Merkeb Gal Adigrat

  • Home
  • Merkeb Gal Adigrat

Merkeb Gal Adigrat ቅድሚ ኩሉ ህዝቢ ይከበር

14/10/2022
ህዝቢ ሸራሮ ከም እንስሳ ኣብ ፍቃዶ ጣሻ ይነብር ኣሎ ከብዚ ዝዓቢ ስቃይ ኣበይ ኣሎ
14/10/2022

ህዝቢ ሸራሮ ከም እንስሳ ኣብ ፍቃዶ ጣሻ ይነብር ኣሎ ከብዚ ዝዓቢ ስቃይ ኣበይ ኣሎ

ሃብሮም🥰🥀
14/10/2022

ሃብሮም🥰🥀

ሰላምን ቅሳነትን እንረክበላ ቃልሲ እያ እዛ ቃልሲ ብዓወት ድማ መሰስ ክንብል ኢና ኣብ ቀረባ ግዜ ።     ኣዶ ትግራይ ጀጋኑ እናወለደት እናታሓጓሰት ብደቃ ክትነብር ኣለዎ 🌿❤💛🥰
14/10/2022

ሰላምን ቅሳነትን እንረክበላ ቃልሲ እያ እዛ ቃልሲ ብዓወት ድማ መሰስ ክንብል ኢና ኣብ ቀረባ ግዜ ።
ኣዶ ትግራይ ጀጋኑ እናወለደት እናታሓጓሰት ብደቃ ክትነብር ኣለዎ 🌿❤💛🥰

14/10/2022

❤️

13/10/2022

ትግራይ መዐንደሪት ዘይኮነትስ፣ መቕበሪት ወረርቲ ሓይልታት እያ!!
ፕረዚደንት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል
----
ሕልሚ ልፍንታዊያን ፀላእቲ እንታይ ምዃኑ ብግብሪ ተራእዩ'ዩ። ዕድል እንተረኺቦም እንታይ ክገብሩ ከምዝኽእሉ'ውን፣ ኣብ ፀሊሞይ፣ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ፣ ኣብ ብሄረሰብ ኲናማ ወገናትና ዝፈፀምዎ ጨፍጫፍ ህያው ኣብነት'ዩ። ምኽንያቱ ባህጊ ፀላእትና፣ ትግራዋይ ዝበሃል ፍጥረት ኣብ ልዕሊ ምድሪ ከይህሉ ምግባር ስለዝኾነ፣ ባህጊ ፀላእቲ'ዚ እዩ። ክንዲ ዝኾነ ድማ ዓቕሚን ተኽእሎን ክሳብ ዝረኸቡ እዋን፣ ሕድ ሕድ መዓልትን ዕለትን ከጥፍኡና ካብ ምፍታን ዓዲ ኣይክውዕሉን።

እንተኾነ ከም ባህጊ ፀላእትና ዘይኮነስ፣ ብፅኑዕ ህዝባዊ ቃልስና ስለዝውሰን፣ ሳላ ብፅንኩራት ፈተናታት ዘይኽበስ ውሁድ መኸተ ህዝቢ፣ መንግስትን ሰራዊትን፣ ትግራይ ብጭቡጥ መዐንደሪት ዘይኮነትስ፣ መቕበሪት ወረርቲ ሓይልታት ኮይና እናቐፀለት ትርከብ። ኣብ ኩሎም ግንባራት ብግብሪ ዝረአ ዘሎ እውን እዚ ሓቂ'ዚ እዩ። ብቓላት ንምግላፅ ዝኸብድ ጨፍጫፍን ግፍዕን ትግራይን ህዝባን ሪኡ ዝሓረነ መዳርግቲ ኣልቦ ሰራዊት ትግራይ፣ ሎሚ እውን ከም ትማሊ ባህጊ ፀላእቲ፣ ሕልሚ ቀትሪ ኮይኑ ክተርፍ ድሙቕ ታሪኽ ይፅሕፍ ኣሎ።

ሕዚ'ውን ኣብ ብሄራዊ ህላወናን ቀፃልነትናን ሓድነትናን ስምረትናን ኣዛይድና መኸተና ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ ኩልና ግቡእና ንፈፅም። ስለዝኾነ'ውን ኣብዚ ወሳኒ መድረኽ መኸተ ነብሲ ወከፍ ትግራዋይ ኣብ ዘዝተዋፈረሉ ዓውዲ በርቲዑ ክጋደልን ካብኡ ዝጥለብ ኩሉ ብዝለዓለ ብሄራዊ ወነን ሕራነን ክፍፅም ደጊመ ከዘኻኽር ይፈቱ።

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና!
ትግራይ መዐንደሪት ዘይኮነትስ መቕበሪት ወረርቲ'ያ!
ትግራይና ትስዕር!!

