ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew

ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew Hello Ladies and Gentlemen This is the Offical Page of NAYNA SPORT ETHIOPIA
(51)

👉ኣጥቃዒ ጋንታ ወልቭስ ፔድሮ ኔቶ ካብቲ ገጢምዎ ዝነበረ ጉድኣት ተመሊሱ ልምምድ ከም ዝጀመረን ዕለተ ቐዳም ምስ ኣርሰናል ንዝህልዎም ፀወታ ፕርሚየር ሊግ ሜዳ ከምዝምለስ ተገሊፁ።▰▰▰▰▰▰▰▰...
18/04/2024

👉ኣጥቃዒ ጋንታ ወልቭስ ፔድሮ ኔቶ ካብቲ ገጢምዎ ዝነበረ ጉድኣት ተመሊሱ ልምምድ ከም ዝጀመረን ዕለተ ቐዳም ምስ ኣርሰናል ንዝህልዎም ፀወታ ፕርሚየር ሊግ ሜዳ ከምዝምለስ ተገሊፁ።

▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

ንማንቸስተር ሲቲ ዓብይ ዕንቅፋት  ንሪያል ማድሪድ ድማ መድሕን ብሙኳን ጋንትኡ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣዉሮፓ ተሰኪሙዋ ዝሓለፈ ሳልሳይ ተመራፂ ሓላዊ ማዕፆ   Lunin  ትማሊ ምሸ...
18/04/2024

ንማንቸስተር ሲቲ ዓብይ ዕንቅፋት ንሪያል ማድሪድ ድማ መድሕን ብሙኳን ጋንትኡ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣዉሮፓ ተሰኪሙዋ ዝሓለፈ ሳልሳይ ተመራፂ ሓላዊ ማዕፆ Lunin ትማሊ ምሸት ብዘርኣዮ ኽእለት ካብ 100% ክንደይ ይግብኦ?
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣዉሮፓ ዓመተ 2024 ዓ.ፈ ናይ መን ትኾን?    ተኸታተልቲ ናይና ስፖርት እስቲ ካብ ብኣጋ ግምትኹም ኣካፍሉና።▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ...
18/04/2024

ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣዉሮፓ ዓመተ 2024 ዓ.ፈ ናይ መን ትኾን?

ተኸታተልቲ ናይና ስፖርት እስቲ ካብ ብኣጋ ግምትኹም ኣካፍሉና።
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

ሃረግ ናይ ስፖርት ዕጥቂ  መሸጢ ንተሳቲፊት ውድድር 2ይ ድብዥን ትግራይ ጋንታ ሰላም መከላኸሊ ቕልፅም (መጋጫ) ሓገዝ ኣበሪኪቱ። የቕንየልና🙏
18/04/2024

ሃረግ ናይ ስፖርት ዕጥቂ መሸጢ ንተሳቲፊት ውድድር 2ይ ድብዥን ትግራይ ጋንታ ሰላም መከላኸሊ ቕልፅም (መጋጫ) ሓገዝ ኣበሪኪቱ።

የቕንየልና🙏

👉 ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ MYC ኣመልኪቱ ቅልጡፍ ምላሽ ብምሃቡ ምስጋናን ናእዳን ይግብኦ። እስቲ የቐንየልና ንበል.......👉 ሐዚ እውን ክሳብ ፍፃመ እዚ ከይዲ ተከታቲሉ መልክዕ ከምዘት...
18/04/2024

👉 ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ MYC ኣመልኪቱ ቅልጡፍ ምላሽ ብምሃቡ ምስጋናን ናእዳን ይግብኦ። እስቲ የቐንየልና ንበል.......

👉 ሐዚ እውን ክሳብ ፍፃመ እዚ ከይዲ ተከታቲሉ መልክዕ ከምዘትሕዞ እምነትና እዩ።

👉 ኣብዚ ኣመልኪቱ ኩለኹም ድምፂ ንክስማዕ ተሳትፎ ዝገበርኩም ኣካላት ተመሳሳሊ ምስጋና ይብፃሕኹም።

👉ኣብ ታሪክ  ቻምፒዮንስ ሊግ አውሮፓ  ዝበዝሐ ኩዕሶ ዘድሐኑን ሽቶታት ከይተቆፀሮምን ዝወፁ ሓለውቲ ልዳት ፦➡🇩🇪 ማኑኤል ኑዌር➡🇪🇸ኢከር ካስያስ➡🇮🇹 ጁዋልጂ ብፎን▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰...
18/04/2024

