Awet Wedaj Multimedia

  • Home
  • Awet Wedaj Multimedia

Awet Wedaj Multimedia Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Awet Wedaj Multimedia, Media/News Company, .

02/01/2024

ኣይወገሐን የ ኣይወገሐን! ንገሌና ኣብ ዝሓለፉ ዓማዉቲ ተዳዕኒኑና ዝነበረ ፀገም ፣ ፀበባ ፣ ጥሜት ወዘተ ፎኺሱልና ይኸዉን እዩ። ንመብዛሕቴና ግን ሐዚ ዉን ኣይወገሐልናን! ጥሜት ብኢሱና ፣ ቆሪሩና መረበትና ናፊቕና....... ኣይወገሐን ገና ኣይወገሐንየ!

በቢዝተዛወርናዮ ንኽንፃወሮ ዝኸብድ ቃንዛ ህዝብና ኢና ንርኢ 💔😭እዚ ኣብ እንደርታ እዩ። ኣብ ካልኦት 'ዉን ክንድኡን ልዕሊኡን
01/01/2024

በቢዝተዛወርናዮ ንኽንፃወሮ ዝኸብድ ቃንዛ ህዝብና ኢና ንርኢ 💔😭
እዚ ኣብ እንደርታ እዩ። ኣብ ካልኦት 'ዉን ክንድኡን ልዕሊኡን

Welcome to Awet Multi Media....Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

12/12/2023

Welcome to Awet Multi Media....Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

06/12/2023
29/11/2023

ካብ ርጉኦ ደም ርጉኦ ፀባ ይሐሸና🙏🙏🙏

ድንግል ማርያም ፀሎትክን ትስማዕኽን ሓላላት ኣዴታትና 🙏 ፀሎትክን መኸምበቲ ቃንዛ ህዝብና ይኹነልና🙏🙏🙏

08/11/2023

Welcome to Awet Multi Media....Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና! ፅንዓት ንህዝብና!
15/10/2023

ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና!
ፅንዓት ንህዝብና!

Welcome to Awet Multi Media....Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

ተጋደልትና ኣይኮነን ዶ ሓቲቶም ገና ከይፀዉዑ ኣቤት ክበሃሉ እዩ ዝግባእ።።
29/08/2023

ተጋደልትና ኣይኮነን ዶ ሓቲቶም ገና ከይፀዉዑ ኣቤት ክበሃሉ እዩ ዝግባእ።።

ሰላም ሰላም ኣሕዋተይ ከመይ ኣለኹም? ድሕሪ ብዙሕ ምጥፋእ 1 ሉሕ ጽሑፍ ሒዘልኩም መጽየ እኒሀኹ 😁ኣብ ኣከባብራ ኣሸንዳ ዝምልከት ከመይ ነቲ ኣብ ጸበባ ዘሎ ህዝብና ድምጺ እናኾናዮ ነብዕል ን...
16/08/2023

ሰላም ሰላም ኣሕዋተይ ከመይ ኣለኹም? ድሕሪ ብዙሕ ምጥፋእ 1 ሉሕ ጽሑፍ ሒዘልኩም መጽየ እኒሀኹ 😁

ኣብ ኣከባብራ ኣሸንዳ ዝምልከት ከመይ ነቲ ኣብ ጸበባ ዘሎ ህዝብና ድምጺ እናኾናዮ ነብዕል ንዝብል ይሐሽ ዝበልናዮ ሓሳብ ኣልዒልና ኣለና ። ሓሳብ ጥራሕ እዩ - ዝደገፎ ክስዕቦ ዝበሃግናዮ ሓሳብ::

