@blumengardinenhome
Wir freuen uns, Ihnen weiterhelfen
zu dürfen!
Sie können uns auch gerne direkt
per WhatsApp anschreiben.
0176/56537849
Schreibt uns gerne eine Nachricht
dazu.
Wir liefern Dir hochwertige
Materialien und Stoffe.
Unsere Gardinen sind pflegeleicht
und waschbar.
Wir bieten Euch einen professionellen Kundenservice und
sind auch bei Fragen oder Ersatzteillieferungen für Euch
da!
Ich freue mich auf Deine Anfrage
Facebook: @blumengardinenhome Tiktok: @blumengardinenhome
İnstagram: @blumengardinenhome
" ምስጢር ፍቕሪ" ምጉዳል ዋጋ
ብመኽንያት „መዓልቲ ፍቑራት“ Valentine Day
“ንሰባት ብጽባቐኦም ወይ ብሃብቶም ኣይኮንካን እተፍቅሮም። ንስኻ ጥራይ እትሰምዖ መዝሙር ስለ ዝዝምሩ እምበር።” - ኦስካር ዋይልድ
“ንዓኺ ዘፍቅረኪ ብእንታይነትኪ ጥራይ ዘይኮንኩ፣ እንኮላይ በቲ ኣነ ምሳኺ ምስ ኮንኩ ዝኾኖ’ዩ።” - ኣብርሃም ኮውሊ
መጽሓፍ ንምእዛ!
004915211573567
www.omegabookstore.com
Expoeritrea 2024 - Eritrea under Clouds of Hope and Vision
Expoeritrea 2024 - Eritrea under Clouds of Hope and Vision
Expoeritrea 2024 - Eritrea under Clouds of Hope and Vision
Expoeritrea 2024 - Eritrea under Clouds of Hope and Vision
Live with Ubuntu Haus
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ 2023 ካብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ዝበዝሐ ሰብት ሞይቶም ይብላ ማዕከናት ዘና።
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
ሓዳስ ብልጽቲ መጽሓፍ፡ ኣብ ዕዳጋ
"ምግራዕ ኣእምሮ"
ርእሰ-ምትእምማን፡ ዓወትን ሓጐሰን ንኽትርክብ፡ ኣእምሮኻ ብዝግባእ ኣመሓድሮ!
ርእሰ-መበቈል መጽሓፍ፦ The Chimp Paradox
ርእሰ-ትርጉም መጽሓፍ፦ ምግራዕ ኣእምሮ
ደራሲ መጽሓፍ፦ ብዶ/ር ስቲቭ ፒተርስ
ትርጒም መጽሓፍ፦ ሩፋኤል ተስፋሚካኤል
ኣርትዖት፦ ምሉእብርሃን ሃብተገብሪኤል
ለይ-ኣውት፦ ኦሜጋ፡ ቤት-መጻሕፍቲ
ነዛ መጽሓፍ ንምውናን
ጀርመን
www.omegabookstore.com
00491521 1573567
0049160 8398352
004915254739523
ሆላንድ
0031 6 87863230
0031 6 87108171
ስዊዝ
0041783151120
ኖርወይ
0047467 74 258
www.banabook.com
004917620344938
www.yonatan.se
0046728638283
„እቲ ብዙሕ መጻሕፍቲ ዘንብብ ሰብ፣ ብርክት ዝበለ ፍልጠት ይህልዎ።“ - ምሉእብርሃን ሃብተገብሪኤል
Live with Ubuntu Haus
ኣልኮል፣ ሓሺሽ፣ ድራግ ንጸገማትና ፍታሕ ይኾኑና ድዮም?
ገለ ሰባት ኣልኮል (መስተ)፣ ሓሺሽ ወይ ካልኦት ድራግ
• ጽቡቕ ስምዒት ንኽስምዖም • ሻቕሎቶም ንኽርስዑ
• ምስ ሰባት ንኽሕወሱ
• ግዜ ንምሕላፍ
• ንኽድቅሱ ከም ዝሕግዞም ይዛረቡ!
እዞም ወልፊ ዘትሕዙ ነገራት ጸገማትና ንዝተወሰነ ግዜ ከም ዝጠፍኡ ከምስሉልና ይኽእሉ እዮም። ግን ፍታሕ ኣይኮኑን! እኳ ድኣስ ብኣንጻሩ ካልኦት ጸገማት ይውስኹልና!
ጽቡቕ ስምዒት ንኽስምዓካን ጸገማትካ
ንኽትብድህን ዝሕግዙ ካልኦት መገድታት ኣለው!
• ምስ ቤተሰብ ወይ ምስ መሓዙትካ ግዜ ምሕላፍ
• ሻቕሎትካ ንሰብ ምክፋል
• ምንቅስቓስ ፡ ምዝውዋር
• ባህ ዝብሉና ንጥፈታት ምግባር
• ሓድሽ ነገራት ምምሃር እንድሕር ብዙሕ ጭኑቓት ኮይንኩም፤ ጸገማትኩም ካብ ዓቕምኹም ንላዕሊ መሲሉ ተሰሚዑኩም፤ በይንኹም ኣይትኹኑ! ጸገማትኩም ንሰብ ምዝራብ ጽቡቕ ንኽስማዓኩም ይሕግዝ እዩ!
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus
Live with Ubuntu Haus