👉ኣብ ታሪክ ቻምፒዮንስ ሊግ አውሮፓ ዝበዝሐ ኩዕሶ ዘድሐኑን ሽቶታት ከይተቆፀሮምን ዝወፁ ሓለውቲ ልዳት ፦

➡🇩🇪 ማኑኤል ኑዌር
➡🇪🇸ኢከር ካስያስ
➡🇮🇹 ጁዋልጂ ብፎን

▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

👉ጋንታ ጁቬንትስ ንክርስትያኖ ሮናልዶ ዘይኸፈሎ 10 ሚልዮን ዩሮ ንክኸፍል ቤት ፍርዲ ውሳነ ኣሕሊፉ።▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ...
18/04/2024

👉ጋንታ ጁቬንትስ ንክርስትያኖ ሮናልዶ ዘይኸፈሎ 10 ሚልዮን ዩሮ ንክኸፍል ቤት ፍርዲ ውሳነ ኣሕሊፉ።

▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

👉ጋንታ ቶተንሃም ምስ ሰለስቲአን መሪሕ ፕርሚየር ሊግ ጋንታታት እንግሊዝ ፀወታ ኣለዋ፤ንመን ጋንታ ነጥቢ ከደርብዮ ይኽእል?▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ት...
18/04/2024

👉ጋንታ ቶተንሃም ምስ ሰለስቲአን መሪሕ ፕርሚየር ሊግ ጋንታታት እንግሊዝ ፀወታ ኣለዋ፤ንመን ጋንታ ነጥቢ ከደርብዮ ይኽእል?

▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

🇺🇦ዩክሬናዊ ሓላዊ ልዳት ጋንታ ርያል ማድሪድ ኣብ 2018 ዓ/ፈ ሳልሳይ ሓላዊ ልዳት ኾይኑ ናብ ሳንትያጎ ቤርናቢዩ  ተፀንቢሩ።➡ሌጋነስ➡ቫላዶሊድ➡ኦቪዶ ብልቃሕ ተዘዋዊሩ ተፃዊቱ።ብተወሳኺ 3ይ...
18/04/2024

🇺🇦ዩክሬናዊ ሓላዊ ልዳት ጋንታ ርያል ማድሪድ ኣብ 2018 ዓ/ፈ ሳልሳይ ሓላዊ ልዳት ኾይኑ ናብ ሳንትያጎ ቤርናቢዩ ተፀንቢሩ።

➡ሌጋነስ
➡ቫላዶሊድ
➡ኦቪዶ ብልቃሕ ተዘዋዊሩ ተፃዊቱ።ብተወሳኺ 3ይ ሓላዊ ልዳት ንሙኻን ናብ ጋንትኡ ርያል ማድሪድ ተመሊሱ።

👉ጉድኣት ቲቦ ኮርትዋን ፣ኣርዚባላጋን ተኸቲሉ ድማ ተሰላፍነት ዕዱል ረኺቡ ነቲ ዕዱል ድማ ብዝግባእ እናተጠቀመሉ ይርከብ።

👉ኣብዚ ዓመት ኣብ ቻምፒዮንስ ሊግ አውሮፓ ምስ RB ሊፕዚግ ዝነበረ ፀወታ 9 ካዓሳሱ ብምድሓን ክብረወሰን ሰይሩ፤ብተወሳኺ ትማሊ ምስ ማንችስተር ሲቲ ዝነበረ ርብዒ ፍፃመ ስሩዕ ፀወታ ድማ 8 ኩዕሶ ብምድሓን ክብረወሰን ደጊሙ፤

➡ብተወሳኺ ኣብ ዝተውሃበ መፍለይይ ፍፁም ቅላዕ 2 ካዓሳሱ ብምድሓን መድሕን ጋንትኡ ብምኻን ፍርቂ ፍፃመ በፂሑ።

👏ዝገርም ጉዕዞ 👏

▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

👉ፅዋዕ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ አውሮፓ 2024  ኣብ ማእኸል ኩዕሶ  ዓለም ሃገረ እንግሊዝ ግዙፍ ስታድየም ዌንብለይ ክካየድ እዩ።👉እንግሊዛውያን ብዘይ ጋንታታት ሃገሮም ፍፃመ ፀወታ ክምልአቱ ...
18/04/2024

