Axumawi event

  • Home
  • Axumawi event

Axumawi event Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Axumawi event, Newspaper, .

ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር (ክንዲ ምትሕግጋዝ)ማጋልዋ - ቡዙሕ ትለፈዐሉ ስራሕ ካ ዩቱዩብ ወርዱ 💔-------------------------------------------------------------...
15/04/2024

ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር (ክንዲ ምትሕግጋዝ)
ማጋልዋ - ቡዙሕ ትለፈዐሉ ስራሕ ካ ዩቱዩብ ወርዱ 💔
----------------------------------------------------------------
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ድነሀኹም ኣሕዋተይይ ደገፍተይይ ፤ ሃምድፍለጥ ቕድሚ 3ተ ሰሙን '' ማጋልዋ '' ከቨር ሙዚቃ ሃምደለቐቕኹ ድፍለጥ ይኡ ። ግን ብጣዕሚ ዳሕዝን መልክዑ ካ ዩቱዩብ ክእገድ ትገውሩ ።

ብምኽንያት #500,000 ኽፍሊት ሃቢ ብምባል ሙሉእ ብሙሉእ ካ ዩቱዩብ ክወርድ ኾይኑ ። ሃምድፍለጥ ድቲ ሙዚቃ ብድሀኒ ፍቕሪይ ፉተትይ ድትልዓለ ባህሉ ብድሓለየ ና ራያ ሙዚቃ ዳብ ድልዓለ ደረጃ ክበፅሕ ብ ዓቕመይ ሸገ ቪድዮ ሰርሐ ኣቕርበ ግን እዚ #ስሕተት ኾይኑ ትገንዩ። ደይምሰምዕማዕ ድነበረ ብ ዓበይቲ ሽማግለ ፍትሕና ኣብ ስምምዕ በፅሕና ኩፑሰት ትገብሩ ግን ድሕረኡ ስምምዕ ፈርሹ ኣይደልልይ ፣ ሙዚቃኡ ክስማዕ የውሉይ ብምባል ኣውርድዎ እነሆ ።

ከቨር ሙዚቃ ኣብ ኢትዮጵያ ሙዚቃ ኢንዳስትሪ ሃምኣነ በዙሓት በዓል ሞያታት ዳውፀአ ዓቕምኻ መፈትሺ ስራሕ ይኡ ። እቶም ሃምኣነ ከቨር ድሰርሑ ሽኳን ሙዚቃ ካጥፉኡሎም ፣ ኣይዛኹም ብሎም ቓዳሙን ሰነ ጥበበኛታት ቡዙሓት ተክኦም ሓልፎም ። ኣነ ለ ሃም ገና ጀማሪ ስራሖም ሰርሐ ምእንተ ካባራታቱዑኒ ድሓሰብኽዎ ካዓበይቲ ስነ - ጥበበኛ ደይሕለይ ብግልባጡ ኾይኑ ትገንዩ ። 💔

ኣነ ክሳብ ገንዘብ ኻፍለ ኣፍቕደ ድምስራሕ ሞክረ ይአ ። ድዚለ ቡዙሓት ምስክር እነሀኒ ። ብጣዕሚ ዳሕዝን ግን ድ ግርማይ በላይ ሙፉታየይ ፣ ድ ንግስት ሓየሎም ምኽባርይ ዋጋ ኣኽፉሉኒ ። ድኣነ ሽግር የውሉይ ግን እቲ ቪድዮ ባህሊ ራያ ዳንፃባርቕ ነውሩ ግን ሕልፊ ለፍዐ እኳ ምንም ደይትገነየሉ ትመቓንዮሙሉ ።

እሳኻትኹም ግን ኣኽብርኹም ብ 3ተ ሰሙን ልዕሊ 400k views ክርአ ገብርኹም ፤ ድኣነ አበረታትዑኹምኒ ሞሳ ድኣኹም እግዚአብሔር ይሃብኹም ።
ኣብዚ ስራሕ ግዜኹም፣ ፍልጠትኹም ፣ ገንዘብኹም ኣወፍይኹም ድለፋዕኹምሉ ደገፍተይ ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ይአ ዳምሰግን ። ድኣኹም እኳ እዚ ኣይገበአኩሙይ ነብሩ ኣኽባሪ ይሃበለይ ።
👏

