ኣፍቀርቲ ኣብረሃም ኣፍወርቂ

  • Home
  • ኣፍቀርቲ ኣብረሃም ኣፍወርቂ

ኣፍቀርቲ ኣብረሃም ኣፍወርቂ Political

i trust music.it always
makes me feel good🎧
🎙 ABEREHAM AFEWERIK 🧑‍🎤(30.January 1966-7 October 2006) was an 💥"E" singer .songwriter ,and music produced .
🎵ኣሎ ዝሰኣነ ድራር ዕለት...
ብዙሕ'ዩ ትሩጉሙ ምንባር ማለት
Like and Follow For page all A.B music 🎧🎼🎻🎺🎷🎵

"ምእንቲ ዉጽዓ ህዝቡ" ፍትሒ ክናዲ ዝተሰየፈ ወዲ ሓጎሰ ጅግና ብጻይና: ሕድሩ ክንፊጽም ድሉዋት እና,
02/06/2024

"ምእንቲ ዉጽዓ ህዝቡ" ፍትሒ ክናዲ ዝተሰየፈ ወዲ ሓጎሰ ጅግና ብጻይና: ሕድሩ ክንፊጽም ድሉዋት እና,

31/05/2024

ብዉሸጢ ዝመጸኒ መልእክቲ!
🌀ኣበጸሐልና እየን እለናኒ?🚺
ደቅ ተባዕትዮ ካብ ሰበይቱኩም ንላዕሊ ንምንታይ
ዉሹማ ትፎቱዉ?

የሐዝን'ዩ😭      ➫. ሎሚ እዉን ኣብ እሰራኤል ፍትሒ ዝናዲ ለዋህ ሓዉና ሰለሙን ሓጎሰ ቀትሎሙዎ። ወዲ ሓጎሰ 1998-2000   ኣብ ዝነበረ ኲናት ሓደ እጊሩ ዝሰንከለ'ዩ። ይኩን እንበር ...
30/05/2024

የሐዝን'ዩ😭
➫. ሎሚ እዉን ኣብ እሰራኤል ፍትሒ ዝናዲ ለዋህ ሓዉና ሰለሙን ሓጎሰ ቀትሎሙዎ። ወዲ ሓጎሰ 1998-2000 ኣብ ዝነበረ ኲናት ሓደ እጊሩ ዝሰንከለ'ዩ። ይኩን እንበር ሰንክለይ ጸጊሙኒ እሉ እዉን ቃልሲ ኣየቋረጸን ። ብሶሻል ሚድያ እንፈልጦን ብቅርቢ ዝፈልጡዎ መሓዙቱን ተጻዋታይ ሰሓቃይ ቀላዲ ከም ዝነበረ ይነጉሩና። ኣኣብ ዘወጾኦ ክለፓት ደርፍ ክንሰሕቂን ክንጫወቲን ንዉዕል ነይርና 💔

ካብ ኮነ ምሰ ይሰሃቂን ያይቆብን የንብርካ ሓዉና ንመላእ ሰደራቤቱን ቅርቢ ቤተሰቡን ንደገፍቲ ፍትሒ ጸንዓት ይምነ።

ግፍዕን መቀተልቲን ደዉ ይበል። ይዝክር ካብ ደርፍታቱ ሃባ ነዳዲ ሕጂ'ዩ "ቲ" ፍትሒ ክብል ከሎ ኣብ ኮመንቲ ክንሰሕቅን ክንጫወትን💔😭😭

30/05/2024

"ጓል ኣይትእመኑ"☑️
ትማሊ ምሸት ኣፍቃሪተይ ኣበይ ሓድርኪ ምሰ በልኩዋ?
ምሰ መሓዛይ ሓድረ እላቲኒ ።
መሓዘኣ ግን! ምሳይ እያ ሓድራ🤨

29/05/2024

"ጓል" ኣካለ-ጎዛይ
ኣፊቅረ ።🧒

29/05/2024

I gained 1,147 followers, created 105 posts and received 19,294 reactions in the past 90 days! Thank you all for your continued support. I could not have done it without you. 🙏🤗🎉

29/05/2024

"መንፈሳዊ ሕቶ?"
ንመጀመርያ ሓጥያት ዝሰረሐ
ካብ ዝነበሮ ክብሪ ዝወረደ መን'ዩ?
Ⓐ :ድያብሎሰ Ⓑ: ሳጥናኤል Ⓒ: ኣዳም Ⓓ: ሄዋን