👉ፅዋዕ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ አውሮፓ 2024 ኣብ ማእኸል ኩዕሶ ዓለም ሃገረ እንግሊዝ ግዙፍ ስታድየም ዌንብለይ ክካየድ እዩ።

👉እንግሊዛውያን ብዘይ ጋንታታት ሃገሮም ፍፃመ ፀወታ ክምልአቱ ክግደዱ እዮም።

🚩ኣብዚ ዓመት ንእንግሊዝ ካብ ዝወከላ 4 ጋንታታት ማለት እውን፦

✅ማንቸስተር ዩናይትድን
✅ኒውካስትል ዩናይትድን ካብ ምድበን ክሰናበታ ከለዋ ፤

✅ማንቸስተር ሲቲን
✅ኣርሰናልን ድማ ድሕሪ ነዊሕ ጉዕዞ ኣብ ርብዒ ፍፃመ ተሰናቢተን ኣለዋ።

👉ሐዚ ድማ ተፈታዊ ቻምፒዮንስ ሊግ አውሮፓ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዝበፃሓ 4 ጋንታታት ነፂሩ ፈሊጡ ኣሎ።

🇩🇪ካብ ጀርመን -2 ጋንታታት

✅ባየር-ሙኒክ
✅ቦርስያ ዶርትሙንድ

🇪🇸ካብ ስፔን ጎብለል እዚ ፅዋዕ

✅ርያል-ማድሪድ

🇫🇷ካብ ፈረንሳይ ሃፍታም ጋንታ፤

✅ፓሪሰን ዥርመን (PSG)

👉ኣብ ፍርቂ ፍፃመ

➡ቦርስያ ዶርትሙንድ -PSG

➡ርያል ማድሪድ -ባየር ሙኒክ

👉ክራኸባ እየን ፤እሞ'ኸ ኣብ ዓብይ ስታዲየም ዌንብለይ መን ምስ መን ክራኸባ ይኽእሓ?
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

🔴 ኹሉ መፍቀሪ ስፖርት ብሃንቀዉታ ዝፅበዮ ዘሎ 2ይ  መንፈቕ ዉድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ መፃኢ ሰንበት ዕለት 13/08/2016 ዓ.ም ኣብ ስታድየም ትግራይ መቐለ 70 እንደ...
18/04/2024

🔴 ኹሉ መፍቀሪ ስፖርት ብሃንቀዉታ ዝፅበዮ ዘሎ 2ይ መንፈቕ ዉድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ መፃኢ ሰንበት ዕለት 13/08/2016 ዓ.ም ኣብ ስታድየም ትግራይ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ት/ፖ/ዋልታ ዘካይድዎ ሓዊሱ 5 ግጥማት ብዝተትሓዘሎም ቆፀሮ መፈለምትኡ ክገብር እዩ።

🔴 ኣብ 1ይ መንፈቅ ውድድር ፅዋዕ ባንኪ ኣንበሳ ዝነኣድ ምንቅስቃስ ጋንታታትናን ደጋፊ ናብ ስታድየም ኣብ ምምላስ ከምዘሎ ዝረኣናሉ እዩ። ኣብ ስፖርታዊ ጭዋነት ካብ ብኣግኡ ክንሰርሐሉ ዘመላክቱ ምልክታት ብተመሳሳሊ ዝተገንዘብናሉ እዩ።

🔴 ክመሓየሹ ዝግብኦም ምንቅስቃሳት ርዱእ ብምግባር ዕለተ ሰንበት ኣብ ዝጅምሩ ፀወታታት መበል 11 ሰሙን ፅዋዕ ባንኪ ኣንበሳ ኩሉ መፍቀራይ ኩዕሶ እግሪን ደጋፊ ጋንታታትን ሓድነትና ብዘጠናክር ከምኡ ድማ ኩዕሶ እግሪ ትግራይና ንምንቅቃሕ ዓሊሙ ዝካየድ ምኳኑ እውን ምግንዛብ የድሊ።