ርሑስ ዕለተ ሰንበት
14/04/2024

ርሑስ ዕለተ ሰንበት

12/04/2024

ድምፃዊት ሶፍያ ኣፅብሃ

ባህልታት ራያ ድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይ
12/04/2024

ባህልታት ራያ ድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይ

ርሑስ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ንኹሉኹም  ደቂ'ዛ ሓላል መሬት ትግራይ፡❤️🙌👌ሰላምን ቅሳነትን ምዕባለን ዝመለኦ  ዒድ ኣልፈጥር ክኾን ይምነ።🌙🌙🌙 Amir Zaki-x
10/04/2024

ርሑስ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ንኹሉኹም
ደቂ'ዛ ሓላል መሬት ትግራይ፡❤️🙌👌
ሰላምን ቅሳነትን ምዕባለን ዝመለኦ
ዒድ ኣልፈጥር ክኾን ይምነ።🌙🌙🌙 Amir Zaki-x

10/04/2024

ናፍቆት ዝሓየለኩም ነዚኣ ተኣንገዱታ
ደጋጊምኻ ሰሚዕኻ ዘይምኖ ብሉፅ ስራሕ
ድምፃዊ ዝናቡ ኪሮስ Znabu Kiros

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ❤️🔥💊
09/04/2024

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ❤️🔥💊

07/04/2024

ድምፃዊ እምብዛ ዓሊ ጋዝ

እንኳዕ ተወለድካ መርከብ ቦኒትዋhappy birthday 🎉🎁🎊
18/03/2024

እንኳዕ ተወለድካ መርከብ ቦኒትዋ
happy birthday 🎉🎁🎊

happy Sunday ✌🏾 kido & prince Bellini
17/03/2024

happy Sunday ✌🏾 kido & prince Bellini

13/03/2024

እዙይ ሓቃዊ እንተኾይኑ ዝወሰደ ይውሰድ ግዜ ብተንቤን ኣትየ ብኣኽሱም ክወፅእ ምደለኹ። ዘድልየኒ ስንቀይ ሒዘ። ግን ብሓቂ የውፅእ ድዩስ ታሪኽ እዩ?
ሓቂ እንተሃልይዎ ግን ኣብ ቀረባ መዓልቲ ክኸይድ ይኽእል እየ።

ብስሩ ኣብ ትግራይ በዙይ ኣቲኻ በቱይ ይውፃእ ዝበሃሉ ቦታታት ክንፍትሾም ይግባእ።
Hopefully, this is going to be my next destination.

09/03/2024

ሎማዓንቲ ምሸት ኣብ 09 ሴቶች ኢስት ኣፍሪካ ከባቢ ሜላኖ ብሰላም የረክበና ። እምብዛ ኣሊ ጋዝ

28/02/2024

ቃላት ተሳኢኑ ❤❤❤
ወዲ ኣሌ

24/02/2024

ኣብሻይ ጨኒቅዋ'ሎ
ዝስንከት ዘይብሉ ሞቅሎ

ኣያኒ ፀሚኢዎ'ሎ
ዑና ገዛ የማዕድው'ሎ
በሉ ዘረባ ጥራሕ ኣይኮነን ናይ ድምፃዊ Wari Habeshay Wedizom ብጣዕሚ ብሉፅ ኮይኑ ረኪበዮ ኣለኩ ዝገርም ስራሕ ዋሪ ዓርኸይ ምክንያቱ ድምፂ ህዝቢ ምኻን ጥራሕ ማለት ንዝሰርሕ እንዳወቀስካ ዘይኮንካ ብተግባር ባዕልካውን ብዝካኣለካ እንዳሰራሕካ ክትኮን ይግባኣካ ነዚ ድማ ድምፃዊ ዋሪ ዘማለአክኻ ኢኪ ብተግባር'ውን ኣብቲ ምግዳል ተሳቲፍኻ ኢካ ተስታውስ ኢካ ኣብቲ መጀመርታ ናይ መቐለን ከባቢኣን ጥራሕ ስልኪ ምስ ተከፈተ ደዊለ ዳሓን ዲካ ክብለካ ከለኩ ዳሓን እየ ደጊምስ በረኻ ምውረደይ'ዩ ኢልካኒ ከምቲ ወረቐት ዝነበረካ ናይ ኣሜሪካ ተመሊሰ ክኸድ እየ ኣይበልካንን ቃልኻ ድማ ብተግባር ገይርካ ፈፂምኻዮ ክብሪ ይግባኣካ ። እዚ ደርፊ ድማ ጥበብ ብዝሃበካ ፈጣሪ ገይርካ ናይ ህዝቢ ሕቶ ኣቅርቢካ ደስ ዝብል ስራሕ ውድብ ትኩን መንግስቲ ሕድሪ ብፆቶም ከሳታውሱ ገላፂ ዝኮነ ቃላት ተጠቂምካ በዘይ ቀላዕለም ብጣዕሚ እየ ፈቲዮ ግና ኣበይ ዳኣ ኣለና ተጋሩ ነታ ዘይክፈላ ሼር ንምግባር ዓቅብ ኮይና ነታ ዘይክፈላ ፀርፊ ግና መን ክቅድመና በሉ ሕጂ'ውን ናይ ዋሪ ዓርኸይ ደርፊ ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ኣቲኩም ከይትሰሙዑዋ 👇👇👇😁😁😁😁😁😁😁😁
https://youtu.be/v1scbk4lKD8?si=CroIFDDkVkWTEW82

