Enderta TPLF Office

  • Home
  • Enderta TPLF Office

Enderta TPLF Office Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Enderta TPLF Office, Digital creator, .

15/12/2023

ብጥምየት ይመውትን ይሳቐን ንዘሎ ህዝቢ ወረዳ እንደርታ ንምሕጋዝ ንረባረብ!
ኣንበሳ ባንኪ 0031218145645
ኢ/ያ ንግዲ ባንኪ 1000592685028
ወጋገን ባንኪ 1001231030101

11/10/2023
11/10/2023
መርድእ ስውኣትና ንምክያድ በቢደረጅኡ ዘለው ኣመራርሓ ወረዳ፣ ጣብያን መራሕቲ ሃይማኖትን ካብ ዕለት 22 - 25 ብወረዳ ብርኪ እናተኻየደ ቀንዪ ኣሎ።"ንህላወና ዝተኸፈለ ክቡር መስዋእቲ.......
07/10/2023

መርድእ ስውኣትና ንምክያድ በቢደረጅኡ ዘለው ኣመራርሓ ወረዳ፣ ጣብያን መራሕቲ ሃይማኖትን ካብ ዕለት 22 - 25 ብወረዳ ብርኪ እናተኻየደ ቀንዪ ኣሎ።
"ንህላወና ዝተኸፈለ ክቡር መስዋእቲ....!!"
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና!

06/10/2023

ንህላወና ዝተኸፈለ ክቡር መስዋእቲ....❗❗

06/10/2023
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት!!!!
06/10/2023

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት!!!!

02/10/2023

• ሰራዊት ትግራይ ጫፍ ብልሒ መኸተና እዩ ። መርድእ ጀጋኑ ስውኣትና ነፍሲ ወከፍ ስድራታት ክርዳእን፣ነፍሲ ወከፍ ስድራ በቢኣድራሻኡ ሰርትፊኬት፣ጀግንነቶም ዝገልፅ ደብዳበ ናብ ሕድሕድ ስድራ ክበፅሕ ክግበር እዩ።

• እቲ መርሀ ግብሪ መርድእ ናይ 12 ክፍሊ ፈተና ምስተዛዘመ ከምዝጅምርን ድሕሪ ምርዳእ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ክእውጅ እዩ ።

• ኣብ ብሄራዊ ሓዘን ኣዋጅ ዝግበሩን ዘይግበሩን መምርሒታት ሕጊ ወፂኡ ክእወጅ እዩ። ኣዕፅምቲ ስውኣት ካብ ዝዓረፍሉ ከባቢ ምልዓል ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ። እቲ በቢከባቢኡ ዝግበር ዘሎ መርድእ ግምታዊ፣ንናይ ሰማእታት ክብሪ ዘይምጥን ስለዝኾነ ህዝብና ዕላዊ መርድእ ክፅበይ ተላብዮም።

ምክትል ፕረዚደንትን ሓላፊ ካብኔ ስክሬተርያት ፀጥታን ሰላምን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ ንመርድእ ስውኣት ኣመልኪቶም ካብ ዝሃብዎ መግለፂ

ካብ ድምፂ ወያነ ዝተወሰደ

ሚኒስተር ሕርሻ ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ኣብ ወረዳና ወረዳ እንደርታ ጣብያ ድድባ ከም ወረዳ ክሳብ ሕዚ ዝተሰርሑ ጠሊ ዓቐብትን ካልኦት ስራሕቲ መሰረት ገይሮም ዑደት ኣካይዶም ኣለው።
26/08/2023

ሚኒስተር ሕርሻ ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ኣብ ወረዳና ወረዳ እንደርታ ጣብያ ድድባ ከም ወረዳ ክሳብ ሕዚ ዝተሰርሑ ጠሊ ዓቐብትን ካልኦት ስራሕቲ መሰረት ገይሮም ዑደት ኣካይዶም ኣለው።

ክራማት ሕዚ ሕዚ እናተመሓየሸን ዝሓሸ ናይ ዝናብ ሽፋን ኣሎ። እንተኾነ ግን ሕዚ እውን ጥብ ዝበለት ማይ ናብ ረብሓናን ናብ ግራውትናን።  #ጣብያዓራቶ
22/08/2023

ክራማት ሕዚ ሕዚ እናተመሓየሸን ዝሓሸ ናይ ዝናብ ሽፋን ኣሎ። እንተኾነ ግን ሕዚ እውን ጥብ ዝበለት ማይ ናብ ረብሓናን ናብ ግራውትናን። #ጣብያዓራቶ

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Enderta TPLF Office posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share