🔴 ትድግፍዋ ጋንታ መን እያ ? ምስ ጋንታኹም ዝነበረን ዘሎ እዋናዊ ምንቅስቃስ ሓዊሱ ንድሕሪ ሐዚ ክኸውን ኣለዎ ትብልዎ ሓሳባት ኣብ ኮሜንት 👇👇👇 ኣቐምጡልና።

👉ቀፃሊ ዓመት ድሕሪ ሊዮኔል ሜሲን ክርስትያኖ ሮናልዶን ሽልማት ባላንዳኦር ክዕወቱ ሰፊሕ ዕዱል ዘለዎም ኮኾባት መንኣሰይ🔥👉ኣብ ላሊጋ ስፔን ኣብ ቅድሚት ይርከቡ፤👉ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ንሓያል...
18/04/2024

👉ቀፃሊ ዓመት ድሕሪ ሊዮኔል ሜሲን ክርስትያኖ ሮናልዶን ሽልማት ባላንዳኦር ክዕወቱ ሰፊሕ ዕዱል ዘለዎም ኮኾባት መንኣሰይ🔥

👉ኣብ ላሊጋ ስፔን ኣብ ቅድሚት ይርከቡ፤

👉ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ንሓያል ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ረቲዖም ኣብ ፍርቒ ፍፃመ በፂሖም ይርከቡ ነቲ ፅዋዕ ንምዕዋት 'ውን ሰፊሕ ዕዱል ኣለዎም።

👉ጁዴ በሊንጋሃም ምስ ሃገሩ ኣብ ኽረምቲ ፅዋዕ ዩሮ 2024 ክሳተፍ እዩ ካብቶም ዝሐሸ ዕዱል ዘለዎም ሃገራት እውን እንግሊዝ ሓንቲ እያ።

👉ቪንሸየስ ጁንየር ኮፓ አሜሪካ ኣብ ኽረምቲ ምሰ ሃገሩ ብራዚል ከካይድ እየ፤ብራዚል 'ውን ዝሐሸ ግምት ኣለዋ።

🔥ብውልቀኦም 'ውን ስሙር እዋን እናሕለፉ ይርከቡ።
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

👉ኮኾባት ተፃወትቲ ቻምፒዮንስ ሊግ አውሮፓ እዚ ሰሙን 🔥▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰🔴  #...
17/04/2024

👉ኮኾባት ተፃወትቲ ቻምፒዮንስ ሊግ አውሮፓ እዚ ሰሙን 🔥

▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

🔴  ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ፀወታታት ቻምፒዬንስ ሊግ ዝራኸባ ጋንታታት ከም ዝስዕብ ኮይኑ ኣሎ።👉 🏆🏆 ፅዋዕ ቻምፒዬንስ ሊግ መን ክወስዳ ትብሉ ?▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰🇩🇪 Dortmund 🆚 ...
17/04/2024

🔴 ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ፀወታታት ቻምፒዬንስ ሊግ ዝራኸባ ጋንታታት ከም ዝስዕብ ኮይኑ ኣሎ።

👉 🏆🏆 ፅዋዕ ቻምፒዬንስ ሊግ መን ክወስዳ ትብሉ ?
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🇩🇪 Dortmund 🆚 PSG 🇫🇷
🇩🇪 Bayern Munich 🆚 Real Madrid 🇪🇸
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

⚪ ሰብ ናይ እዚ ውድድር መድረክ  #ጋንታ  #ሪያል  #ማድሪድ ናብ ፍርቒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ሓሊፎም።▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰👉 ዩክሬይናዊ ሓላዊ ልዳት ሪያል ማድሪድ ኣንድሬ ሉኒን ኮኮ...
17/04/2024

⚪ ሰብ ናይ እዚ ውድድር መድረክ #ጋንታ #ሪያል #ማድሪድ ናብ ፍርቒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ሓሊፎም።
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
👉 ዩክሬይናዊ ሓላዊ ልዳት ሪያል ማድሪድ ኣንድሬ ሉኒን ኮኮብ ኮይኑ ዘምሸየሉ
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
⚪ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ዓለምና ብሉፃት ጋንታታት ዝኮነ ማንችስተር ሲቲን ሪያል ማድሪድን ዘራከበ መልሲ ግጥም ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ብዓወት ሪያል ማድሪድ ተዛዚሙ። ሮድሪጎ ኣብ መበል 12 ደቂቃ ንሪያል ማድሪድ ዲብረይነ ኣብ 76 ደቂቃ ንማንችስተር ሲቲ ኣብ 90 ደቂቃ ውሽጢ ሽቶታት ዘቁፀሩ እንትኾኑ እቲ ፀወታ ድማ ማዕረ 1 ን 1 መፈፀምትኡ ረኺቡ ናብ ተወሳኪ 30 ደቂቃ ኣምሪሑ እዩ።