23/02/2024

ሓንቲ ሓንቲ share
ሓንቲ ሓንቲ like

The 1,500 year old Debre Damo Monastery in tigray(ትግራይ)It is one of tigray most important monasteries and dates back to ...
22/02/2024

The 1,500 year old Debre Damo Monastery in tigray(ትግራይ)
It is one of tigray most important monasteries and dates back to Aksumite times and the 6th-century reign of King Gebre Meskel.

22/02/2024

ወጋሕታ ሮፍናን ❤❤❤
ሻሕ ሻሕ በለ

ሮፍናን ምስ መስዋኒ ሓድሽ ጣዕመ ዜማ ካብ መቀለ ፍቅሪ ፈሰሰ ❤❤
11/02/2024

ሮፍናን ምስ መስዋኒ ሓድሽ ጣዕመ ዜማ
ካብ መቀለ ፍቅሪ ፈሰሰ ❤❤

ሮፍናን ምስ ሸዊት መዝገቦ ኣትዬ ኣትዬ ሓድሽ ነፀላ ዜማ ጫማ ምረፂ ክዳን ምረፂ ።ኩለኩም ተኣንገድለይ❤❤
11/02/2024

ሮፍናን ምስ ሸዊት መዝገቦ ኣትዬ ኣትዬ ሓድሽ ነፀላ ዜማ
ጫማ ምረፂ ክዳን ምረፂ ።
ኩለኩም ተኣንገድለይ❤❤

  (8) ደቆም  ለሰዉኡ ኣቦና ♥️🙏ርሑስ ባሕቲ ለካቲት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ🙏
10/02/2024

(8) ደቆም ለሰዉኡ ኣቦና ♥️🙏
ርሑስ ባሕቲ ለካቲት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ🙏

ኢንጂነር ሊሄል ኣርኣያ                 ምስ ዶ/ር ቤተልሄም መንገሻ መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይቲ ኩኑ  ❤❤❤💏💏💏
08/02/2024

ኢንጂነር ሊሄል ኣርኣያ
ምስ
ዶ/ር ቤተልሄም መንገሻ
መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይቲ ኩኑ ❤❤❤💏💏💏


❤❤ርሑስ ጋማ ልሄል ምስ ቤቲ
04/02/2024

❤❤ርሑስ ጋማ
ልሄል ምስ ቤቲ

ናይ ሎማዓንቲ ብልፅቲ ፎቶሽረ እንዳ ስላሴ ጥሪ 7 የራክበና ።
09/01/2024

ናይ ሎማዓንቲ ብልፅቲ ፎቶ
ሽረ እንዳ ስላሴ ጥሪ 7 የራክበና ።

31/12/2023

ሼር like ናብ ኩሉው ይባፃሕ ።
እዞም ወላዲ (8) ደቆ'ም ኣጋዲሎም ሸመንቲኦም ድማ ተሰዊኦም ብዓልቲ ገዝኦም ድማ እውን ብህይወት የለዋን ሓዘን ደቀን ምክኣል ኣብ'ይወን ምይተን እየን እሞ ደቀይ ኩሉም ተሰዊኦም እዬም እሞ ብጥምየት ብፃምእ'ን ይመውት ኣለኩ ደቀይ ሓጉዝኒ ።0902551700

እንኳዕ ደስ በለኻ ደስ በለና ኩርዓት ተጋሩ ከም ዝኮንካ ብስራሕካ ኣመስኪርኻ Merkeb Bonitua የቅኒየልና ዝደኸመ ናይ ድካሙ ዋጋ ከም ዝረክብ ብተግባር ኣሪኢካና ጠስሚ ልብና ኣስቲኻና ...
31/12/2023