13/10/2022

ትግራይ መዐንደሪት ዘይኮነትስ፣ መቕበሪት ወረርቲ ሓይልታት እያ!!
-ፕረዚደንት ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

✊❤️

ከተማ ዓዲግራት ዓደይ🖤😭ውልቀ መላኪ ሰራዊት ኤርትራ ናብ ከተማ ዓዲግራትን ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ናብ ዝርከብ ጣብያ ሰሱን ቤት ሃወርያትን ብዘካይዶ ዘሎ ደብዳብ ኣብ ሰላማውያን ሰባት ኣብፂ...
08/09/2022

ከተማ ዓዲግራት ዓደይ🖤😭
ውልቀ መላኪ ሰራዊት ኤርትራ ናብ ከተማ ዓዲግራትን ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ናብ ዝርከብ ጣብያ ሰሱን ቤት ሃወርያትን ብዘካይዶ ዘሎ ደብዳብ ኣብ ሰላማውያን ሰባት ኣብፂሑ።

ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብግምባር ዘላምበሳ ኣቢሉ ብዝተኮሶም ፃዕቂ ዘለዎም ከበድቲ ብረታት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ነበርቲ ከተማ ዓዲግራትን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹምን ጉድኣት ኣበፂሑ።

በቲ ደብዳብ ሓሙሽተ ወገናት እንትሞቱ ካልኦት 14 ወገናት ድማ ቐሊልን ከቢድን መጉዳእቲ ከምዝበፅሖም ተመልኪቱ ኣሎ።

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ መላፍንቱ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ህዝቢ ትግራይ ብኲናትን ጥሜትን ንምፅናት የካይድዎ ዘለዎ ፕሮጀክት ብኹሉ ኩርናዓት ትግራይ ኣጠናኺሮም እናቐፀሉሉ እዮም።

ብፍላይ ድማ ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጥራሕ ካብ ከባቢ መዛብር ዳሞ ክሳብ ኢሮብ ደውሃን መዋስንቲ ከባብታት ካብ 28ነሓሰ 2014ዓ/ም ጀሚሩ ከካይዶ ዝፀንሐ ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣጠናኺሩ ብምቕፃል 2 ጳጐሜን 2014ዓ/ም እውን ከበድቲ ብረታት ናብ ከተማ ዓዲግራትን ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ናብ ዝርከብ ጣብያ ሰሱን ቤት ሃወርያትን ሰላማውያን ሰባት ማእኸል ዝገበረ ደብዳብ ኣካይዱ ኣሎ።

እቲ ኣራዊት ሰራዊት ብዘካየዶ ደብዳብ ኣብ ሂወትን ንብረትን ከቢድ ጉድኣት ከምዘብፀሐ ድማ ግዳያት እቲ ፀብፃብ ይገልፁ።

ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ዓዲግራት ሜዲካል ዳይሬክተር ዝኾኑ ዶክተር ኣታኽልቲ ስዩም ኣብ ክሊ እቲ ዝተኻየደ ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡና ርኢቶ ድማ እቲ ድርጊት ኣዝዩ ክኹነን ዝግበኦን ሰላማውያን ሰባት ዘነፃፀረን ከምዝኾነ የርድኡ።

ኣካያዲት ስራሕ እቲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ወ/ሮ ኣበራሽ ፍሰሃ ከምዝበለኦ ድማ ብሰንኪ ዕፅዋን ክባን ፀላእቲ እቲ ሆስፒታል ንሕፅረት ኣፋውስ ተቓሊዑ ስለዘሎ ነቶም ግዳያት ደብዳብ ከቢድ ብረት ንምሕካም ተፀጊሞም ከምዘለዉ ሓቢረን።

እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ ካብ ኣካላት ምምሕዳር እተን ወረዳታት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ በቲ ደብዳብ ሓሙሽተ ሰላማውያን ሰባት እንትሞቱ ካልኦት 14 ወገናት ድማ ብኸቢድን ቐሊልን ቖሲሎም ኣለዉ።

ዳይ ናብ ትዊተር 💔😥

ብዚ ምፂ ብቲ ምፂ ኣይነዳምፂ ይብለዉ TDFና 🔥ጎይታ ሓይሊ ይሃብኹም ኣሕዋተይ...
08/09/2022

ብዚ ምፂ ብቲ ምፂ ኣይነዳምፂ ይብለዉ TDFና 🔥

ጎይታ ሓይሊ ይሃብኹም ኣሕዋተይ...

Address

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Merkeb Gal Adigrat posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share