Raiena: ስለምንታይ'ዩ ፈስቲቫላት ህግደፍ መጋበርያ ፕሮፓጋንዳ ጽልእን ዳንኬራ ኲናትን ኮይኑ ተሪፉ፧
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡ ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Raiena: ዓቢ ሕቶ ብርጌድ ንሓመዱ ንSamson Solomon: ዓፈነ ድምጺ ህዝቢ ንምንታይ ዕላማ፧

ባህላዊ ክብርታት ህዝበ ኣግኣዝያን ዶብ የብሉን
ኣፍቀርቲ ባርነትን መዝመዝቲ ባርነትን ኣብ ዳስ ህግደፍ ይቆራቀሱ|| ጉዳይ ትግራይን ዩክረይንን || ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዙሓት ኣብ ጎድኒ ራሻ ብምስላፍ ኣብ ኩናት ዩክረይን ክሳተፍ ይደልዩ
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡ ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶ�� ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ
መስመራት ሓርነት ክበተኹ ከለዉ ሱቅ ኣይንበል
መስመራት ሓርነት ክበተኹ ከለዉ ሱቅ ኣይንበል
Raiena: ማዕቀብ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍን መሓውራቱን ውጽኢት ይህልዎዶ ይኸውን፧
ኣብ ፓትርዮን ሓግዙና || https://www.patreon.com/raiena
ኣብ ፌስቡክ ሰዓቡና || https://www.facebook.com/RaienaMedia
---------------------------------------------------------------------------------------------------
💏👉Subscribe, 👍Like, Share 👋
===================================================
ሕጽረት ትምህርቲ ንህዝቢ ትግርይና ሓደ ካብቶም ኣብ ዝሓለፈ 600 ዓመታት መንጠራ ድኽነትን መግዛእንት ድንቁርናን ኮይኑ ከልበትበት ከም ዝብል ዝገበረ መሰረታዊ ኣምር እዩ። ትምህርቲ ንህዝብታት ብሓፈሸ ንዉልቀ ሰባት ድማ ብፍላይ መሰረታዊ ባእታ ንቅሓትን፡ ሞያን፡ ፍልጠትን፡ ሃብትን እዩ። እዚ ከምዚ እይሉ እንከሎ ፡ ህዝብና ካብ ዝኸስሮም ዘሎ ሕመረታውያን ክብርታቱ ሓደ ክብሪ ትምህርቲ እዩ። ኣብ ናይ ሎሚ መደበይ፡ እዚ ንምንታይ ብምይን ኮይኑን ይኸዉና ሎን ክትንትን እየ።
እቶም ዝጸልኡ፤ ይጽልኡ፤ ንስኻ ግን ምንባር ኣይተቆራጽ
እቶም ዝጸልኡ፤ ይጽልኡ፤ ንስኻ ግን ምንባር ኣይተቆራጽ
Raiena: ሰራዊት ኤርትራ ንጾታዊ ዓመጽ ከም መሳርሒ ኲናት ብኸመይ መንገዲ ይዳለወሉ ኔሩ፧
👉❤ https://youtu.be/Dflr5K0CTB4
Raiena...... ኢትዮጵያን ተጋሩን ፣ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ዝቕጽል ዓመታት ምስ ኣቶ ስብሓት በርሀ
ፈሻዊ ጂኦ-ፖለቲካዊ ኩነታት ዞባና ብመንጽር መጻኢ ኣንፈት ቃልሲ ትግራይን ደንበ ተቓውሞ ኤርትራን
Deafening Silence from Tigrayans leaves ambivalent Abiy with plenty to ponder & offer Bounty.
Raiena......ዘተ ህልዉ ኩነታት ምስ ታሪኽ ብምትእስሳር