እንኳዕ ደስ በለኻ ደስ በለና ኩርዓት ተጋሩ ከም ዝኮንካ ብስራሕካ ኣመስኪርኻ Merkeb Bonitua የቅኒየልና ዝደኸመ ናይ ድካሙ ዋጋ ከም ዝረክብ ብተግባር ኣሪኢካና ጠስሚ ልብና ኣስቲኻና 🙏🙏🙏🙏🙏 ሼር like ኣብ 24 ሰዓት 100'000 ነእት'ያ።

30/12/2023

ዓይደር ይፀሪ ኣሎ
ኣርክቡታ::
✊👌💪
#ዓይደሆስፒታልርነድሕን amirzaki

ቲና ኪሮስ ትባሃል  #ንሕና እናሃለና ኣዶ ትግራይ፣ኣቦ ትግራይ ክፅገሙ የብሎሚ #ንሕና እናሃለና ህፃናት ትግራይ ክጠምዩ፣ካብ ትምህርቲ ክዕንቀፉ ኣይንፈቅዲ ብምባልሎምዓንቲ ውዕሎና ምስ    ፅ...
25/12/2023

ቲና ኪሮስ ትባሃል

#ንሕና እናሃለና ኣዶ ትግራይ፣ኣቦ ትግራይ ክፅገሙ የብሎሚ
#ንሕና እናሃለና ህፃናት ትግራይ ክጠምዩ፣ካብ ትምህርቲ ክዕንቀፉ ኣይንፈቅዲ ብምባል
ሎምዓንቲ ውዕሎና ምስ ፅቡቅ ዝተቀደሰ ግዜ ነይሩ፤ንኹሉኹም ኣባላት አቐዲመ ከመስግነኩም ይፎቱ❤❤🙏🙏
መብዛሕቲኦም ኣባላት ሮማናት ተጋሩ ነበርቲ አዲስአበባ ክኾኑ ተለው ልተወሰኑ ድማ ካብ ኦሮሚያ ልተሰባሰቡ ፅቡቅ ራእይ፣ብጣዕሚ ልገርም ተበግሶ ዘለዎም ግዱሳት መናእሰይ እዮም።ናይ ማሕበሮም ሮማናት ዝብል ስያሜ ዝሃብሉ ምኽንያት ትግራይ አብቲ ናይ ዕፅዋይ ኽባይግዜ መብዛሕቲኡ ትግራዋይ እናተመዛበለ ናብ መቐለ ተሰባሲቡ ካብ ኹሉ ሓበሬታ ዓለም ሪሑቁ ኣብዝፀልመቶ ግዜ ኣብ ሮማናት አደባባይ እናተሰባሰበ ሓበሬታ እናተለዋወጠ ተስፋ ዝገበረሉ ግዜ ነይሩ፤ኸዝውን ንሕና ድማ ንዝኸዚ ለሎ ናይ ተጋሩ ወገንና ፀገም እጃምና ብምውፋይ ተስፋ ህዝብና ክንኾኖ ኢና ብምባል ማሕበሮም መስሪቶም ይርከቡ።
#ስለዚ ኹሉ ትግራዋይን ፈታዊ ትግራይን ኣብ ጎኖም ብምዃን ንክትሕግዝዎምን፣ ናይዚ ቅዱስ ተግባር ተሳተፍቲ ኾይንኹም ኣባላት ክትኾኑም ብትሕትና ይላቦ

22/11/2023

ቅድም ክብል ኣብ ትግራይ ዝለዓለ ተቀባልነት ዝረከቡ ስርስሕቲ ብምስራሕ እንፈልጦ ለውሃት ጥሮዳክሽን ሐዚ ድማ ብዝበለጸ ዓቅምን መሳርሕን ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ስርሑ ጀሚሩ ኣሎ,,, ሙዚቃ ቪድዮ፥ ድራማ፥ ፊልም፥ መርዓ ኩለመዳያዊ ናይ ጥሮዳክሽን ስራሕቲ ክተስርሑ ትደልዩ ምርጫኹም ግበርዎ።

24/08/2023

ፅብቅ ተግባር ኢሳያስ ንግስቲ ኔቦ ላውኝጅ ነብያት መኮነን ኣክስማዊ ብምካን ንዋዕሮታት ተጋሩ 100,000 ኣበርኪቶም ።

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Axumawi event posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share