28/05/2024

ኣብዚ ግዜ!
ካብ ጸላእቲና ዜይኮነሰ!
ካብ ፈተዉትና
ንጥንቀቕ☑️

25/05/2024

🎆ሰደትን፧ ናፍቆቲን..✍️
➫ወላድቲኩም ዝናፍቂኩም #ሸር በሉ👏

25/05/2024

ጨካን፣ተባዕ፣ደፋር፣ቆራጽ..✍️ ወዲ ተባዕታይ ሰላቢ ደቂ ሄዋን'ዩ: ከተፈቂሮ ከዓ ትግደድ!☺️ ጓል ሄዋን ከተፊቂረኩም ነባዓት😥 ዜይኮነ ተባዓት ኩኑ👏

24/05/2024

"ክብር ንጓል ኣንሰተይቲ"👩‍⚕️"
ንሳ'ያ ሕብር🌌 ሂወት።
i løve yøu all wømen:☑️
➫ ሸር ከይበልክን ከይትሓለፋ👏

23/05/2024

ዘመሰግን'ዩ ሕጉሰ
ዝዕገሰ'ዩ ሓያል
ዘዋህልል'ዩ ለባም
ይኣኽለኒ ምባል:ዝፈልጥ'ዩ ሃብታም☑️

 👏ከም ዝፍለጥ ካብ ወረዳ  #ኢሮብ ጣብያ  #ኣራዕ ፉሉይ ቦታ መራረት ካብ ዝበሃል ቦታ   ዝተበሃለት ጋል 24 ዓመት ጠፊኣ ኣታኣሉሹና እልና ነይርና! ብፍቃድ ኣምላኽን ብናቱኩም ምትሕብባርን...
22/05/2024

👏
ከም ዝፍለጥ ካብ ወረዳ #ኢሮብ ጣብያ #ኣራዕ ፉሉይ ቦታ መራረት ካብ ዝበሃል ቦታ ዝተበሃለት ጋል 24 ዓመት ጠፊኣ ኣታኣሉሹና እልና ነይርና! ብፍቃድ ኣምላኽን ብናቱኩም ምትሕብባርን ብሂወት ተረክባ ኣላ 👏 #ሸር ብምባል ነቶም ኣብ ዉሸጥን ደገን ዘለዉ ቅርቢ ቤተሰብ ክበጽሕ ይላቦ።

ተሰፋይ ሃይሉ👏

Thanks for being a top engager and making it on to my weekly engagement list! 🎉 Binyam Debesay, መቢ ጋል ማርያም ጽዮን, Denayt G...
21/05/2024

Thanks for being a top engager and making it on to my weekly engagement list! 🎉 Binyam Debesay, መቢ ጋል ማርያም ጽዮን, Denayt Gal Tigray, Hagosa Grmay, Rhuqe Eu Tmetey, Wedi Tedi, Meskel Weldemariam, Wedi Haile, Zebib Zebiba, Nebyat Alem

ዝራኣየ ዓይኑ 👁ይብራህ!  🍂 #ሸር እልኩም  #ተሓባበሩና //ብዕለት 09/09/2016 ናብ ዓርቢ ዘዉግሕ ካብ ወረዳ  #ኢሮብ ጣብያ  #ኣራዕ ፍሉይ ቦታ  #ማራረት ካብ ዝበሃል ቦታ   ዝተበ...
19/05/2024

ዝራኣየ ዓይኑ 👁ይብራህ!
🍂 #ሸር እልኩም #ተሓባበሩና //ብዕለት 09/09/2016 ናብ ዓርቢ ዘዉግሕ ካብ ወረዳ #ኢሮብ ጣብያ #ኣራዕ ፍሉይ ቦታ #ማራረት ካብ ዝበሃል ቦታ ዝተበሃለት ቅይሕ እላ ቀጣን ሓደ ሓደ ግዜ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዋ ናይ ክልተ ወርሕ ህጻን ገድፋ ሰለዝጠፈአትና ካብ ከባብታት ኢሮብ ገጠር ምሰ ከተማ ክሳብ ዓድግራት መቀለ ኣብ ታክሲ ይኩን ብዜይ ታክሲ በይና እናተጋዓዘት ዝራእኩም በዚ ሰልኪ ሓቡሩና።

ሰልኪ.ቁ 0921884191
0933007612
0919447963

#ሸር ብምባል ነዛ ሓፈትና ክንረክብ ብትሕቲና ንላቦ።
ተሰፋይ ሃይሉ👏

ሕጂ   ዘሎ   ከይበለ ከይሓልፍ።ወገን ሃፊቲን ገንዘብን ኣይንኩን! ወገን ድካን ጹጉማቲን ንኩን። ወዲ ሃፈታም ክጠፍእ ከሎ! ኩሉ ሶሻል ሚድያ፣ tv ፣you tupe ፣ tik tok ናብ ዓልም...
18/05/2024

ሕጂ ዘሎ ከይበለ ከይሓልፍ።
ወገን ሃፊቲን ገንዘብን ኣይንኩን! ወገን ድካን ጹጉማቲን ንኩን። ወዲ ሃፈታም ክጠፍእ ከሎ! ኩሉ ሶሻል ሚድያ፣ tv ፣you tupe ፣ tik tok ናብ ዓልም ክዝርጋሕን ቶሎ ፈታሕ ንክረክቡ ንዛረብን ንጽሕፊን!