⚪ ኣብ ተወሳኪ 30 ደቂቃ ብተመሳሳሊ ብማዕረ ዝተዛዘመ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሓላፊት ንምፍላይ ብፍፁም ቅላዕ መፍለዪ ዝተገበረ እንትኸውን ሪያል ማድሪድ 4 ን 3 ብምዕዋት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም ኣለው።

⚪ ንማንቸስተር ሲቲ ብምርታዕ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምሕላፎም ዘረጋገፁ ሪያል ማድሪድ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ድማ ንጀርመናዊት ጋንታ ባየርን ሙኒክ ድሕሪ 12 መዓልቲታት ክገጥሙ እዬም።
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

🔥 ኣርሰናል ካብ ቻምፒዬንስ ሊግ ኣውሮፓ ተሰናቢቶም።🔥▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰🔴 ኣብ ኣልያንዝ ኣሬና ንኣርሰናል ዘተኣናገዱ ባየርን ሙኒክ ጀርመናዊ ጆሽዋ ኪሚክ ኣብ መበል 63 ደቂቃ ብ...
17/04/2024

🔥 ኣርሰናል ካብ ቻምፒዬንስ ሊግ ኣውሮፓ ተሰናቢቶም።🔥
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ኣብ ኣልያንዝ ኣሬና ንኣርሰናል ዘተኣናገዱ ባየርን ሙኒክ ጀርመናዊ ጆሽዋ ኪሚክ ኣብ መበል 63 ደቂቃ ብዘቁፀራ ብሕታዊት ሽቶ 1 ን 0 ተዓዊቶም። ኣብ ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ማዕረ 2 ን 2 ተፈላልዬም ዝነበሩ ክልቲኦም ጋንታታት ብድምር ውፂኢት ባየርን ሙኒክ 3 ን 2 ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም።

🔴 ባየርን ሙኒክ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ካብ ማንቸስተር ሲቲን ሪያል ማድሪድን ዝሓለፈ ክትገጥም እያ።ፀወታ ማንችስተር ሲቲን ሪያል ማድሪድን 90 ደቂቃ ማዕረ 1 ን 1 ምፍልላየን ሲዒቡ ተወሰክቲ 30 ደቂቃ እናተፃወቱ እዬም። ትማሊ ዝሓለፋ ጋንታታት ፒ ኤስ ጂን ቦርሱያ ዶርትሙንድን ብተመሳሳሊ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ዝራኸባ እየን።
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

This Man....   👉 ኣቦ ትዕግስቲ.....መፍትሒ ጭንቂ....እስቲ ንኬቨን ዲብረይነነነነ ብሓንቲ  ቃል ግለፅዎታ ?
17/04/2024

This Man....

👉 ኣቦ ትዕግስቲ.....መፍትሒ ጭንቂ....እስቲ ንኬቨን ዲብረይነነነነ ብሓንቲ ቃል ግለፅዎታ ?

17/04/2024

ጎልልልልልልልልልልል

76' ዲብረይነነነነነ

🇬🇧 ማን ሲቲ 1-1 ሪያል ማድሪድ 🇪🇸

17/04/2024

ጎልልልልልልልልልልል

63' ጆሽዋዋ ኪሚክክክክክ

🇩🇪 ባየርን ሙኒክ 1-0 ኣርሰናል 🇬🇧

17/04/2024

መልሲ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ
ዕረፍቲ
🇬🇧 ኣርሰናል 0-0 ባየርን ሙኒክ 🇩🇪

🇬🇧 ማን ሲቲ 0-1 ሪያል ማድሪድ 🇪🇸

17/04/2024

ጎልልልልልልልልልልል

12' ሮድሪጎጎጎጎጎ

🇬🇧 ማን ሲቲ 0-1 ሪያል ማድሪድ 🇪🇸

17/04/2024

መልሲ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ
ተጀሚሩ
🇬🇧 ኣርሰናል 0-0 ባየርን ሙኒክ 🇩🇪

🇬🇧 ማን ሲቲ 0-0 ሪያል ማድሪድ 🇪🇸

17/04/2024

ብFacebook ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ክነመሓላልፈልኹም ኢና። ንመን ጋንታ ይድግፉ እስቲ ኣለና ንበል...!

