ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኻዊ ምስሊ ሃገር ንምዕባይ ግደኦም ዝዓዘዘ 'ዩ
**************
(ኢ ፕ ድ)
ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኻዊ ምስሊ ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ መዳይ ዓብዪ ተራ ከምዝፃወቱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገንዚቡ።
እቲ ዝተሓደሰ ቤተ-መንግስቲ ባህላዊ ቕርሲ ንቑጠባዊ ዕብየት ኣበርክቶ ገይሩ ትልሚ እቲ ቐዳምነት ንዝወሃቦ ዘፈር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብምዕባይ ልዑል ግደ ከምዝፃወት 'ውን እቲ ቤት ፅሕፈት ገሊፁ።
ኣብ ፓርኪ ኣንድነት ስራሕቲ ዓወትን ኣብ ከተማታት መባፅሕታት መስሕብን ኣብ ምዕባይ ኣብ ዝተርኣየ ድልየት ብምምርኳስ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ በፃሕቲ ውሽጢ ሃገርን ወፃእን ከምዝስሕብ ይእመን ክብል ሓቢሩ።
ንግዳዊ ምንቅስቓስ እቲ ከባቢ ብምዕባይ ኣታዊ ከምዝውስኽ ዝገለፀ እቲ ቤት ፅሕፈት፤ ኣብ ሓፈሻዊ ሰንሰለት እሴት ቱሪዝም 'ውን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ከምዘስፍሕ ኣረዲኡ።
ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻውን ባህላውን ምልክታት ልምዓት ከተማ ኣብ ምልዕዓልን ዓለም ለኻዊ ምስሊ ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይን መዳይ ዕዙዝ ተራ ከምዝፃወቱ ምምልኻቱ ኤፍ ኤም ሲ ፀብፂቡ።
23 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም
ስነ-ስርዓት ምረቓ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ‼️
ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ቕድሚ ሕድሳትን ድሕሪ ሕድሳትን‼️
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብዛዕባ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዝገበርዎ መደረ‼️
#ንሓሙስ_ብምልሰት
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብዚ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኻልኣይ ወለዶ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንኽመፁ ፃውዒት ኣቕሪቦም ነይሮም። ብመልሱ 'ውን ብዙሓት ኣድህቦ ብምሃብ ናብ መሰረቶም ተመሊሶም ከምዝነበሩ ዝዝከር 'ዩ።
#PMOEthiopia
17 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም
#ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ዓለም‼️
✍️ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 298 ሽሕ ቶን ቡን ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ ሓደ ነጥቢ 43 ቢሊዮን ዶላር ረኺባ፣
✍️ ሎማዓንቲ ናብ 400 ሽሕ ቶን ብምዕባይ ልዕሊ ክልተ ቢሊዮን ዶላር ንምርካብ ተተሊሙ፣
✍️ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 178 ሽሕ ቶን ብምልኣኽ 787 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ፣
✍️ ኢትዮጵያ ቡን ብምፍራይ ካብ ብራዚልን ቬትናምን ቐፂላ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ትርከብ፣
✍️ ካብ ሄክታር 60 ኩንታል ዘይኮነስ ካብኡ ንላዕሊ ምፍራይ ይከኣል 'ዩ፣
https://press.et/?p=143624
#እቲ ሰሙን ብምስሊ ካብ 07 ክሳብ 13 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም
#PMOEthiopia
14 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም
ጉዕዞ ተሃድሶ ኣዲስ ኣበባ ‒ ሓዱሽ ምስሊ ፒያሳ‼️
ኣብ ወቕቲ ቀውዒ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ንኡሳት ሓረስቶት 3 ነጥቢ 6 ሚሊዮን ሄክታር ሓሪሶም 123 ሚሊዮን ኩንታል ስርናይ ኣፍርዮም። ብተወሳኺ 'ውን 2 ነጥቢ 9 ሚሊዮን ሄክታር ብመስኖ ዝለምዐ እንትኸውን ካብዚ 107 ሚሊዮን ኩንታል ምህርቲ ተረኺቡ።
#PMOEthiopia
8 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ፕሬዝዳንት ኣልጀሪያ ኣብዱልመጅድ ቴቡኒ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም‼️
7 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ኡጋንዳ ጀነራል ሙሆዚ ዝገበርዎ ዘተ‼️
7 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም