Weyanay

Weyanay Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Weyanay, Magazine, .

25/03/2024

መግለፂ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ክልል ኣምሓራ መሬት ትግራይ ኣብ ካርትኡ ኣስፊሩን ኣካል ስርዓተ ትምህርቱ ገይሩን እናምሃረሉ ከምዘሎ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተረዲኡ ኣሎ።

እዚ ክልል መሬት ትግራይ ብዝምልከት ኣብ ስርዓተ ትምህርቱ ዘስፈሮ ካርታ ሓላፍነት ዝጎደሎ ጥራሕ ዘይኮነስ ህዝቢ ትግራይ ቆራሪስካ ናይ ምጥፋእ ወፍሪ ደዉ ንከይብል ብዝኸፍአ መልክዑ ይሰርሓሉ ምህላዉ ዘረጋግፅ ምዃኑ እውን ተገንዝብና ኣለና።

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ህዝብና እናፈፀሞ ዝመፅአን ሕዚ ብሓይሊ ኣብ ዝተቖፃፀሮም ከባቢታት ትግራይ ዝፍፅሞ ዘሎ ግፍዕን መንከራን ከይኣክልን ብዝፈፀሞም ጥፍኣታት ኣብ ክንዲ ዝጥዓስን ናብ ከምዚ ዝበለ ታሪካዊ ስሕተት ምእታዉ ብቐፃልነት ዋጋ ከምዘኽፍሎ ፈሊጡ ብህፁፅ ክእርሞ ኣለዎ።

መንግስቲ ፌዴራል እውን ቅድሚ ሕዚ ብትካላት ፌዴራል ሎሚ ድማ ብክልል ኣምሓራ ዝዳለዉ ዘለዉ ሓላፍነት ዝጎደሎም ካርታታት ክእርሞምን ኣብ ልዕሊ ጥፍኣት ፈፀምቲ ኣካላትን ትካላትን ግቡእ ስጉምቲ ክወስድን እናተገብአ ርእዩ ከምዘይርኣየ ምሕላፉ ንባዕሉ ኣካል እቲ ጥፍኣት ምዃኑ ዘመላኽት እዩ ክኸውን።

ህዝብን ግዝያዊ ምምሕዳርን ትግራይ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብዝተማልአ ብርኪ ብምፍፃም ሰላምን ምርግጋዕን ንክመፅእ ብልዑል ሓላፍነት ኣብ ንሰርሓሉ እዋን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ከምዚ ዓይነት ነገር ምፅሕታር ነቲ መስርሕ ሰላም ንምህዋኽ ኮነ ኢሉ ዝፍፀሞ ጥፍኣት ምዃኑ እውን ክስመረሉ ይግባእ።

ህዝቢ ኣምሓራ ኮነ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ እናተፈፀመ ዝመፅአን ሕዚ እውን ዝቕፅል ዘሎን ግፍዕን በደልን ደው ይበል ኢሉ ኣብ ጎኒ ህዝብን ግዝያዊ ምምሕዳርን ትግራይ ጠጠው ንክብሉ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ይፅውዕ።

እዚ ከይኮነ እንተተሪፉ ግን ስዒቡ ናይ ዝመፅእ ነገር ሙሉእ ሓላፍነት ዝወስድ ባዕሉ ክልል ኣምሓራ ምዃኑ ክነፍልጥ ንደሊ።

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ
16 መጋቢት 2016ዓ.ም
መቐለ

10/11/2023

!!
ውዕሊ ፕሪቶርያን ናይሮቢን ዓንቀፅ ብዓንቀፅ እንታይ ይብል?

* ዉዕሊ ፕሪቶሪያ ዓንቀፅ ሓደ ንኡስ ቑፅሪ ኽልተ :
---------
" Restore the constitutional order disrupted due to the conflict in the Tigray Region."
= በቲ ኲናት ዝፈረሰ ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ናብቲ ቅድሚ ኲናት ዝነበሮ ክምለስ ምግባር ዝብል ትሕዝቶ ኣለዎ:: እዚ ማለት ወረርቲ ካብ ዝሓዝዎ መሬት ትግራይ ክወፅኡን ዘስፈርዎ ሰፈርቲ'ውን ክወፅኡን ከምኡ ድማ ምምሕዳር ትግራይን ተመዛበልትን ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝድንግግ ስምምዕ ይኸውን ኣሎ ማለት'ዩ:: ናብ ዝነበሮ ይምለስ ማለት ኣብ ውሽጡ ብዙሓት ነገራት ዘካተተ እዩ::

* ውዕሊ ፕሪቶርያ ዓንቀፅ 10 :
-----------
" The parties commit to resolving issues of contested areas in accordance with the constitution of Federal Democratic Republic of Ethiopia."
= መሰሓሐብቲ ዝበሃሉ ከባቢታት ብመሰረት ሕገ- መንግስቲ ኢትዮጵያ መፍትሒ ይግበረሎም ዝብል ትሕዝቶ ኣለዎ :: ዋላ እኳ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ዘሰሓሕብ ዘይብሉ እናሃለወ 'መሰሓሓቢ' ተባሂሉ ምግላፁ ጌጋ እንተኾነ 'ብህዝበ ውሳነ' መፍትሒ ይረክብ ዝብል ሓሳብ ግና ኣብቲ ስምምዕ የለን::

* ዉዕሊ ፕሪቶሪያ ዓንቀፅ 8 :
------------
እቲ ውዕሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ዶባት ኢትዮጵያ ይሕልውን ካብ ወራር ወፃኢ ይከላኸልን ዝብል'ምበር እቶም ዘካትዑ ቦታታት የማሓድርን ይመርሕን ዝብል ሓሳብ የለን::

* ውዕሊ ናይሮቢ ዓንቀፅ 6 :
-------------
ኣብ ትግራይ ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ክምለስ ከምዘለዎ ክልቲኦም ወታደራዊ ኣዘዝቲ ከምዝተሰማምዑ ዝገልፅ ሓሳብ ተኸቲሙ'ሎ::
=====
ካብዚ ብምብጋስ እቲ ስምምዕ ብመሰረቱ ግልጽን ንግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ኣብ ምልክት ሕቶ ዘየእቱን'ዩ::

እዚ ኮይኑ እናሃለወ ግን ብወገን ጉጅለ ኣብዪ
" ግዝኣት ትግራይ ብሪፈረንደም'ዩ ዝውሰን, ፌደራል መንግስቲ'ዩ ዘመሓድሮ, መንግስቲ ትግራይ ኣየመሓድርን,ወዘተ " እናበለ ዝህቦ ዘሎ ሓሳብ ምንም ጭብጢ ዘይብሉ ዓዘፍዘፍ'ዩ::

ስለዙይ እቲ ስምምዕ ንኽትግበር ግ.ም.ት ህወሓትን ኣደራደርቲ ኣካላትን ተጊሆም ክሰርሑን ናብ ዓለም ብዕሊ ከቓልሕዎን ይግባእ::

ሰላም ንኹሉ! ኹሉ ንሰላም!
ገ/ዚሄር ታደለ (John)

 !!ኣብ ህዝባዊ መድረኽ መርድእ፣ ዝኽርን ክብርን ጀጋኑ ስውኣት ካብ ዝቐረበ ሓሳብ ሓንቲ ወላዲት ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንሕና ኣዴታት ተጋሩ ፈለማ ብፀላኢ እንትንውረር ኢና ነቢዕና።ቀፂሉ ም...
09/10/2023

!!
ኣብ ህዝባዊ መድረኽ መርድእ፣ ዝኽርን ክብርን ጀጋኑ ስውኣት ካብ ዝቐረበ ሓሳብ ሓንቲ ወላዲት ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ

ንሕና ኣዴታት ተጋሩ ፈለማ ብፀላኢ እንትንውረር ኢና ነቢዕና።
ቀፂሉ ምቅላስ ብሕታዊ መማረፂ ኮይኑና ደቅና መሪቕና ንበረኻ እንትነፋኑ መስዋእቲ ዘይተርፍ ምኻኑ ስለንርዳእ ሽዑ እውን ነቢዕና ኢና።

ሐዚ ደኣሞ ደቅና ናይ ልቦም ፈፂሞም ብኽብሪ ብምሕላፎም ንሕርን እምበር ከመይ ጌርና ክንነብዕ? ኣነ ደሃይ ክልተ ደቀይ ኣይፈልጥን። መርድእ መስዋእቲ ኾይኑ እንተመፅዩኒ ነገር ወላድ ብምዃነይ ልበይ ክትርክስ፣ ዓይነይ ንብዓት ከፍስስ ንቡር እዩ። እምነተይ ግን ፅኑዕ እዩ።

ደቅና ምእንተ ትግራይን ተጋሩን ክብሉ ግቡኦም ፈፂሞም ግን ድማ ዘይተዛዘመ ገዛ ዕዮ ገዲፎም ብጅግንነት ሓሊፎም ኣለው። በቃ ናትና ናይ ወለዶም ድሌትን ልኡኽን እዩ።

ደቀይ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ኣብ በሪ ገዝኦም ታሪኽ ዘይብሎም ብፀላኢ ተረሺኖም ዘይምሟቶም ጥራሕ ከም ዕድል እየ ዝቖፅሮ። ኣብቲ መሓዙቶም ዝወፈሩሉ ታሪኽ ዝስረሐሉ ዓውደ ግንባር ውዒሎም ግቡኦም ፈፂሞም እንተሓሊፎም ኣብ ልዕሊ መሬት ዝተርፍ ታሪኽ ሰኒዶም ብምስወኦም ፈፂመ ኣይሓዝንን የግዳስ ከም ትዕድልቲ እየ ዝቖፅሮ።

ንሕና ንሓዝን ሕድሪ ስውኣትና ዝሕንሽሽ ኣካል እንተተፈጢሩ ጥራሕ ኢና።

ዕላመኦም ታሪኽ ብዘይብሎም ውሑዳት ዕሱባት ናይ ስውኣትና ታሪኽ፣ ሕድርን ክብርን ከይጎልህ ዓሊሞም ብዝገብሩዎ ምንቅስቓስ እንተተራኺሱ

ዝበፅሐና ፅንተት ብሽሙ ክፅዋዕ መሪሕነትና ብትብዓት እንተዘይተቓሊሱ

ሉኣላዊ መሬት ትግራይ እንተስ ብልዝብ እንተስ ብሕጊ እንተዘይተመሊሱ

ኣብ ንምእማኑ ዝኸብድ ዓፀቦ ዝርከብ ህዝብና ብልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን እንተዘይተደቢሱ

ሽዑ ኢና ብመስዋእቲ ደቅና ምሒር ሓዚንና ንነብዕ!! ሐዚ ግን ብመስዋእቲ ምሩፃት ደቂ ህዝቢ ካብ ምሉእ ፅንተት ድሒንና ናብዚ መድረኽ እዚ እኳ በፂሕና። እንታይ ኣለና ዘንብዕ፣ እኳዳኣስ ንኾርዕ!!

ጭርሖ ኢለን ፀጋማይ ኢደን ሓፍ ኣቢለን
#ስውኣትና #ዋሕስ ህላወናን #ሰረት ብሩህ መፃኢናን!!
ኢለን ኣብ ሰለስተ ሓረግ መቒለን ምስቲ ህዝቢ ጨሪሐን ወዲአን ኮፍ እንትብላ ኣብቲ መድረኽ ጭብጨባ፣ ንብዓት፣ ሕራነ ድብልቕልቕ ብዝበለ መንፈስ ምሉእ ተሳታፊ ዓጂቡወን። ድባብ ናይቲ ገዛ ጠቕሊለን ቀይረንኡ እንትትርኢ ኣብ ውሽጥኻ ዝስመዐካ ስምዒት ብቓላት ክግለፅ ኣይኽእልን።

#መስትያት ትግራዋይነት በቃ እዚ እዩ!!

 #መስዋእቲ ብፆትና ክቡር እዩ #ሕድሮም ከኣ ህያው እዩ!!
03/10/2023

#መስዋእቲ ብፆትና ክቡር እዩ
#ሕድሮም ከኣ ህያው እዩ!!

09/07/2023

የወለጋ እና የወልቃይት እንዲሁም የአዳማ እና የራያ እጣፋንታ አንድ ነው!!
****************
የአማራ ክልል በወልቃይት እና በራያ ማለትም ውዝግብ እራሱ ባስነሳባቸው መሬቶች ጉዳይ መፍትሔ ነው ያለውን ሐሳብ ትላንት አቅርᎆል፡፡ የአማራ ክልል መንግስት ኮሚኒኬሽን ዳይሬክተር አቶ ግዛቸው ሙሉነህ በትግራይ ህገመንግስታዊ መሬቶች ባለቤትነት እና ማንነት ላይ ህዝበ ውሳኔ እንዲሰጥበት ትላንት የክልሉን ጋዜጣዊ መግለጫ ባቀረበበት ወቅት ጠይቛል፡፡

በእርግጥ በራስወዳድነት እና በፍጹም ጥላቻ ታውረው ውዝግቡን በተሳሳተ ትርክት የፈጠሩት ተስፋፊዎች እራሳቸው ብቻ መሆናቸውን ዘንግተውታል፡፡ የትግራይ ክልል ከታሪክ አንጻር ብዙ መሬት በአማራ በተከለለው ክልል የድንበር ቦታዎች ላይ ቢኖረውም እስከ ዛሬ ርስታችን ስለሆነ ይገባናል ብሎ አላነሳም፡፡ ከህግ አንጻር ማንሳትም የለበትም፡፡

የሚገርመው የአማራ ክልል መንግስት እና ፖለቲከኞች በወልቃይት እና በራያ የሚኖረውን የትግራይ ነባር ነዋሪዎች፤ በትግራይ ወረራ ወቅት ካፈናቀሉ ቦኋላ እና የክልላቸውን ሰዎች በአውቶቢስ አመላልሰው በተፈናቃዮች ቤቶች ውስጥ አስፍረው ሲያበቁ ይህንን ህዝበ ውሳኔ ይደረግ የሚለውን ሐሳብ ለትግራይ ጊዜያዊ መንግስት እንደ ሰላም ሐሳብ ማቅረቡ አስቂኝ ነው፡፡

ሲጀመር በወልቃይት እና በራያ ጉዳይ የሚያገባው ብቸኛው የፌደራል ክልል የትግራይ ክልል እና ህዝብ ብቻ ነው፡፡ ስለትግራይ መሬት ወራሪዎች ህዝበ ውሳኔ ይደረግ የማለት ሞራሉም ብቃቱም የላቸውም፡፡ እንደውም የትግራይ መሬቶችን በህገወጥ መንገድ ወርረው እስከ ዛሬ በመያዛቸው እና ነባሩን ነዋሪ ከቀዬው በማፈናቀላቸው፤ በዚህ ላይ የተሳተፉ ፖለቲከኞች እና የክልሉ የጦር መሪዎች በሙሉ በጦር ወንጀል መከሰስ አለባቸው፡፡

የአማራ ክልል ‘’ርስቶቻችንን በደማችን እናስመልሳለን ’’ በማለት በሁሉም ጎረቤቶቹ ላይ የባለቤትነት ጥያቁ እያነሳ ይገኛል፡፡ የሚያነሳው እውነትን መሰረት አድርጎ ሳይሆን ከዚህ ቀደም በታሪክ በነበራቸው የበላይነት የራሳቸው መንግስታት ቦታዎቹን በጉልበት ወርረው ሲያስተዳድሩ በመቆየታቸው ብቻ ነው፡፡ ለምሳሌ በወልቃይት እና በራያ እንዲሁም በወለጋ የአማራ ነዋሪ 10% አይደርስም፤ እንዲሁም ከሁለት በላይ ትውልድ በቦታው የላቸውም፡፡

በአማራ ክልል ድንበር ቦታዎች የሚገኙት ለምሳሌ በኦሮሚያ ክልል ወለጋ፤ ሰሜን ሸዋ በሙሉ፤ ምስራቅ አከባቢ አዳማና ቢሾፍቱ እንዲሁም ፊንፊኔን በተስፋፊ ፖለቲከኞች እና በአክቲቪስቶቻቸው በኩል የአማራ ርስቶች ተደርገው የሚቆጠሩ እና እነሱን ለማስመለስ እየታገሉ መሆናቸው ይታወቃል፡፡

እንዲሁም በቤንሻንጉል ክልል መተከል ዞንን በሙሉ የኔ ርስት ነው በማለት በተደጋጋሚ ጉምዞችን ሲያፈናቅሉ እና ሲጨፈጭፉ እንዲሁም የራሳቸውን ሰዎች ሲሰፍሩበት ቆይተዋል፡፡ በተጨማሪም ጎረቤት በሆኑት በአፋር ውስጥ የሚገኙትን ትላልቅ ከተሞች እና ሱዳን Al-Fashagaን የኔ ብለው ለመውሰድ የሚጥሩ ናቸው፡፡

ስለዚህ የትግራይ ህገመንግስታዊ መሬትን በወረራ ይዞ ለሚገኘው ለተስፋፊው ሐይል ህዝበ ውሳኔ በጠየቀው መሰረት ከተፈቀደ፤ በኦሮሚያ እና በቤንሻንጉል እንዲሁም በአዲስ አበባ (ፊንፊኔም) እና በሌሎችም የሚቀጥል ይሆናል፡፡ ተስፋፊው የማያፍር ስብስብ በመሆኑ ድሬዳዋ፤ ባሌ፤ አሰላ፤ ድሬዳዋን ሁሉ ይጠይቃል፡፡ ለዚህ ነው የተስፋፊዎችን ህገወጥ የራስወዳድነት አካሄዶችን ባጭሩ ለመግታት እና ሉጋም ለማበጀት ህግ ማስከበር የሚያስፈልገው፡፡
(አንድነት ዘለቀ)

17/04/2023

!!
ሓረስቶት ራያ ናይ ማሕረስ ካላንደር ከይሓልፎም ኣብኡ ዘለው ምስሌነ መሓውር ትምክሕቲ ተፀሪጎም ራየቶት ብቅልጡፍ ናብ መረበቶም ክምለሱ ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ፃውዒት የቕርቡ ኣለው።

15/04/2023

!!
ናይ ተስፋሕፋሓይነት ሕዱር ሕማም ዘለዎም ሓይልታት ትምክሕቲ ኣምሓራ ሐዚ እውን የካይዱዎ ንዘለው ናይ ኣሻጥር ፖለቲካ (political conspiracy) ነቒሕና ንቃለስ፣ ሕልሞም ነምክን።
"ሁሉ የኛ!" ዝብል ወልፎም ንምርዋይ ብሽም ሕቶ መሬትን መንነትን ወራር ከፊቶም ንዞባታት ደቡብን ምዕራብን ትግራይ ብሓይሊ ንምሓዝ ዘውፅኡዎ ትልሚ ከምዘይሳኻዕ ፈሊጦም ንኻልእ ሽርሒ ይረባረቡ ኣለው።
ኣብተን ከባብታት ዝነበረ ዕጡቕ ሰራዊት ኣምሓራ ክወፅእ ክገብሩን ኣዝዩ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎ ሲቪል ሕብረተሰብ ኣብተን ዞባታት (ብፍላይ ከዓ ኣብ ዞባ ምዕራብ) ክሰፍር ብምግባር ብፌደራል መንግስቲ ተሓጊዞም ድሌቶም ከፈፅሙ ናብ ህዝበ-ውሳነ ከሰጋግሩዎን እዚ እንትግበር ድማ ናይ ምስታፍ ዕድል ዝረኽቡ ምስለኔታት የእቲ ኣሎ። እቲ ብጣዕሚ ዝገርም ድማ ኣብኡ ዝነበረ ትግራዋይ ህዝቢ ኣፅኒትካ፣ ዝነበራ ቁሸታት ከምዘይነበራ ኣቃፂልካ፣ ሓደሽቲ ጎጆታት ብተብተብ ሃኒፅካ፣ ካብ ሞት ንዝተረፉ ተጋሩ ብሓይሊ መለለዪ መንነት ክልል ኣምሓራ ዓዲልካ ባህጊ ተስፋሕፋሓይነትካ ንምግሃድ ዝግበር ዘሎ ሸበድበድ እዩ። እዚ ፋሉላዊ ፅላለ ኣይሳኻዕን ጥራሕ እንተይኮነስ ተወሳኺ ዋጋ እውን ዘኽፍሎም ብምኻኑ ብህፁፅ ደው ክብል ነቒሕና ንቃለስ።
#ህዝባዊ ቓልስና ኣብ ምርግጋፅ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ተጠናኺሩ ይቕፅል!!

ህወሓት እምበር ህዝቢ ትግራይ ኣይንፀልእን VS ልሂቅ ዓድዋ እምበር ህዝቢ ዓድዋ ኣይንፀልእን!!============================ኣብ ትግራይ እናንሳእረረ ዝመፅእ ዘሎ ሕማም ተራ ና...
10/04/2023

ህወሓት እምበር ህዝቢ ትግራይ ኣይንፀልእን VS ልሂቅ ዓድዋ እምበር ህዝቢ ዓድዋ ኣይንፀልእን!!
============================
ኣብ ትግራይ እናንሳእረረ ዝመፅእ ዘሎ ሕማም ተራ ናይ ፖለቲካ ውጥጥ ጥራሕ ዝመስሎ ሰብ ብጣዕሚ ብዙሕ እዩ። እቲ ሓቂ ግን ፖለቲካ ብመርዛም ከባብያዊ ድሕረት ተለዊሱ ኣብ ሞንጎ ተጋሩ ህልቂት ንምስዋር ዝጉስጎስ ምህላዉ እዩ። ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ካብ ፅባሕ ውድቀት ደርጊ ጀሚሮም ዝተፈላለየ ሽም እናለጠፉ እዮም ኣብ ልዕለና ይድግሱዎ ንዝነበሩ ጥፍኣት ብስነ ኣእምሮ ኾነ ብተግባር ናይ ምድላው ስራሕ ዝሰርሑ ኔሮም።

ካንሰር፣ ጋንግሪን፣ ባደግ፣ ፂላ፣ ኮንትሮባንዲስት፣ ዘራፊ፣ ገዢ፣ ፀጉረ ለወጥ፣ጠማማ ዛፍ፣ ጁንታ፣ ኣሸባሪ ዝብሉ ሽማት ለጢፎም እዮም ከፅንቱና ዝዳለዉ ኔሮም። ፀኒሖም ድማ ከሰው ኣእምሮና ህሊና መፋቅ ኣለባቸው፣ እንደ ኣይሁድ መጨፍጨፍ ኣለባቸውን እንደ ታስማንያ ለዘር ሳናስቀር ልናጠፋቸው ይገባል ዝብሉ ግልፂ ኣዋጃት እናሰበኹ እዮም ተዛርዮም ኣብሪሶምና። እዙይ ድማ ብኸይዲ እዩ እናተደመረ ኸይዱ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ጥፍኣትን ብርሰትን ከስዕበልና ኽኢሉ።

ሎሚ ድማ ሕማም ጎረቤት ተመሓላላፊ ኾይኑ ኣብ ትግራይውን ተመሳሰልቲ ዛዕባታት ንዕዘብ ኣለና። ኣብ ህወሓት ዘለካ ፅልኢትን፣ ቂምን ናይ ብቀላ ስምዒትን ኣጎዛጉዝካ ዝግለፁ ዝነበሩ ፍረጃታት ሕዚ ድማ ብቕሉዕን ብዘይ ሕንከትን ናብ ሓደ ከባቢ ኣተኣሳሲርካ ዝግለፀሉ ኹነታት ንዕዘብ ኣለና። ጉጅለ፣ ዓሌት፣ ኔትዎርክን ካልኦትን ዝብሉ ልሙዳትን ናብ ሓደ ከባቢ ዘነፃፀሩን ኮይኖም ንርእዮም ኣለና።

ብዝተኣሳሰረውን ፀላእትና ይብሉዎ ከምዝነበሩ ካንሰራት፣ ጋንግሪናት፣ መርዚታትን ካልኦትን ዝብሉን ንርኢ ኣለና። ክውገዱ ኣለዎም፣ ክፅረጉ ኣለዎም፣ ክጎሓፉ ኣለዎም፣ ክበታተኹ ኣለዎምን ዝብሉ ብመርዚ ዝተለወሱ ጎስጓሳትውን ብሰፊሑ እናተወዝዑ ንዕዘብ ኣለና። እዚ ትሕት ኢሉ ዝንሆ ፅሑፍ ዝፀሓፈ ሰብውን "ትግራይ ኣብ መቓብር ህወሓት" ዝብል ሓዱሽ ዜማ ሒዙ መፂኡ ኣሎ። ከምዙይ ዝበለ ብመርዚ ዝተለወሰ ኣተሓሳስባታትን ስብከታትን ታይ ከምዝወልድ ንምግንዛብ ምምርማር ኣየድሊን። ኣብ ልዕለና ንዝበፅሐ ብርሰት ምልስ ኢልካ ምዕዛብ ጥራሕ እዩ ዘድሊ።

ኣብዚ ቐረባታት ዝስማዕ ዘሎ መነወሪ ዘረባታት ድማ ንሓደ ኸባቢ "ኣልባንያ" ኢልካ ብምፍራጅ ንደቂቲ ኸባቢ ድማ "ደቂ ኣልባንያ" እናበልካ ወፍሪ ፀለመ ዝካየደሉን ፅልኢ ዝንዘሐሉን ኩነታት በፂሕና ኣለና። ብተመሳሳሊ ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ውሽጢ ህወሓት ብህወሓት ዝተገበረ ናይ ኣመራርሓ ምቅይያራት እውን ንህወሓት ዝምልከት ኮይኑ እናሃለወ ከባብያዊ መልክዕ ክሕዝ ተጌሩ ብዙሕ ክበሃለሉ ርኢና ኢና። እዚ ዝመረተ ድሕረታት እዙይ ከይዱ ኸይዱ ተጋሩ ነንሓድሕድና ኣባሊዑ ከየጥፍአና ልቢ ዘለዎ ኩሉ ከስተውዕለሉ ዝግበኦ ጉዳይ እዩ።

እዚ ሕማም እዙይ ሱር እናሰደደ ብዝኸደ ቑፅሪ ብግልፂ እንታይ ሒዙ ከምዝመፅእ ካብዛ ትሕት ኢላ ዝንሃ ፅሕፍቲ ምግንዛብ ይከኣልዩ። ንልሂቅ ዓድዋ ብኣረመኔነትን ጭካነን ፈሪጅካ ንህዝቢ ዓድዋ ሓላይ ዝኽወነሉ ምኽንያት የለን። እኳ ድኣስ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ዝመረተን ሓደገኛን ከባብያዊ ድሕረትን ፅልኣት ህዝቢን የንፀባርቕ እምበር። ከምዙይ ዝበለ ብደዐን ድሕረትን ድማ ንዝኾነ ህዝቢ ክውክል ኣይኽእልን ጥራሕ ዘይኮነስ ፀረ ዝኾነ ህዝቢውን እዩ።

ብምጥቕላል:- ሕዚውን ህወሓት ግዜ ከይረፈደ ውሽጡ ክፍትሽን ከፅሪን ብዘይንሕስያ ድማ ክግምግምን ይግባእ። ኣብ ደገ እንርእዮ ዘለና ደገል ናይ ባዕሉ መበገሲ ከምዘለዎኳ ርዱእ እንተኾነ ኣብ ውሽጢ እቲ ውድብ ምስ ዘሎ ሕመቕ እናተመጋገበ እዩ ዝኸድ ዘሎ። ድሕረታት ካብ ውሽጢ እዮም ዝውሕዙ ዘለዉ ኣብ ደገ ድማ ተሳኢሎምን ተዃሒሎምን ይውዝዑን ናብ ህዝቢ ክሰርፁን ይግበሩ ኣለዉ። እዙይ ብግዜ ተገንዚብካ መዕገቲ ተዘይተጌሩሉ ምስ ረፈደ ኣይሓሰብናዮን ኣይገመትናዮን ብዝብል መደዓዓሲ ዝምለስ ነገር ኣይኮነን። ከቢድ ሓደጋ ዘስዕብ ጉዳይ እዩ።

ልሂቅ ዓድዋ እናፈረጅካ ናይ ዝኾነ ህዝቢ ፈታዊ ክትኮን ኣይትኽእልን!!

ድሕረት ይኣክል!! ኩሉ ድማ ዓቐን ኣለዎ።
ብኣብርሃም ሓጎስ

 ?ጎይትኦም ኣረጋዊ /ዘፅኣት/ ዕላምኡ ግልፂ ጌሩ ኣንፃር ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ዝወፈረ ባንዳ እዩ።ጎይትኦም ኣረጋዊ /ዘፅኣት/ ደጋጊሙ ስለዝፀሓፈን ኣብ 99 ሰባትን ፔጃትን ታግ ስለዝገበረን...
02/04/2023

?
ጎይትኦም ኣረጋዊ /ዘፅኣት/ ዕላምኡ ግልፂ ጌሩ ኣንፃር ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ዝወፈረ ባንዳ እዩ።

ጎይትኦም ኣረጋዊ /ዘፅኣት/ ደጋጊሙ ስለዝፀሓፈን ኣብ 99 ሰባትን ፔጃትን ታግ ስለዝገበረን ንባዕሉ ከም ብቑዕ ፖለቲከኛን ፀሓፍን ጌሩ ዝርዳእ ማህፀን ትግራይ ካብ ብሱል ጥረ ካብ ዝፈጠረቶም ፍንፉናት ሓደ እዩ፡፡ ጎይትኦም ማለት ብዛዕባ ትግራይን ህዝባን ክፅሕፍ ሞራል ክህልዎ ኣይምተገበአን።
• መናእሰይ ትግራይ ዓድና ተወሪራ ኢሎም ካብ መላእ ዓለም ንበረኻ እንትወፍሩ ንሱ ፕሮፖዛል ቀሪፁ ብስቓይ ህዝቢ ትግራይ ንምህፍታም ምስ ተሻገር ፅጋብ ዝተበሃለ ዕሱብ ኣብ ፕላኔት ሆቴልን ቡቡሂልስ ምስ ዝነበሩ ወታደራዊ መኮነናት ብልፅግናን ዝውዕል ዝነበረ ከም ዝብኢ ስግኡ ዝበልዕ ከሓዲ እናሃለወ ሳላ ዘይስከፍ ትሑት ሰብእንኡ ዝፍለጥ ኣይመስሎን ጥራሕ ዘይኮነስ ዓይኑ ብጨው ሓፂቡ ሓላዪ መሲሉ ከፋፋሊ ኣጀንዳ ኣብ ምንዛሕ ተፀሚዱ ይርከብ፡፡
• እቲ ዝሓዞ ትልሚ ምስኻዕ ምስ ኣበዮ ምስታ ምስ ብልፅግና ዘቀራረበቶ ተወላዲት ኦሮሞ ዝኾነት ሰበይቱ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ከምዘይምልከቶ ሓደ ሓኪም ብመርፍእ ኣብ ዝድለየሉ እዋን ንውልቀ ረብሕኡ ጠንጢኑ ዝሃደመ እዩ፡፡
• ጎይትኦም ኣረጋዊ ነቲ ካብ ወለዱ ዝምዘዝ ምስ ፀላኢ ምትሕብብባር (ኣቡኡ ናይ ደርጊ ዕሱብ እዩ ኔሩ ብኡ ምኽንያት እዩ እውን ንቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘባጩ) ነቲ ንሱ ኣንፃር ህዝቡ ዝተሰለፈሉ ብዙሓት መናእሰይ ዝተሰውኡሉ ቃልሲ ብምንሻው ኣቢሉ እቲ ምስ ፀላኢ ዝፈጠሮ ርክብ ኣጀንዳ ከይኾን ለይትን ቀትርን ዝሰርሕ ሓተላ እዚ ትውልዲ እዩ፡፡
• ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጋጣምታት ህዝቢ ዓድዋ፣ ሽረ ፡እንትጮ እናበለ ብዕሊ ዝፃረፍን ከባብያዊ ኣጀንዳ ፈጢሩ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ንምፍራስ ለይትን ቀትርን ዝፅዕር ዝነበረን ዘሎን ክርዳድ እዩ፡፡
• ልክዕ ከምቶም ፀላእቲ ዝነዝሕዎ ሓሶት ነቶም ህዝቢ ትግራይ ተወሪሩ ኢሎም ዝተሰለፉ ወታደራዊ ኣመራርሓ ብምፅላም መንእሰይ ትግራይ ዝኸተተሉ ቃልሲ ምስ ፀላኢ ኮይኑ ክኸስስ ፣ብዓመፅ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ከባጩ ስረሐይ ኢሉ ሒዙ ይሰርሕ ኣሎ።
• ሕዚ ድማ በቲ ዘለዎ ዝኸሓነ ፅልኢ ዶ/ር ፍስሃፅዮን ከባብታት ትግራይ ከምዝተፃረፈ ኣምሲሉ ብምቕራብ ንኻልኦት ኣመራርሓ ለኪሙ ከባብያዊ ኣጀንዳ ንምፍጣር ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ፡፡
እዚ ዕሱብ ጎይትኦም ኣረጋዊ እምበኣር ተሓላቒ ትግራይ መሲሉ ዝነዝሖ ዘሎ መርዚ፣ ሓድነት ህዝብና ንምሽርሻር ዝሓዞ ልኡኽ መውስቦ፣ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን መስዋእቲ መንእሰይ ትግራይን ንምንሻውን ህዝቢ ትግራይ ናተይ ዝብሎ ብሄራዊ ጅግና ከይህልዎ ብኣልማሚት ዝፍፅሞ ዘሎ ጠቐነን ፀለመን መንእሰይ ትግራይ ክነቕሐሉ ይግባእ፡፡
!!

!!

ብሃፃኒ ዳኒኤል

 !!ኣብዚ ዝረአ ዘሎ   ትኩሳት ኣመልኪቱ ጉባኤ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ትግራይ ዘውፀኦ መግለፂ ብ3 ምኽንያት ይንእድ።1. ኣብ ኩሉ የለናን። ናይ ማንም ደጋፊ፣ ነቓፊ ኣይኮነን። 2. ኣብ ባዕ...
09/02/2023

!!
ኣብዚ ዝረአ ዘሎ ትኩሳት ኣመልኪቱ ጉባኤ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ትግራይ ዘውፀኦ መግለፂ ብ3 ምኽንያት ይንእድ።
1. ኣብ ኩሉ የለናን። ናይ ማንም ደጋፊ፣ ነቓፊ ኣይኮነን።
2. ኣብ ባዕልና ነድህብ። ዝቐረቡ እዋናዊ ሕቶታት ተረዲኡ መደብ ዘውፀአ።
3. ብህልኽን ሙቐትን ኣይንነጉድን። ኩሉ ስራሕትና ብጥበብን ንቕሓትን ንፍፅም። ዝብሉ ቁምነገራት ስለዝረኸብኩሉ ፎትየዮ ኣለኹ።

ናይ ትግራይ ሃይማኖት ኣቦታት እንታይ ክብሉ እዮም ብምባል ካብ ክልቲኦም ተጓነፅቲ ኣካላት (እቶም ነንባዕሎም ኣቶ-ኣቶ ዝበሃሃሉ ዘለው) ዓብዪ ሃንቀውታ ምንባሩ ግልፂ እዩ። ኣብዛ ከምዚኣ ዝበለት ህሞት ዝብል መልሲ ትርጉማ ይኹን ረብሓኣ ረዚን እዩ።

!!

03/02/2023

ሓድነት_ህዝቢ_ትግራይ_ከም_ሓደ_ሽግ_ዘይኮነስ_ከም_ሓንቲ_በትሪ_ይኸውን_ኣሎ!!
@ንዝሓለፉ ሰለስቲ መዓልትታት ዝተሳለጠ መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት ዝስዕቡ ፅሟቕ መደምደምታ ተዓዚበሉ ኣለኹ።
✔ጭቡጥ ባዕላውን ግዳማውን ናይ ኩነታት ገምጋም ዝድህስስ
✔ህሉውን መፃእን ፈተናታትን ዕድላትን ፈላልዩ ዘቐምጥ
✔ኣብ ዓድውሽጥን ወፃእን ዝርከቡ ኩሎም ዓቕምታት ትግራይ ዝእክብ
✔ኣብ ውሽጥና ዘለው ሕመቓት ተቓሊስና ንምዕራይ ልዑል ቁርፀኝነት ዘርኢ
✔ናይ ቁልፊ ቁልፊ መርአዪና ምርግጋፅን ምውሓስን ሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ዝገብር
✔ነተን ብኽልተ ንኡስ ምዕራፋት ተኸፋፊለን ዝረኣያ መድረኻት (1ይ ኪናት ደው ዘብል ስምምዕነት ሰላም፣ 2ይ መንቀሊ ኪናት ዝኾኑ ኩሎም ኣፈላላያት ካብ ምንጮም ንምፍታሕ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ብሕታዊ ኣማራፂ ዝገብር) ዕውት ብዝኾነ መንገዲ ንምፍፃም ዘኽእል ምትእምማን ዝፈጥር
✔ንኹሎም ዓቕምታት ህዝባዊ መኸተና ዝፈፀሙዎ መዘና ኣልቦ ጅግንነት፣ ንማሕበረሰብ ዓለም ይኹን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ንዝገበሩዎ ኣስተዋፀኦ ግቡእ ኣፍልጦ ብምሃብ ቀፃላይ ዕማሞም ፈልዮም ክወስዱ ግልፂ ፃውዒት ዝገብር
✔ኣብ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃእን ዝነብር ፅኑዕ ተቓላሳይ ህዝብና፣ ነቶም ዘይስልችዩ ዳያስፖራ ተጋሩ፣ ጅግና ሰራዊትና፣ ስቪክ ማሕበራት ትግራይና፣ ኣብ ህዝባዊ መኸተና ርኡይ ተሳትፎ ዝነበሮም ፖለቲካ ውድባት ትግራይ ዝገበሩዎ ተሳትፎ ዝንእድን ንቐፃሊ እውን ናይዚኦም ጥሙር ተሳትፎ ወሳንነቱ ብዕሊ ብምርዳእ ትግራይና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ዘሰጋግር ታሪካዊ ውሳነ ዝተወሰነሉ መድረኽ ኮይኑ ተዛዚሙ ኣሎ። !

?

02/11/2020

!!
ሁሉም ግድያዎች የሚፈፀሙት በብልፅግና ሲሆን ኣላማቸውም ጥፋትን በሌላ ኣላኮ በስልጣን ለመቆየት ነው። ስመኘው፣ ሳዓረ፣ ገዛኢ፣ ኣምባቸው፣ እዘዝ፣ ምግባሩ፣ ኣሳምነው፣ ሃጫሉ፣ መተከል፣ ሻሸመኔ፣ ሰሜን ሽዋ፣ ደቡብ ወሎ፣ ኣወዳይ፣ ወላይታ፣ ሲዳማ፣ ጅግጅጋ፣ ሽኸት፣ ጉራፈርዳ፣ ጉሊሶ...አረ ስንቱ ልጥቀስ ብቻ ሁሉም የብልፅግና የእጅ ስራዎች ናቸው!!
!

28/10/2020

በኦሮሞ ልዩ ዞን ከሚሴ ከተማ 😎

በነገራችን ላይ ህዝብ ከባድ ነው። የመናገርና ሃሳቡን የመግለፅ መብት በኣምባገነንች ሲነፈግ ተቃውሞውም ድጋፉንም በተግባር የመግለፅ ጥበቡ ገራሚ ነው። ግልገል ኣምባገነኑና ህገወጡ የቀድሞው ጠ/ሚር ኣብዪ ኣሕመድ ከኢትዮጵያ ህዝብ ተነጥሎ በጥቂት ሆዳም ወታደሮቹ ብቻ ተንጠልጥሎ መቅረቱ ለሁሉም ዜጋ ግልፅ እየሆነ መጥቷል። ብልጥግና ህዝባዊ መሰረት Hinjiru።

ለትግራይ ህዝብ የራሱ በጀት እና ድሮን ከልክሎ ስያበቃ ኤርትራ ሀገር ላይ ሂዶ ግን በሚድያ እንዳይተላለፍ ይደረግ እንጅ በአውሮፕላን የአምበጣ መንጋ ርጭት እርዳታ እንዳደረገ ለማወቅ ተችሏል።...
28/10/2020

ለትግራይ ህዝብ የራሱ በጀት እና ድሮን ከልክሎ ስያበቃ ኤርትራ ሀገር ላይ ሂዶ ግን በሚድያ እንዳይተላለፍ ይደረግ እንጅ በአውሮፕላን የአምበጣ መንጋ ርጭት እርዳታ እንዳደረገ ለማወቅ ተችሏል። ለኛ እንደ ትግራይ ህዝብ ከኤርትራ ወንድም ህዝብ ጋር ምንም አይነት ቅራኔ እንደሌለን እና ቢደረግላቸው ደስታችን ቢሆንም ለኣምባገነኑ አብዪ ግን ምፀት መሆኑ ግልፅ ነው።

"አብይ አህመድ፣ ገንዘብ እንዲሰጠው እና ግድቡ ወደ ድርድር ቀርቦ ለግብፅ በሚጠቅም መልኩ እንዲሆን ነበር ውል የተገባው። የኢትዮጵያ ህዝቦች በተለያየ መልኩ “ግድቡ እየተሽጠ ነው” ያለው እያለ በተለያየ መልኩ ተፅኖዎች ሲያሳድር ትንሽ ማንሸራተት ጀመሩ። ብዙ ነገር ተደርምሰዋል! ብዙ ነገር ጠፍተዋል። ብዙ ርቀት ሂደው፣ ብዙ ችግር ከፈጠሩ በኃላ፣ የሃገራችንን ሉእላዊነት ኣሳልፈው ከሰጡ በኃላ፣ ጓዳችንን ኣሳልፈው ከሰጡ በኃላ መንሸራተት ጀመሩ።" ጓድ አማኑኤል አሰፋ

የድርጅታችን ህወሓት ማእከላይ ኮሚቴ አባልና የክልላችን ፍትሕ ቢሮ ሀላፊ ጓድ ኣማኑኤል አሰፋ ወቅታዊ ፖለቲካዊ ጉዳዮችን በማስመልከት ከትግራይ ቴሌብዥን ጋር ቆይታ አድርገዋል። የሁለተኛው ክፍል ዋናዋና ነጥቦች እንደሚከተለው ቀርበዋል።

ጥያቄ:-የፌደራል በጀቱ ከትግራይ ህዝብ በሚሰበሰብ ግብር ቀመር ተሰርቶ የሚመጣው በጀት ቆርጫለው ብሏል።በኣንፃሩ ደግሞ በጀቱ በወረዳውና በቀበሌ ለመስጠት ጥናት ጨርሻለው ይላል።ሁለቱም ኣይጋጩም?

ጓድ ኣማኑኤል:- በፌደራሊዝም ስርኣት ሁለት መንግስታት ነው ያሉት።የፌደራልና የክልል የሆኑ።የፌደራል መንግስት በክልሎች ላይ የመወሰን ኣቅም የለውም።ኣሁን እየተባለ ያለው በጀት ለትግራይ ህዝብ ኣንሰጥም ነው።የትግራይ መንግስት ይሄ ኣምባገነን ቡድን ኣይደለም ያስቀመጠው። የትግራይ ክልል ህዝብ ነው የመረጠው።ከ98 በመቶ የትግራይ ህዝብ ህወሓትን መርጦ “መንግስቴ” ነው ብሏል።እንደ ኣብይ ቡድን በራሱ ጊዜ መጥቶ ስልጣን የያዘ ኣይደለም።የትግራይን መንግስት እውቅና የሚሰጠው ህዝቡ ብቻ ነው።ሌላ ኣካል ስልጣን የለውም።ስለዚህ የትግራይ ህዝብ በጀት ለትግራይ ክልል መንግስት ነው የሚሰጠው።ህገመንግስቱም እንደዛ ነው የሚለው።
ኣንድ ክልል ከፌደራል የሚያገኝውን ድርሻው በመንግስቱ ይቀበላል።የክልሉ መንግስት ደግሞ ከራሱ የሚያገኝውን ገቢና የፌደራል መንግስትን ኣጣምሮ እቅድ ኣውጥቶ ለወረዳዎች ያከፋፍላል:በከተሞች የሚሰሩትን ስራዎች ይሰራል።የልማት የሰላም የዲሞክራሲ ስራዎች ይሰራል።ይህንን የማድረግ ስልጣን የመንግስት ነው።ስለዚህ ለትግራይ ክልል መንግስት በጀት ኣልሰጥም ማለት ትግራይን ከፌደራል መንግስት ያላትን ገመድ መበጠስ ማለት ነው።

ማለት በህዳሴ ዙርያ ላይ ኣሁን እየመጡ ያሉት ነገሮች የመጨረሻወቹ ማለት መውጣት የነበረባቸው ግዝያቸውን ጠብቀው የወጡ ነገሮች ናቸው ትራምፕ እንበለው የግብፅ ጉዳይ እንበለው ኣሁን እየተባለው ያሉ ነገሮች በስለው በስለው የወጡ ናቸው እንጂ የህዳሴው ጉዳይ በመጀመርያ ደረጃ ችግር የገጠመው ስልጣን በተቆጣጠረው ኣንባገነኑ ሓይል ነው የመጣ ሰሙን ያደረገው የእንጅነሩ ግድያ ነው የህዳሴ ግድብ ነው የኢትዮጵያ ብሄሮች ብሄረሰቦች ህዝቦች በተባበረ ክንድ እንዲገነቡት ሁሉንም ነገራቸው የሰጡበት እየተራቡም ቢሆን እያንዳንዱ የመንግስት ሰራተኛ ኣስታውሳለው የወር ደሞዝ ሙሉ በ ሙሉ መቶ ፐርሰንት (100%) የመንግስት ሰራተኛ ማለት ያለውን ገቢ ከመንግስት የሚያገኘውን ደሞዝ ብቻ ነው ግን መቶ ፐርሰንት (100%) የሰጠበት ኣርሶ ኣደሮች ከብቶቻቸውን በጎቻቸውን ግመሎቻቸውን የሸጡበት ይሄ ግድብ ተራ ግድብ ኣይደለም የላእላዊነት ጉዳይ ነው። የኢትዮጵያ የነገ ብርሃን ነው በሚል ሁሉንም የኢትዮጵያ ብሄሮች ብሄረሰቦች ኣንድ ሁነው በኣንድ ቋንቋ የተናገሩበት ነው።

 ኢትዮጵያ ውስጥ ብዙ ብሄሮች ቢሄረ ሰቦች ህዝቦች ብዙ የፖሎቲካ ሓይሎች ኣሉ በዚ ልክ በጣም ልዩነቶች ኣሉ ግን ይህንን ግድብ ብታይ ኣንድም ልዩነት ያለስተናገደ ዓይነት ሁኖ ነው የቆየው ከ ጥቂት ባንዳዎች በስተቀር።

ኣሁን ማለት እነዛ ባንዳዎች የግድቡ ኣመራሮች የግድቡ ባለውለታዎች ሁነዎል ግብፅን ወግነው ሲፅፉ የነበሩ ሲሟገቱ ሲከራከሩ የነበሩ ሰዎች ኣሁን ከኣብይ ኣህመድ ጋ ሁነው ኣባይ ግድብን ይጎበኛሉ በጣም ቡዙ ሰዎች መጥቀስ እችላለው እነ ኣለማየሁ እነ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ምን ብለውን ነበር? ስለ ግድቡን እነ ኣረጋዊ በርሀን ምን ብለው ነበር ስለ ግድቡ? ኣሁን እነዚ ሰዎች ናቸው የግድቡ ባለቤት በነገራችን ላይ ከየኢትዮጵያ ብሄሮች ቢሄረሰቦች ተቀምቶ እነዛ ሰዎች ኦን (on) እንድያረጉት ተደርገዋል ግድቡ እንዳልኩህ ሲጀምር የግድቡን ዋና ኢንጅነር ኢንጅነር ማለት የግድቡ ኢንጅነር ማለት ሁሉንም ነገር ሲፀነስ እስኪፈፀም ድረስ ሁሉንም የሚያውቀው ማለት ነው።

ሁሉንም ነገሩ የሚያውቀው ወረቀት ቢጠፋ ወረቀት ይተካል ዲዛይኑ ቢጠፋ ዲዛይን ይተካል ሁሉንም ነገር ይተካል በኢንጅነር ጭንቅላት ውስጥ የነበረ ፖለቲካዊም ኣጠቃላይ የህዳሴው ኣስተሳሰብ በሙሉ ቅርፅ በሙሉ በኢንጅነር ውስጥ ስለ ነበር ማለት ያንን ግድብ ለማንኮላሸት በመጀመርያ ደረጃ መደረግ የነበረበት ኢንጅነሩ ማጥፋት ነው። ልክ የመከላከያ ሰራዊቱን እንዳዲስ እስትራክቸሩ የቀየሩት ጀነራሉ እንደገደሉት ማለት ነው። ይሄ ቡድን በጣም ኣደገኛ የሆነ ቡድን ነው! ሰውን መጀመርያ ዋና ዋና ሰዎችን በማጥፋት Restracture ማረግ የሚፈልግ ሓይል ነው።

እና ግድቡ ከዚ ነው ሚጀምረው። ግድቡ መጀመርያ ሰሙን በየቦታው ወይ ኣሜሪካን በለው ኣውሮፖ በለው እየዞረ ይሄ ሰውየ በምን ያህል ደረጃ እንዳንቋሸሸው ሁሉንም የኢትዮጵያ ህዝቦች ያውቁታል። ኣሁን በቪድዮዎች የተቀረፁ ብዙ ማስረጃዎች ኣሉ። በምን ያህል ደረጃ እንደተንቋሸሸ እንደተዋረደ።

የኢትዮጵያ ብሄሮች ብሄረ ሰቦች ህዝቦች በግድቡ እምነት እንዲያጡ እንዴት እንደተደረገ እንዴት እንደተሰራ ያ ሁሉ ቤዝመንት ከተሰራ በውሃላ ግንኙነት ተጀመሩ። ኣብይ ኣህመድ ግብፅ ሂዶ እስከ መማል ቃል ኪዳን ገባ ምንም የማያገባቸው ወርልድ ባንክ እንበለው ኣሜሪካ እንበለው በቤታቸው ሁነው እንዲያደራድሩ ተፈቀደላቸው። ውልም ተገባ ኣሁን የትልቁ ሃገር የኣሜሪካ ፕሬዝዳንት እኮ ነው እየነገሩን ያሉት።። ገንዘብ እንዲሰጠው እና ግድቡ ወደ ድርድር ቀርቦ ለግብፅ በሚጠቅም መልኩ እንዲሆን ነበር ውል የተገባው። ግን የኢትዮጵያ ህዝቦች በተለያየ መልኩ “ግድቡ እየተሽጠ ነው” ያለው ግድቡ ኣደጋ ውስጥ ገብተዋል ቢታፈንም ህዝቡ በተለያየ መልኩ ተፅኖዎች ሲያሳድር ቆየ እና ትንሽ ማንሸራተት ጀመሩ። ብዙ ነገር ተደርምሰዋል! ብዙ ነገር ጠፍተዋል። ግን ብዙ ርቀት ሂደው ብዙ ነገር ብዙ ችግር ከፈጠሩ በውሃላ የሃገራችንን ሉእላዊነት ኣሳልፈው ከሰጡ በውሃላ ጓዳችንን ኣሳልፈው ከሰጡን በውሃላ መንሸራተት ጀመሩ።

ሰዎቹ እያሉት ያሉ ደግሞ ማንሸራተት ኣትችሉም ብዙ ርቀት መጥተናል በውላቹ መሰረት የመጨረሻው ነገር ኣርጉ ነው የትግራይ መንግስት ደግሞ ያ ነው ኣሁን እየተደረጉ ያሉ እየተባሉ ያሉ ነገሮች የብዙ ነገሮች የብዙ ጥፋቶች ውጤቶች እንጂ በራሳቸው ግዜ ኣዲስ ነገር ኣይደለም።

የትግራይ መንግስት እያለ ያለው ይህ ህገ ወጥ ቡድን አሁን ላይ ደርሶ የኢትዮጵያ ህዝብን “ላሞኝህ” ሊል አይችልም። የህዳሴ ግድብን ሆነ ሌሎች የሉኣላዊነት ጉዳዮችን ኣሳልፎ ሰጥቷል። ስለዚህ የኢትዮጵያ ብሄሮች፣ ብሄረሰቦችና ብሄረሰቦች ካሁን በኋላ “ዓይናችንን እያየን መሞኘት የለብንም” ነው ማለት ያለባቸው። በዚህ ቡድን ኢትዮጵያ ሉኣላዊነቷ ተደፍሯል።

ወደ ነበርንበት ልንመለስ ከሆነ ይህ ቡድን በስርዓቱ ልኩን ማወቅ ኣለበት። የኢትዮጵያ ብሄሮች፣ ብሄረሰቦች ህዝቦችም የራሳቸውን ማንነት ራስን በራስ የማስተዳደርና ሉኣላዊነታቸውን የማክበር ሃላፊነት አለባቸው።

የኢትዮጵያ መከላከያ ሃይል ይህንን ማስጠበቅ ህገ መንግስታዊ ሃላፊነቱ ነው። ግለሰቦች የሚልኩት፤ ተነስ ተቀመጥ ማለት አይችሉም። ምክንያቱም የሉኣላዊነት በቀጥታ የሚመለከተው የመከላከያ ሃይል ነው።

ጥያቄ- የኤርትራና የትግራይ ህዝቦች ዳግም ደም የሚቃቡበት ሁኔታ ይኖር ይሆን?

ጓድ ኣማኑኤል:- በሁለቱም አገሮች የሚገኙ ተጋሩ፣ ኩናማና ሳሆ ህዝቦች አንድ ናቸው። የፖለቲካ ልዩነት ካልሆነ በስተቀር ሌላ ልዩነት የላቸውም። ውንድማማችነታቸውም መበጠስ አይቻልም። ድንበር ሲከፈት ሁለቱም ህዝቦች እንዴት እንደጎረፉ ወታደሩ ሳይቀር ኣይተናል። በኤርትራና በኢትዮጵያ ያሉ ጉዳዮች በሰላምና በውይይት መፈታት የሚችሉ ናቸው።

ኣብይ ከኢሳይያስ ጋር የሚገናኘው የትግራይ ህዝብን ለማዳከም ነው። ሌላ አጀንዳ የለውም። የህዝብ የሰላም ወይም የኢኮኖሚ ጥቅም ኣይደለም፤ ምክንያቱም ህዝቦች እንዳይገናኙ ተዘግተዋልና። የኢሳያይያስና የኣብይ ግንኝነት ማኸል ላይ ጠላት ያሉት የትግራይ ህዝብና መንግስት ኣለ። ይህንን ህዝብ ለማንበርከክና ለመግዛት ያሴረ ግንኙነት ነው ያላቸው።

ከ20 ዓመቱ በባሰ መልኩ መቼ ምን እንደሚፈጠር በማይታወቅበት ሁኔታ መጥፎ ሁኔታዎች ተፈጥረዋል። አሁንም የሁለቱም አገር ወታደሮች ምሽግ ቆፍረው ማዶ ለማዶ ተቀምጠዋል። ጠመንጃ ይዘው ተፋጠዋል። ባንፃሩ ደግሞ ኢሳይያስ የኢትዮጵያ ኣየር ሃይልን ይጎበኛል፤ኣብይ ደግሞ ሳዋን ይጎበኛል። እንደዚህ ዓይነት ተረት ተረት የትም ዓለም ተፈጥሮ አያውቅም።

ኣብይ በኣሜሪካን አገር በሄደበት ወቅት የሁለቱም አገር ድንበር ጉዳይ ለምን ህዝብ ዘንድ ወርዶ ኣይፈታም? ተብሎ ሲጠየቅ “ይህ የአመራር እንጂ የቀበሌ ጉዳይ ኣይደለም!” ብሎ ነበር ያሾፈው።

የትግራይ መንግስት ደግሞ እያለ ያለው “ያለፈው ይበቃናል፤ የኢሳይያስና የኣብይ ኣካሄድ የሁለቱም ወንዳማማች ህዝቦች ዳግም ደም ለማፋሰስ ነው። ስለዚህ የኤርትራ ህዝብና መከላከያ ሃይል ኢሳይያስን ልክ አይደለህም ብሎ መግታት አለበት። የኢትዮጵያ ብሄሮች፣ ብሄረሰቦችና ህዝቦች ደግሞ ይህንን ሉኣላዊነትህን ኣሳልፎ የሚሰጥ ሃይል ይበቀሃል ማለት አለባቸው። ምከንያቱም በሁለቱም ህዝቦች ደም መንገስ ይፈልጋሉ። የኤርትራና የኢትዮጵያ ህዝቦች ሰላማዊ ግንኙነታቸውን መጀመር ይችላሉ፤” ነው።

ጥያቄ-ጥምረቱ ባቀረበው ሁሉም የፖለቲካ ሃይሎች የሚሳተፉበት የብሄራዊ መግባባትና ዕርቀ ሰላም ጥሪ ይህ አምባገነን ቡድን የመቀበልና አገር የማዳን ዕድሉ ኣለ ወይ? መጨረሻውስ ወዴት ያመራ ይሆን?

ጓድ አማኑኤል:- ተቀባይነት ቢያገኝም ባያገኝም አንድ ሰላማዊና ዴሞክራሲያዊ መንግስት ሁሌም የሰላም ጥሪ ማቅረብ ኣለበት። ይህ ቡድን በየቀኑ እያበደ ነው ያለው። በኢትዮጵያ ዴሞክራሲ የለም፤ ምርጫ የለም። በየቦታው ሽማምንት ይላካሉ። ተጠያቂነት የሚባል ነገር የለም። ፓርላማ ከተቀመጠላቸው ግዜ ገደብ ወጥተው “እንቀጥላለን!” ብለዋል። ፓርላማዎች የአንድ የፖለቲካ ቡድን ወይም የግለሰብ መሳሪያ ሆነዋል። የፍትሕ ተቋማት የፈለጉትን ማድረግ አይችሉም። ሰው እንዲፈታ አዘው ማስፈፀም አይችሉም። በዋስትና ለቀው ማስፈታት አይችሉም። የፈለጉትን ትእዛዝ ለፖሊስ እንኳን ማዘዝ አይችሉም። የዲሞክራሲ ስርዓቱ ሙሉ በሙሉ ታጥፏል። ስለዚ የኢትዮጵያ ሰላም፣ ልማትና ዴሞክራሲ ድምጥማጡ እየገባ ነው።

ኢትዮጵያ ከእግዝኣብሄር ወይም ከኣላህ ተቀብታ የተፈጠረች ሳይሆን እንደማንም አገር አገር ነች። “ፈጣሪ ሰውና ብዙ ፈጥሯል” ልንል እንችላለን፤ አገሮች የፈጠርናቸው ደግሞ ሰዎች ነን። ለምሳሌ ኤርትራ ተፍጥራለች። ኢትዮጵያ ብሄሮችና ብሄረሰቦች ህዝቦች ነው በመፈቃቀድ የፈጠሯት። ሌላም ሌላም መጥቀስ ይቻላል። ይሁና ኢትዮጵያ ወደ መበታተን እየሄደች ናት። እየፈረሰችም ነው።

ሆኖም ግን ተስፋ በመቁረጥ “ይህ አገር የፈለገው ይሁን” ማለት የአንድ መንግስት ሃላፊነት ኣይደለም። የትግራይ ክልል መንግስት ሃላፊነት የሚሰማው በህዝብ የተወከለ መንግስት ነውና። ሁሌም ኢትዮጵያ እንድትድን ብሄር ብሄረሰቦችና ህዝቦች ሰላማቸው እንዲመለስ፣ ዴሞክራሲያቸው እንዲረጋገጥ በተቻለ መጠን መስዋእትነት እየከፈልን ነው። አገር ለማዳን ስንል በጣም ብዙ በደል ተቀብለናል፤ ከጎንደር አንስቶ። ካሁን በኋላ የሚፈፀሙብን በደሎች ይበቃል። መሸከም አንችልም። የኢትዮጵያ ሃይሎች ህዝቦች በአንድ መጥተው ተወያይተው ይፍቱ። አብይ አህመድ በዙሪያው ያሉ ጉዳዩ መፍታት አይችሉም፤ ከዓቅማቸው በላይ ነው።

የጥምረቱ ሃይሎች እያሉ ያሉት ደግሞ ይህ የአገሪቱ ቀውስ ከአንድ ግለሰብ ዓቅም በላይ ነው። አሁን እየተነገረን ያለው የሁሉም ችግር መፍትሄ አብይ አሕመድ ነው። ጥምረቱ ደግሞ ሁሉም የኢትዮጵያ ሃይሎች ባንድ መድረክ ላይ ይሰብሰቡና ኢትዮጵያ እናሻግራት ነው እያለ ያለው። እነዚህ እስኪወያዩ ድረስ ደግሞ የሚሰራ መንግስት እንዲኖረን ለሁሉም በእኩልነት የሚያስተዳድር መንግስት እንዲኖረን ደግሞ የባለሙያዎች መንግስት ባለአደራ ይኑረን፤ የኢትዮጵያ ብሄሮች ብሄረሰቦች ህዝቦች ለአምስት ዓመታት የወከልናቸው የፌዴሬሽንና የህዝብ ተወካዮች ምክርቤቶች ፈርሰው በአንድ ህገ ወጥ ቡድን ተውጠዋል። እነዚህ የኢትዮጵያ ብሄሮች ብሄረሰቦችና ህዝቦች ሊወክሉ ስለማይችሉ ሸንጎ ይቋቋም። የፖለቲካ ሃይሎችን የሚያደራድር ማለት ነው።

ስለዚህ ሸንጎውና ባለሙያዎች ደግሞ የባለአደራ መንግስት እንዲመረጥ ዕድል አመቻችተው ምርጫ ያካሂዱ። የኢትዮጵያ ብሄሮች፣ ብሄረሰቦችና ህዝቦች የመረጡት መንግስት ሃላፊነቱን ተሸክሞ ኢትዮጵያን ማዳን ይችላል።

ስለዚህ ማኸል ላይ የተቀመጥከው ሃይል ይህንን መቀበል አለብህ። ካልሆነ ኣሁን በያዝከው የጭለማና የጥፋት ጉዞ ኢትዮጵያ ወደ እርስ በርስ ጦርነትና ወደ መበታተን ያደርሳታል። ይህ የኢትዮጵያ ብሄሮች፣ ብሄረሰቦችና ህዝቦች ለተወሰነ ግዜ ቢታፈንም ታፍኖ የሚቆይ አይደለም። ምክንያቱም ደርግን ያህል አፋኝ ስርዓት መጨረሻውን ኣይተነዋል። ኢትዮጵያ ብሄሮችና ብሄረሰቦች ማቆየት የሚቻለው በማቻቻልና በአንድነትና በእኩልነት ነው። ከዚህ ውጭ ኢትዮጵያ ውስጥ መንገስ አይቻልም።

ካልሆነ ኣንድ ፀሓፊ እንዳለው፤ ኢትዮጵያ ትልቅ ማማ ላይ እንደተገደበ ትልቅ ባህር ውሃ ነው፤ ይህ ግድብ ሲፈርስ ሁሉም የአፍሪካ ቀንድ ሀገራትን ይዞ ልሄድ ይችላል። አሁን ኤርትራ ኢትዮጵያ ስትፈርስ የማይነካው ይመስለዋል፤ ኢትዮጵያ ከፈረሰች ሌላው ቀርቶ በመካከለኛ ምስራቅ ያሉ አጎሮባቾችም ሰላም ሊሆኑ አይችሉም። ምክንያቱም ከ100 ሚልዮን ህዝብ በላይ ያለው ታላቅ አገር ነው።

ስለዚህ የዓለም ማህበረሰብ፣ የዓለም አቀፍ ድርጅቶችና ዲፕሎማቶች ኢትዮጵያ ውስጥ አስከፊው ቀውስ ከተባባሰ በኋላ ለመቆጣጠር ከመሞከር ይልቅ አሁን ገና ሂደት ላይ እያለ እጃቸውን አስገብተው ችግሩ እንዲፈታ መስራት አለባቸው። ካልሆነ ግን ማንም ከታሪካዊና ሞራላዊ ተጠያቂነት ነፃ ሊሆን አይችልም።

ኢትዮጵያ እየጠፋችና እየተበተነች ነው። በየቀኑ የቀውስ አገር እየሆነች ነው። ከሰላም፣ ከልማትና ከዴሞክራሲ ሃዲድ ወጥታ እጅግ አስቸጋሪ ሁኔታ ተፈጥሯል። ሰዎች ከወሎ ተነስተው ጎጃም የሆነ ነገር ማድረግ አይችሉም። ይህ ደግሞ ከክልል ወደ ክልል ቀርቶ በአንድ ክልልም መንቀሳቀስ አስቸጋሪ ሁኔታ ነው ያለው። አደገኛ ስርዓት ተፈጥሯል። በዚህ ከቀጠልን ይህን የተወሰነ ዝም ያለው ነገር መፈንዳቱ አይቀርም።

የትግራይ ክልል የፍትህ ቢሮ ሃላፊና የድርጅታችን ህወሓት የማእከላይ ኮሚቴ ኣባል ጓድ ኣማንኤል ኣሰፋ የትግራይ መንግስት ያወጣው መግለጫ መሰረት ኣድርገው ከትግራይ ቲቪ ጋር በነበራቸው ቆየታ ካነሷቸው ሃሳቦች የተወሰደ

Things are being more complicated.
27/10/2020

Things are being more complicated.

ትግራይ ዓዲ ሕግን ስርዓትን ስለዝኾነ ናይ ኣብይ እኩይ ዕላማ ንምፍፃም ተልእኾ ዝተውሃቦም ኣመራርሓ ምክልኻል ሃገር ስምረትን ህዝቢ ትግራይን መሪሕ ውድብ ህወሓትን ብምግምጋም "ኣይኾነልናን ና...
27/10/2020

ትግራይ ዓዲ ሕግን ስርዓትን ስለዝኾነ ናይ ኣብይ እኩይ ዕላማ ንምፍፃም ተልእኾ ዝተውሃቦም ኣመራርሓ ምክልኻል ሃገር ስምረትን ህዝቢ ትግራይን መሪሕ ውድብ ህወሓትን ብምግምጋም "ኣይኾነልናን ናብ ትግራይ ኣይንኸይድን" ክብሉ ጀሚሮም ኣለው።

አዲሱ የአብይ አህመድ ሹመኛ በ/ጀነራል አዳምነህ መቐለ አልሄድም ብለዋል!

የሰሜን እዝ አዛዥን ሌ/ጀነራል ድሪባ መኮነን በመተካት
አዲሱ የህገወጡ የብልፅግና ቡዱን ተማኝ የሆነውን በ/ጀነራል አዳምነህ የሰሜን እዝ ዋና አዛዥ ተደርጎ በአብይ አህመድ ተሹሞ ቢመደብም ወደ ትግራይ መሄድ አልፈልግ ማለቱን ከታማኝ ምንጮች መረጃ ደርሶኛል።

እንደሚታወቀው ከሁሉም እዞች በተለየ የሰሜን እዝ ሰራዊት በህዝባዊ አላማውና ተልእኮውን በመፅናት የአገሪቱን ሉአላዊነት በመጠበቅ የማስከበር ኃላፊነቱን በመወጣት ለሌሎቹ እዞች በሰላም ማስከበርና ህዝባዊ ውግንናውን የሚያስቀናና የሚያኮራ ታሪክ እየሰራ ያለ የእዝ ሰራዊት ነው።

ከትግራይ ህዝብ ጎን በመሰለፍ ከውጭ ወራሪ ዳር ድንበርን ከመጠበቅ በተጨማሪ ከአንበጣ መንጋ አደጋ ለመከላከል ከህዝብ ጎን ተሰልፎ ከመከላከል እስከ የደረሰ የእህል ማሳ አጨዳ ወገንተኝነቱን እያሳየ ያለ ምርጥ ሰራዊት ነው።

በሌሎች እዞች የሚገኝ ሰራዊት ለህገወጣ የብልፅግና የፖለቲካ መሳርያ ሲባል የህዝቡን የተቃውሞ ድምፅ ማፈኛ አለማ በመዋሉ ህዝቡን እየጨፈጨፈ እየገደለ የማፈኛ ፀረ ህዝብ ወንጀሎች ማስፈፀምያ አላማ እየዋለ ይገኛል።

Statement from the National Regional Government of Tigray Regarding Current Affairs Statement of PositionThe illegal, un...
27/10/2020

Statement from the National Regional Government of Tigray Regarding Current Affairs Statement of Position

The illegal, unitarist and, personalistic dictatorship currently in charge of political power at the federal level, in a move that reaffirms the adage that history repeats itself, finds itself repeating the injustices committed by the previous imperial and military regimes, conspiring with external actors with the sole purpose of bringing the people of Tigray to their knees, serving as a vehicle for Issais’s desire to extract a pound of flesh for perceived wrongs, and committing the treasonous act of abandoning the country’s policy independence and sovereignty.

In recent weeks, the clique in power, ostensibly in the name of reorganizing the armed forces, has been trying to implement a devious scheme to, once again, try to bring the people of Tigray to their knees. The clique in power is in the middle of selling out the country’s sovereignty by weakening members of the National Defense Forces stationed in Tigray to ensure the security of our border areas following the unresolved conflict with Eritrea lasting 23 years and preserve the country’s sovereignty. Nevertheless, as repeatedly articulated by the government of Tigray as well as other federalist forces, this unitarist dictatorship, following the expiry of its term as of October 5, 2020 in accordance with the FDRE constitution, does not have the legal responsibility or power to make significant political and military decisions.

Accordingly, following an in-depth assessment of current affairs, the Government of the National Regional State of Tigray has issued the following statement of position:

1. Since the unitarist, personalistic dictatorship in power, outside of solutions put forth by Ethiopian political forces through dialogue, has no legal responsibility or power to make decisions regarding the reorganization and/or operations of the Ethiopian National Defense Forces, any decisions made thus far are not acceptable and will not be implemented. Accordingly, it should be known that any decisions related to Tigray, such as operational decisions, leadership changes and command reorganizations and the movement of troops or armaments, are absolutely unacceptable and will never be implemented. We call upon the defense forces to reject this illegal reorganization for its runs counter to their core constitutional mission. Responsibility for any and all problems that follow from this irresponsible decision will be appropriately laid at the feet of the two individuals at the helm of their respective unitarist, personalistic dictatorship: Abiy Ahmed and Issais.

2. Realizing that the federal budgetary subsidy given to the people of Tigray does not come from the pockets of the personalistic dictatorship in power, but rather from the taxes collected from the people of Tigray and redirected to the people on the basis of a constitutionally determined revenue-sharing formula, budgetary subsidy to the people of Tigray must be continued without any preconditions. If the illegal group in power, in a clear violation of the constitutional rights of the people of Tigray, insists on cutting or otherwise suspending Tigray’s budgetary subsidy, it will be tantamount to a declaration of war; this unitarist, personalistic dictatorship will be solely responsible for all the problems that arise as a result of its decisions.

3. It is well known that you, the people of Tigray, have continually tolerated the numerous acts of injustice perpetrated against them thus far and have paid tremendous sacrifices for the sake of saving the country from destruction. Be that as it may, the personalistic dictatorship, utterly incapable of comprehending your patience and wisdom, continues to perpetrate numerous injustices and acts of discrimination against you. Since the concrete dangers hovering over your security and survival cannot and should not continue unabated, we call upon you to make extensive preparations to, as always, counter your enemies and make a glorious history in the process.

4. With regards to the Renaissance Dam, had the discussions initiated by the illegal group in power with certain entities not been disrupted due to political pressures exerted by the people of Ethiopia, it is now evident that, in exchange for financial compensation as well as other material inducements, the clique in power would have been willing to sacrifice our national sovereignty. The clique in power has once again proven that it is willing to put our sovereignty up for sale without any compunction. Before our country descends into general crisis and the risk of national disintegration goes up owing to the actions of the illegal, unitarist, and personalistic dictatorship in power, we call upon Ethiopia’s nations, nationalities, and peoples to put forth solutions, based on calls for peace and national salvation proposed by federalist forces, to stave off national destruction by directing their collective arms against the illegal, unitarist, and personalistic dictatorship.

5. Members of the National Defense Forces, who solemnly swore to preserve the constitution and defend our sovereignty: the time when you look the other way when our sovereignty is in constant danger must come to an end. Because of this oppressive clique’s chosen path, having been forced to deviate from your constitutional mission, you have been driven into conflict with Ethiopia’s nations, nationalities, and peoples and bleed as a result. Realizing that you had been deployed to protect our national sovereignty through your sacrifice but your mission has subsequently been hijacked and instrumentalized to preserve the parochial interests of the unitarist, personalistic dictatorship in power, we call upon you to stand shoulder to shoulder with your people and discharge your historic responsibility to defend our nation’s sovereignty; we would like to reaffirm that the people and government of Tigray will stand with you in your fight to save our country and its people.

6. The illegal clique in power, in a brazen violation of international covenants and obligations, continues to weaponize even food security assistance from international aid organizations for its own narrow political objectives. The United Nations and other agencies the world over as well as international aid organizations need to realize that the aid they provide is being used for the purpose of promoting the political interests of the illegal, personalistic dictatorship as well as oppressing the people of Tigray and, therefore, exercise appropriate oversight, and hold the illegal clique accountable for the violation of numerous humanitarian principles. Members of the international community, continental and international institutions, and members of the diplomatic corps based in Ethiopia: realizing that the country descending into civil war and facing the risk of imminent disintegration will have grave regional, continental, and international ramifications, you must discharge your legal and moral obligations in preventing such an eventuality. In the event of failure to do your part, it will be impossible to escape from your historical and moral culpability for the looming crisis and inevitable danger of disintegration.

7. The people of Eritrea and Defense Forces: the Issais regime is doing all it can to bring the people of Tigray, who paid tremendous sacrifices alongside the people of Eritrea during their struggle for independence, to their knees and plunge us into mutual bloodletting by scheming and conspiring with the enemies of the people of Tigray. Realizing that the two personalistic dictators, having blocked all avenues of brotherly relations between the two countries, are busy cultivating personal relationships that would enable them to consolidate and preserve their own power, and that we are, therefore, at a critical juncture when we must work together to spoil this devious scheme and make sure that this scheme remains a pipedream, we call upon you to fulfill your obligations by standing shoulder to shoulder with the people of Tigray and stopping the bloody policy chosen by Issais in its tracks. The Issais regime will not escape from any responsibility for the consequences of its actions in Ethiopia.
Eternal glory to our martyrs!
The National Regional Government of Tigray
October 24, 2020

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Weyanay posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share