ኣሰላልፋ ሎማዓንቲ ምሸት ዝካየዱ መልሲ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዬንስ ሊግ ኣውሮፓ
17/04/2024

ኣሰላልፋ ሎማዓንቲ ምሸት ዝካየዱ መልሲ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዬንስ ሊግ ኣውሮፓ

17/04/2024

ወሰንቲ መልሲ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ገሚቶም ተሸለምቲ ሞባይል ካርድ 100፣50፣25 ይኩኑ..

🇩🇪ባየርን ሙኒክ Vs ኣርሰናል 🇬🇧

🇬🇧 ማን ሲቲ Vs ሪያል ማድሪድ 🇪🇸

እታ ሓንቲ ዝተረፈት ዘዕበየትና ማእኸል መዘናግዒ መቐለ (MYC) እውን መንግስቲ ዓፅዩዋ ኣሎ:: ኣብ መቐለ ዘይተሰኣነ ቦታ መሊኡ እናሃለወ መናእሰይ ብስፖርት፣ ትምህርቲ፣ ስነምግባር ዝህነፁሉ...
17/04/2024

እታ ሓንቲ ዝተረፈት ዘዕበየትና ማእኸል መዘናግዒ መቐለ (MYC) እውን መንግስቲ ዓፅዩዋ ኣሎ:: ኣብ መቐለ ዘይተሰኣነ ቦታ መሊኡ እናሃለወ መናእሰይ ብስፖርት፣ ትምህርቲ፣ ስነምግባር ዝህነፁሉ ዝነበረ ማእኸል ካብ ሎመዓንቲ ጀሚሩ "ናይ ወልፊ መሐከሚ ማእኸል" ክንገብሮ ኢና ብዝብሉ ካብ መንግስቲ ዝተልኣኹ ሰባት ተዓፅዩ እቶም ንልዕሊ 20 ዓመት ዘመሓደርዎ ድማ ኩሉ ናይ ስፖርትን ላይብረሪን ብረቶም ከውፅኡ ተነጊሩዎም ኣሎ:: መናእሰይ እቲ ከባቢ ድማ ቁጠዐኦም ይገልፁ ኣለዉ::

Via:- Fitsum Berhane...

Share share share...

🔥ኹሉ ነገር ንዕኡ ትሕቲ ጋንታን ኩዕሶ እግርን እዩ።👉ንስርሑ ዘለዎ ክብሪ መርአያ ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ዝተዋፈረ ሰባት  እዩ።👉መርሕ ቃሉ ስራሕን ስራሕን ኣብ ዝተዋፈርኻሉ ዓውደ ስራሕ ይብ...
17/04/2024

🔥ኹሉ ነገር ንዕኡ ትሕቲ ጋንታን ኩዕሶ እግርን እዩ።

👉ንስርሑ ዘለዎ ክብሪ መርአያ ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ዝተዋፈረ ሰባት እዩ።

