Solomye Publishers & Distributors

Solomye Publishers & Distributors Solomye Publishers & Distributors ናይ ግሊ ትካል ኮይኑ መጽሓፍቲ ኣብ ምሕታምን ምክፋልን ዝነጥፍ ሕጋዊ ትካል እዩ solomyeshop.com

05/12/2024

Thank you for 100 followers for Solomye Publishers & Distributors

መጽሓፍቲ ንምግዛእ ኣብ www.solomyeshop.com ወይ +491607592158 ተወከሱ
28/11/2024

መጽሓፍቲ ንምግዛእ ኣብ www.solomyeshop.com ወይ +491607592158 ተወከሱ

23/11/2024
እታ ለጋስ ሰበይቲ!     ሓንቲ ሰበይቲ ጎቦታት ኣቋሪጻ ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን፣ ሓደ ኲቡር ማዕድን ስለ ዝረኸበት ናብ ቦርስኣ ኣእተወቶ። ንጽባሒቱ ጒዕዞኣ እና ቀጸለት ከላ፣ ኣብ መን...
24/10/2024

እታ ለጋስ ሰበይቲ!

ሓንቲ ሰበይቲ ጎቦታት ኣቋሪጻ ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን፣ ሓደ ኲቡር ማዕድን ስለ ዝረኸበት ናብ ቦርስኣ ኣእተወቶ። ንጽባሒቱ ጒዕዞኣ እና ቀጸለት ከላ፣ ኣብ መንገዲ ሓደ ኣዝዩ ዝጠመየ ሰብ ኣጋጠማ። ካብ'ቲ ኣብ ቦርስኣ ዝነበረ መግቢ ከተካፍሎ ብምሕሳብ ከኣ ቦርስኣ ከፈተት። ንሱ ግና ነቲ ሒዛቶ ዝነበረት ክቡር ማዕድን ስለ ዝርኣየ ክትህቦ ተማሕጸና። ንሳ ድማ ባህ እናበላ ኣውጺኣ ሃበቶ። እቲ ወዲ ብወገኑ ነቲ ማዕድን ብምሻጥ ብዛዕባ ዝረኽቦ ብዙሕ ገንዘብን ዝፈጥረሉ ናይ ህይወት ውሕስነትን ብምስትንታን ኣዝዩ ተሓጎሰ። ኮይኑ ግና ድሕሪ ዉሑዳት መዓልታት ነቲ ዝሃበቶ ክቡር ማዕድን ሒዙላ ተመልሰ። ቀጺሉ ድማ ከምዚ በላ፣
"ክሓስብ እየ ቀንየ። እዚ ዝሃብክኒ ማዕድን ክሳብ ክንደይ ክቡር ከም ዝኾነ እርድኣኒ እዩ። እንተኾነ ግን ካብኡ ንላዕሊ ከም ትህብኒ ተስፋ ብምግባር እመልሰልኪ ኣለዂ። እቲ ነዚ ማዕድን'ዚ ክትህብኒ ዝገበረኪ ነገር ሃብኒ፧"

በዚ ዝስዕብ ኣድረስ ተወከሱ

www.solomyeshop.com

www.habeshbookstore.com

WhatsApp: 0160 7592158

13/10/2024

Adresse

Konrad-Adenauer-Straße 49
Solingen

Öffnungszeiten

Montag 09:00 - 18:00
Dienstag 09:00 - 18:00
Mittwoch 09:00 - 18:00
Donnerstag 09:00 - 18:00
Freitag 09:00 - 18:00

Telefon

+4921222551274

Webseite

https://t.me/SolomyePublishers

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Solomye Publishers & Distributors erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Service Kontaktieren

Nachricht an Solomye Publishers & Distributors senden:

Videos

Teilen