ኣሽንዳ ክነኽብሮ ኣለና ። ባህልና እዩ መግለጺ መንነትና እዩ ስለዚ ብዝኾነ መልክዑ ሸለል ተባሂሉ ወይ ንሎም ዘበን ይሕለፈና ተባሂሉ ክዝለል የብሉን ። ግን ድማ ከምቶም ቅድሚ 4 /5 ዓመታት ዝነበሩ ኣሽንዳታት ደስ ኢሉና ሙሉኣት ኮይንና ክነብዕለሉ ኣብ እንኽእለሉ ኩነታት የለናን
1- ኣብ ምዕራብ - ሰሜን ምዕራብ - ምብራቕ - ደቡብ ዘሎ ህዝብና መሊኡ ሓራ ኣብ ዘይ ወጸሉ
2- ዝተመዛበለ ህዝብና ሐዚ እውን ናብ መረበቱ ከይተመለሰ ኣብ ከቢድ ጸበባ ኣብዘለሉ
3- ዝተዓመጻ ኣሓትናን ኣዴታትናን ኣብ ከቢድ ስነልቦናዊ ማህሰይቲ ኣብ ዘለዋሉን ንብዓተን ኣብ ዘይተሓበሰሉን
4- ኣደ ትግራይ ውሉደይ ኣበይ ኮን ወደቐት/ወደቐ? ክትመጸኒ ዶኾን? ተሪፋ/ፉ? ናበለት ሸቐልቀል ኣብ ትብለሉ ......
ኮታስ ዘርዚርካ ኣብዘይውድኡ ጸገማት ኣብዝተሸመምናሉ እዋን ኮይንና ንሕና ከም ደቂ ኣሽንዳ ምንም ከም ዘይተፈጥረ ከም ቐደምና ወቂብና ክንውዕል ክንዘልል ክንስዕስዕ ኣየጥዕመልናን። ስለዚ ታይ ንግበር ንዝብል ሓሳብ - ድምጺ ህዝብና እናኾንና ስቓይና ናጋዋሕና ኣሸንዳና ምኽባር ባህልና ምዕቃብ። ነዚ ዕላማና ብዝበለጸ የዐውት ኢልና ዝኣመንናዮ ድማ ፍርቂ ጋመ ብምቑናን ድምጺ ህዝብኻ ምግዋሕ እዩ። እዚ መማረጺ ሓሳብ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዘለዋ ኣሕዋትና ብሰፊሑ ተቐቢለነኦ ከተግብረኦ ድማ ይሸባሸባ ኣለዋ:: እሞ እዚ ሓሳብ ኣብ ትግራይና እውን ብሰፊሑ ተተግቢሩ ክንሪኦ ምባሃግና
እስኪ ዘለኩም ርኢቶ ሸው ሸው ኣብሉ

15/08/2023

Welcome to Awet Multi Media....Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

ነስሪ ኹኑ! ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ሰነ 15 2015 ዓ/ም ዝተገጠመት ሓዳሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ
24/06/2023

ነስሪ ኹኑ! ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ሰነ 15 2015 ዓ/ም ዝተገጠመት ሓዳሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ

Welcome to Awet Multi Media....Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

ምርኢት ሰልፊ ሓይልታት ጸጥታ ትግራይ ኣብ መቐለ 💪💪💪
07/02/2020

ምርኢት ሰልፊ ሓይልታት ጸጥታ ትግራይ ኣብ መቐለ 💪💪💪

ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ❤እዚ ብባንዴራ ትግራይናን ምስሊ ስውኣትናን ዝወቀበ ክዳን ለካቲት ተኸዲንና በዓልና ነድምቕ 0911037560 ደዊልኩም ርኸቡና
07/02/2020

ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ❤
እዚ ብባንዴራ ትግራይናን ምስሊ ስውኣትናን ዝወቀበ ክዳን ለካቲት ተኸዲንና በዓልና ነድምቕ
0911037560 ደዊልኩም ርኸቡና

ደቂ ሜ/ጀነራል ገዛኢ ኣበራ ሕድሪ ኣቦኦም ተቐቢሎም ስድራ ስውኣት እንትሕግዙ ❤❤❤
18/10/2019

ደቂ ሜ/ጀነራል ገዛኢ ኣበራ ሕድሪ ኣቦኦም ተቐቢሎም ስድራ ስውኣት እንትሕግዙ ❤❤❤

Address

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Awet Wedaj Multimedia posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share