እንበኣርሰ እዛ ዕሸል ሓፊቲና ጋል ድካ እያ:
ሹማ ትበሃል ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወልዳ ዝዓበየት እንትከዉን ናብ እናከደት ቅድሚ ክልተ ወርሕ ኣብ ማእከል ዓዲ #ብሸፋቱ ከም #ዝተጨወት ይፊለጥ: ይኩን እንበር ካብ ትጩወ 60 መዓልቲታት ገይራ ገበን ምክልካል ፖልሰ ትግራይ ይኩን! ኮምሸን ፖልሰ ትግራይ ኮታሰ ኣብ ሶሻል ሚድያ ዝነጥፉ ብዙሕ ተከታተልቲ ዘሎዎም ዋላ'ኻ ሓደ ኣይተዛረቡን ኣይጸሓፉን።

#ፍትሒ ንዝተጨወት #ማህለት
#ድምጺ ንዝተጨወት #ማህለት
#ሸርርርር ማህለት ክንረክብ።👏

ከጽሕፊ ዘገደደኒ ዉሽጣዊ ሰምዕተይ'ዩ! ጓል ድካ ሰለዝኮነት'ያ ሰብ ድምጽ ዜይኮና ዘሎ ዝብል ጹሑፍ ኣንብበ ኮቶ እቲ ቀለም ብዘሐደረለይ ሰምዕት ክጹሕፍ ተገድደ።

እዛ ሓፈትና ክትርከብ #ሸርርርርርርር ንበል።

16/05/2024

ኣብ ዓለም ብዙሕ መሪር ነገረ ኣሎ!
ግን! ሰንግል ኮይንካ ሰክርካ
ናብ ሰብ ዜይብሉ ዑጹዉ ገዛ መጽእካ 🤷‍♂️
ከተንኻሕኪሕ ከለካ 💔 እፍፍ😥

14/05/2024

ጓል ኣንሰተይቲ ብድንግላ እንተዜይጸንሓ!
ብኣድጊ ጸዕንካ ናብ ወለዳ ክትሚለሰ ኣሎዋ👏
ባህልና ናብ ንቡር ይመለሰ☑️

I've received 10,000 reactions to my posts in the past 30 days. Thanks for your support. 🙏🤗🎉
14/05/2024

I've received 10,000 reactions to my posts in the past 30 days. Thanks for your support. 🙏🤗🎉

13/05/2024

ሕጂ ጸዉዑለይ😅🖐

ሞት ሓዉና መሪር'ዩ😭ፍትሕ ክእልሸ'ዩ ተሰዉኡህዝበይ ሰለዝበለ'ዩ ተቀትሉከይድገም ንጽናዐ ኣብ ሂያዉ ቃሉ.../ነይሩ እወ!😭ድሙቕ ኾኾብ ብማዕዶ ዝጥመትዕሸል ዕድመ ብንዋት ዘይግመትብሪኪ ሊሎ ጎ...
11/05/2024

ሞት ሓዉና መሪር'ዩ😭
ፍትሕ ክእልሸ'ዩ ተሰዉኡ
ህዝበይ ሰለዝበለ'ዩ ተቀትሉ
ከይድገም ንጽናዐ ኣብ ሂያዉ ቃሉ.../

ነይሩ እወ!😭

ድሙቕ ኾኾብ ብማዕዶ ዝጥመት
ዕሸል ዕድመ ብንዋት ዘይግመት
ብሪኪ ሊሎ ጎዩ ዜይጸገበ
ፍትሒ ከናዲ ፍትሒ ዘይረኸበ

ጸልሚቱና'ኾ ነኣኻ ሰእና
መሪሩና'ኾ ድምጽካ ጸምኡና
ፎቶካ ከይንርኢ ዓይንና ዓምቲና
ዛንታካ ክንጽሕፍ ንብዓት ቀድሙና😭

ኣቱም ሰባት መብራህቲ ሰእና
ሙሴ ኮይኑ መንገዲ ዝመርሐና
ተሰፋ ህቡ ደሙ ዝልጊሰለና
ዓንዲ ኮይኑ ህዝብ ዝመርሐለና...