👉መርሕ ቃሉ ስራሕን ስራሕን ኣብ ዝተዋፈርኻሉ ዓውደ ስራሕ ይብል።

🇪🇸ኣብ ስፔን ካታሎና ስታዲየም ካምፕኑ ዓለም ብኽልተ ኢዱ ጠጠዉ ኢሉ ኣጣቒዕሉ፤

👉መርእያ ተፃወትቲ ዓለም ዝኾኑ ኮኾባት ካብ ላሜስያ ፈልፊሉ ብምውፃእ ኩዕሶ እግሪ ክትፈትው ዝገብሩኻ ተፃወትቲ ኣፍርዩ።

🇩🇪ናብ ጀርመን ተጋዒዙ ኣብ ከተማ ሙኒክ ስታዲየም ኣልያንዝ ኣሬና ምስ ጋንታ ባየር ሙኒክ ብቅዓቱ ደሚቑ ኣመስኪሩ።

🇬🇧ናብ እንግሊዝ ከተማ ማንቸስተር ብምጋዓዝ ኩዕሶ እግሪ ዓለም እናተቆፃፀሮ ይርከብ።

🔥ስፔናዊ ፈላስፋ ኩዕሶ እግሪ ጆሴፍ ፔፕ ጋርዲዮላ

👉ኣብ ትሕቲኡ ምሰራሕ ዕድሎት እዩ ይብሉ ምሰኡ ሰልጢኖም ዝሓለፉ ሰባት።

👉ኣብ ትሕቲ ፔፕ ጋርዲዮላ እናሰልጠንኻ ሸለልትነት፣ትዕቢት፣ታህኺት ዝብሃል ዘይሕሰብ እዩ።

👉ምኽንያቱ እዚ ዓይነት ፀባይ ሒዝኻ ምስ ጋርዲዮላ ምቅፃል ዘበት እዩ፤ምኽንያቱ ንሱ መሰረቱ ኣብ ስራሕ ጠንኪርኻ ምሰራሕ እዩ፤ንጋንታኻ ብዘለካ ዓቅሚ ወዲእኻ ምግልጋል እዩ።

👉ውፅኢት ናይ ምቅልባስ ዓቅሙ ፍሉይ እዩ።

👉ፀወታ ኣቀዲምኻ ምግማት ንፔፕ ጋርዲዮላ ውህብቶ እዩ።

🚩እሞ'ኸ ሎማዓንቲ ምስ ርያል ማድሪድ ኣብ ኢትሃድ ዝህልው ፀወታ ካብ ፔፕ ጋርዲዮላ እንታይ ንፅበ?

▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

17/04/2024

ኣርሰናል ሎማዓንቲ ንባየርን ሙኒክ ሲዒሩ ንክሓልፉ ታይ ክገብሩ ትፅቢት ይግበር ? እስቲ ከም ኩዑሶ እግሪ ተከታታሊ ሪኢቶታትኩም ኣብ ኮሜንት 👇👇👇👇👇👇 ኣቐምጡልና

ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየዱ ኻልኣይ እግሪ መልሲ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣዉሮፓ ብዝገርም ኹነታት ኣብ ቀዳማይ እግሪ ተሳዒረን ዝነበራ ኽልቲአን ጋንታታት ማለት ፒኤስጂን ቦርሽያ ...
17/04/2024

ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየዱ ኻልኣይ እግሪ መልሲ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣዉሮፓ ብዝገርም ኹነታት ኣብ ቀዳማይ እግሪ ተሳዒረን ዝነበራ ኽልቲአን ጋንታታት ማለት ፒኤስጂን ቦርሽያ ዶርትመንትን ዋላኳ ዝፀበበ ዕድል ሒዘን ናብቲ ፀወታ ቐሪበን እንተነበራ ብዘአምን ምንቅስቃስ ግን ንመጋጥምተን ባርሰሎናን ኣትለቲኮ ማድሪድን ብምስዓር ናብ ቀፃሊ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን ኣለዋ።

እሞ ሎማዓንቲኸ ብዝሓለፈ ብተመሳሳሊ ብማዕረ ተፈላልየን ዝነበራ ጋንታታት (ኣርሰናል 2- 2 ባየር ሙኒክ) ( ሪያል ማድሪድ 3 - 3 ማንቸስተር ሲቲ) ዝገብረኦ መልሲ ፀወታ ታይ ዓይነት ዉፅኢት ከመልክተና ይኸዉን?

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ናይና ስፖርት እስቲ ሓሳብ ርኢቶኹም ኣካፍሉና።
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 ምስ ናይና ስፖርትና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕቶታት ሓቢሮም ይስርሑ። 👇👇👇👇👇
▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት #ናይና ስፖርት
👉 #ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ
👉 #ዩኒየን ፉሉይ ሕክምና ስኒ
👉 #ማሕበር ኣክስዬን ካቻ ዲጂታል ፋይናንስ ሰርቪስ
👉 #ዘኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፖቶሎጂን
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና
amanuelgetachew335

ውፂኢት ናይና ስፖርት ዝኾነት ጋንታ ሰላም🙏***&****ናይና ስፖርት ናብ ታሕቲ ወሪዱ ቅድሚ 7ተ ዓመት ምንቅስቓስ እታ ጋንታ እናተኻታተለ ናብ ፈተውቲ ስፖርት ሓቤሬታ ዘጋውሐላን ሞራል ዝህበ...
17/04/2024

