ዘይናቱ ኣይደሊ ብራቦ በረኸት

06/06/2024

ንዓኹም ሒዘ እዩ መሬት ዓደቦይ ክረግፃ ። ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna

ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna
02/06/2024

ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna

ሼር ውን ዓብይ ሓገዝ እዩበቢ መዓልቱ እንሰምዖ ዘለና ዜና መሕዘንን መሰከፍን እዪ ሰብ ካብ ገዝኡ ወፅዪ ብሃንደበት ጠፊኣያ ተጨውያያ ዳርጋ ልሙድ ዜና ይከውን ኣሎ እዛ ዓዲ ቀስ ብቀስ ናብ ሲ...
02/06/2024

ሼር ውን ዓብይ ሓገዝ እዩ

በቢ መዓልቱ እንሰምዖ ዘለና ዜና መሕዘንን መሰከፍን እዪ ሰብ ካብ ገዝኡ ወፅዪ ብሃንደበት ጠፊኣያ ተጨውያያ ዳርጋ ልሙድ ዜና ይከውን ኣሎ እዛ ዓዲ ቀስ ብቀስ ናብ ሲኦል ትቅየር ኣላ። ካብ ትጠፍእ ሰሙና የሕሊፋ ኣላ።

ሓውና ጋሉ ንክረክብ ኩላትና ንሓግዞ። ቤተልሄም ማዕበል ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካ ባዶ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ምስ ሓፍቲ ኣቦኣ (ሓፍቱ ንማዕበል) እያ ትቅመጥ ነይራ። ተምሃሪት እውን እያ ካብ የካ ባዶ ብዕለት 7/9/2016 ኣጋ ምሸት ንቤተክርስትያን ኢላ ምስ ወፀት ኣይተመለሰትን።

ሰለዚ ዝረኣየ ዓይኑ ይበራህ ይብሉ ኣለዉ። ወለዲ ናይ ቤተልሄም ዝምልከት ሓበሬታ ዝረኣኩም ወይ ዝረከብኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትሕብሩ ብትሕትና ንሓትት።
ማዕበል ታደሰ 0963461483
ዘርኡ ኪዳነ 0939734928
ወጋሕታ ኪዳነ 0933485073
መርሃዊ ጸጋይ 0986380005
ምትሕባርኩም ነመስግን።
ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna

30/05/2024
ምልክት እዩ it's a sign ንመለስ በጃኹምplease follow subscribe like share ኣይትረስዑ ደቂ ትግሪኛ
30/05/2024

ምልክት እዩ it's a sign ንመለስ በጃኹም
please follow subscribe like share
ኣይትረስዑ ደቂ ትግሪኛ

ሳብስኽራይብ ሼር ላይክ ያ ኣትረስዑ ትበሃሉ ኣለኹም ደቂ ትግሪኛ
30/05/2024

ሳብስኽራይብ ሼር ላይክ ያ ኣትረስዑ ትበሃሉ ኣለኹም ደቂ ትግሪኛ

Del dine videoer med venner, familie og verden

ዘርኡ ገብረሊባኖስ follow share like subscribe ኣይትረስዑ
30/05/2024

ዘርኡ ገብረሊባኖስ
follow share like subscribe ኣይትረስዑ

ፎሎው ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረሰዑ follow subscribe share like please
30/05/2024

ፎሎው ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረሰዑ
follow subscribe share like please

ማክ እዝራ ሕሞራይ ማህሌት ገብረገርግስ ብሓባር ተጋዳላይ እንት ደርፉ
30/05/2024

ማክ እዝራ ሕሞራይ ማህሌት ገብረገርግስ ብሓባር ተጋዳላይ እንት ደርፉ

ንጉሰ ኣባዲ  :ሚዛን ተስፋይ  ኣፍታ ሓንቲ ሕሰብላ ? ሳብስክራይብ ፎሎው ምግባር ኣይትረስዑ
30/05/2024

ንጉሰ ኣባዲ :ሚዛን ተስፋይ ኣፍታ ሓንቲ ሕሰብላ ? ሳብስክራይብ ፎሎው ምግባር ኣይትረስዑ

29/05/2024

With ፍትሒ ንህዝብና – I just got recognized as one of their top fans! 🎉

25/05/2024

ውሽጥኻ ዝስመዓካ ዝኮነ ይኩን ኣይፈልጥን እሞ ንሰብ ዘይኮነስ ንባዕልኻ ኣዳምጽ። ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna

ብዛዕባ ካሕሳይ ክዛረብ ኣይደል     ሰሎሞን ባይረ      ወዲ ባይረ
24/05/2024

ብዛዕባ ካሕሳይ ክዛረብ ኣይደል ሰሎሞን ባይረ ወዲ ባይረ

ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ትግሪኛና ነዕቢ ንሓድነት ንሰበክ ንሰላም ፍቅሪ ንዘምር ። ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna
24/05/2024

ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ትግሪኛና ነዕቢ ንሓድነት ንሰበክ ንሰላም ፍቅሪ ንዘምር ። ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna

SOLOMON BAYRE (WEDI BAYRE)ሰሎሞን ባይረ (ወዲ ባይረ)  ኤርትራዊ ሓወይ እዩ መትከለይ እዩ ናይ ህዝቢ ትግራይ እውን እዩ ።
24/05/2024

SOLOMON BAYRE (WEDI BAYRE)ሰሎሞን ባይረ (ወዲ ባይረ) ኤርትራዊ ሓወይ እዩ መትከለይ እዩ ናይ ህዝቢ ትግራይ እውን እዩ ።

24/05/2024
ዘራያት ጨኻን ባሕሪ ። ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna
24/05/2024

ዘራያት ጨኻን ባሕሪ ። ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna

24/05/2024
24/05/2024
ሓሳብ ልብኹም ዝሰምረሉ መዓልቲ ትኹነልኩም  ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna
22/05/2024

ሓሳብ ልብኹም ዝሰምረሉ መዓልቲ ትኹነልኩም ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna

Address

Romanat Adebabay
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ጓል ትግሪኛ Gual Tigrigna posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share



You may also like