ኣደታት ብርጌድና ሎሚ ሓርና
ኣቦታት በርጌድና ሎሚ ኣልቁሱሉና
ኣቲን ዋዓሩ ሎሚ ንብዓ
ሃበል ሓልፉ እተዋሉ መጸበዓ

ፍትሒ እናበለካ'ዶ ሞይቲካ ዝሓወይ
መሰዋእትካ ሰምዓ'ዶ ለዋህ ኣደይ
ፍትሒ ክትናዲ ዝሓለፈካ ንህዝበይ
ህያዉ'ዩ ንዘለኣለም ቃልካ በርጌደይ💔

ደቂ መሓሪ ሎሚ ተዘሚቲኪ
ዓዲ ቀይሕ ሎሚ ተዘሚትኪ
ሰገነይቲ ሰንዓፈ ሎሚ ተዘሚትኩም
ጅግና ሰእንኩም ጸልም ተጎልብቢኩም

ኣቱም ሓማሴን ሃየ ሎሚ ንብዑ
ኣቱም ሳራየ ሃየ ሎሚ ንብዑ
ኣቱም ኣካለ ሃየ ሕጂ ንብዑ
ገንሸል ተኸፊሉ ገና ብጭልቆዑ።

10/05/2024

ሰናይ ሰራሕ ናይ ሕሊና ዉሽጢ ሕጊ እዩ።
mom ...😥🍂እዛ ቪድዮ ምሰራኢኩ ሂወት ትሩጉማ እንታይ'ያ እለ: ንነብሰይ ምሰሓተትኩዋ ! ካብ ዘለካ ኣካፍልካ ምንባር'ዩ ዝብል መንፈሰ ዝተሓወሶ መልሲ መልሳቲለይ👏

ቀደም ቴብና ናይ የማነ፣ኣብራሃም ትነክሰ ነይራ😥ናይ ሎሚ ደርፍ ተትሰምዕ ምበለዐቶም ማለት'ዩ😭
09/05/2024

ቀደም ቴብና ናይ የማነ፣ኣብራሃም ትነክሰ ነይራ😥
ናይ ሎሚ ደርፍ ተትሰምዕ ምበለዐቶም ማለት'ዩ😭

08/05/2024

መርዓ ተዓደምኩ! ዕደመይ ኣክብረ ናብ መርዓ ተሓወሰኩ።
መኣዲ ምሰተቀረቢኩ!
ሓንቲ ሓፍቲና ብደረቅ ቃላት ኩሉ ግዜ በላዒ ተመርዕይካ ግዳሰ ዜይተብልዐና እላቲኒ😥
ኮሪየ'የ ዘለኩ መርዓት'ሞ ኣሉሹለይ።

ኣብራሃም ኣብ ሂወተይ ብዙሕ ነገረ ተማህረሉ:ተሰፋ፣ሕልና፣እምነት፣ፍቅሪ፣ቱሩጉም ምንባር፣ሓድነት፣ሓቂነት፣ፍትሓዉነት፣ሰብኣዉነት፣ፍቅሪ ሃገር፣ፍቅሪ ወለዲ// ኮታሰ ኩሉ ኣብ ሂወተና ዘሎ መሰናክል...
08/05/2024

ኣብራሃም ኣብ ሂወተይ ብዙሕ ነገረ ተማህረሉ:ተሰፋ፣ሕልና፣እምነት፣ፍቅሪ፣ቱሩጉም ምንባር፣ሓድነት፣ሓቂነት፣ፍትሓዉነት፣ሰብኣዉነት፣ፍቅሪ ሃገር፣ፍቅሪ ወለዲ// ኮታሰ ኩሉ ኣብ ሂወተና ዘሎ መሰናክል ሂወት ብትዕግሰቲን ተሰፋን ሰንቂካ ከም ዝነብር ኣምህሩና።

Abraham Afewerki was an Eritrean singer, songwriter and music producer. Noted for his unique Tigrinya-based compositions and lyrics, he was one of the most recognized figures among Eritrean musicians and celebrities.

Born: January 30, 1966, Asmara, Eritrea

Died: October 7, 2006, Massawa, Eritrea

R.I.P



Ethiopian History, Culture and Tourism

07/05/2024

ሓቀኛ ፈታዊካ ማለት :
ኣብ ግዜ ሓጎሰካ ምሳካ ዝዘልል ዜይኮነሰ!
👉ኣብ ግዜ ጸገመካ ምሳካ ዝጎይይ እዩ☑️

Address


11223344TH

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኣፍቀርቲ ኣብረሃም ኣፍወርቂ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share