ውፂኢት ናይና ስፖርት ዝኾነት ጋንታ ሰላም🙏
***&****
ናይና ስፖርት ናብ ታሕቲ ወሪዱ ቅድሚ 7ተ ዓመት ምንቅስቓስ እታ ጋንታ እናተኻታተለ ናብ ፈተውቲ ስፖርት ሓቤሬታ ዘጋውሐላን ሞራል ዝህበን ካብ ዝነበረ ሓንቲ ጋንታ ሰላም ናብዚ ብርኪ በፂሓ ምርኣይ የዕግብ እዩ ካብዚ ብዝበለፀ ንኽትጋዓዝ ድማ ከም ናይና ስፖሮት ኩሉ ዝካኣለና ኽንገብር ኢና🙏

ቡዙሓት መናእሰይ ሓቒፋ ኣብ ፅቡቕ ንጥፈት ዘላ ጋንታ ሰላም ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ጠሩነት ተቓሪፁ ዝፀንሐ ውድድር 2ይ ድቭዥን ትግራይ ሐዚ ካብ ዕለት 12/2016 ዓ.ም ኣብ ሞንጎ 40 ጋንታታትን ወረዳታትን ክካየድ እዩ።

እዚ ውድድር ኣብ ሓደ ምድብ 8ተ ጋንታ ዝሐዘ ኮይኑ እተን ጋንታታትን ወረዳታትን ኣብ 5ተ ምድብ እየን ተመዲበን ዘለዋ።
ካብ ሓደ ምድብ 3ተ ጋንታ እየን ዝሓልፍ
ብዙይ መሰረት ጋንታ ሰላም ምስ 👇
👉 ጋንታ ገንፈል ውቕሮ
👉ጋንታ ዛላምበሳ
👉ጋንታ ብዘት
👉ጋንታ ዕደጋ ሓሙስ
👉ጋንታ ኣፅቢ
👉ጋንታ እምባ ሰነይቲ
👉ጋንታ ገራዓልታ
ተመዲባ ካብ ዕለት 12 ናብ ውቕሮ ተጓዒዛ ኣበ ሜዳ ውቕሮ ግጥማታ ክተካይድ እያ።
ኣብዚ ናይ 2016 ዓ.ም ውድድር 4ተ ጋንታ እየን ትግራይ ወኪለን ኣብ ብሄራዊ ሊግ ዝፃወታ ጋንታ ሰላም ኣብዚ ውድድር ንፈለማ እዋን እያ ትሳተፍ ዘላ ፅቡቕ ምንቅስቓስ ጌራ ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ክሪኣ ባህገይ እዩ።
ኣብዚ እተካይዱ ፀወታታት ፅቡቕ ዕዱል ክገጥማ ትምኒተይ እዩ።

ኮይኑ ግና ኣብ ጉዳይ ፍይናንስ ቆዋሚ ደጋፊ ትካል ወይ ድማ ደጋፊ ውልቀ ሰብ ስለዘይብላ ኣብ እትሳተፈሎም ሕድሕድ ውድድራት ንዘይምትራፍ ካብ ተፃወታን ካብ ኣሰልጠንታን ካብ ውሱናት ደገፍታን እናወፃአትን እናተላቃቀሐትን ክትቀንቀሳቀስ ፀኒሓን ኣለን።
ኣብ ቀፃሊ ግና ካብ ዘላቶ ዝሓሸ ቀፃልነት ዘለዎ ምንቅስቃስ ንክትገብር ቀዋሚ ፍይናንሳዊ ሓገዝ ዝገብር ትካል ወይ ድማ ውልቀ ሰብ ወይ ማሕበር የድልያ እዩ ።
ስለዚ ኩለኩም ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ዝተከኣለኩም ኣስተዋፅኦ ክትገብሩ ሕውየት ዓዲ ማለት ሕውየት መናእሰይ እዩሞ ነዘም ካብ ኩሉ ኣዕናዊ ነገር ወፅዮም ኣብ ኩዕሶ እግሪ ዝንቀሳቀሱ ዘለው መናእሰይ ክትሕግዙ ብትሕትና ንላቦ።

Address

Tigray
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew:

Videos

Share

Nearby media companies