Al Nejashi Tribune Umah's Media

  • Home
  • Al Nejashi Tribune Umah's Media

Al Nejashi Tribune Umah's Media Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Al Nejashi Tribune Umah's Media, Media/News Company, .

ነቲ ሙስሊም ዝፈላሊ ኣጀንዳ ብምቅራፅ ነኒ ባዕሉ ክባላዕ ዲናዊ ትካላቲ ክዳኸሙ ዝግበር ስውር መንግስታዊ ሸርሕን ናይ መንበረ-ሰላማ ልእኹቶ እዩ ።ነጃሺ ዝጠቅምን ዘልምዕን  ስለ ዝተብሃለ ነቲ...
27/05/2024

ነቲ ሙስሊም ዝፈላሊ ኣጀንዳ ብምቅራፅ ነኒ ባዕሉ ክባላዕ ዲናዊ ትካላቲ ክዳኸሙ ዝግበር ስውር መንግስታዊ ሸርሕን ናይ መንበረ-ሰላማ ልእኹቶ እዩ ።

ነጃሺ ዝጠቅምን ዘልምዕን ስለ ዝተብሃለ ነቲ ሙስሊም ኸም ዝፈላለ ናይ ሸርሒ ኣጀንዳ ቐሪፅካ ሓድነቱ ብምብትታን ኸምቲ ልሙድ ባዕሉ ፀረ ረብሕኡ ደው ክብል ዝገብር ናይ ሕሉፍ 30 ዓመታት ናይ ህወሓት ሸርሒ እዩ ።

 ☝የኢትዮጵያ ልማት ባንክ ለሚሰጠው የሊዝ ፋይናንስ የብድር አገልግሎት የሥልጠና ሰርተፍኬት እንደ ቅድመ ሁኔታ የሚታይበት አሠራሩን ማሻሻሉን ማሳወቁ ይታወሳል፡፡በዚህም ባንኩ ለአነስተኛና መካ...
21/05/2024



የኢትዮጵያ ልማት ባንክ ለሚሰጠው የሊዝ ፋይናንስ የብድር አገልግሎት የሥልጠና ሰርተፍኬት እንደ ቅድመ ሁኔታ የሚታይበት አሠራሩን ማሻሻሉን ማሳወቁ ይታወሳል፡፡

በዚህም ባንኩ ለአነስተኛና መካከለኛ ኢንተርፕራይዞች የሚሰጠው ስልጠና በሂደት በስራ ላይ ሆነው እንደሚወስዱ ታሳቢ ተደርጎ ወደ ስራ መግባት የሚቻልበት አሰራር ዘርግቷል፡፡ ባንኩ ይፋ ያደረገው ይኽ አሰራር ዲቢኢ ተዐውን ከወለድ ነጻ የባንክ አገልግሎት ተጠቃሚዎችንም የሚመለከት በመሆኑ በኢጃራ (ሊዝ) ፋይናንሲንግ ከወለድ ነጻ የባንክ አገልግሎት መጠቀም የምትፈለጉ የስራ እቅዶቻችሁን እና ሌሎች ቅድመ ሁኔታዎችን አሟልታችሁ ወደ ባንኩ መምጣት የምትችሉ መሆኑን እናሳውቃለን፡፡

ኣሰላም ወዓለይኩም ክቡራንን ክቡራትን !እቲ ንሚድያ ዝተገዝአ ማተርያል ኹሉ ንሓድነት ኣስላም ክነረክቦ ወሲና ኣለና እቲ ዝተኸፈተ ናይ  #ኣልነጃሺ page ሓዊሱ  ። እቲ ዝበዝሕ ማለት እውን...
16/05/2024

ኣሰላም ወዓለይኩም ክቡራንን ክቡራትን !

እቲ ንሚድያ ዝተገዝአ ማተርያል ኹሉ ንሓድነት ኣስላም ክነረክቦ ወሲና ኣለና እቲ ዝተኸፈተ ናይ #ኣልነጃሺ page ሓዊሱ ። እቲ ዝበዝሕ ማለት እውን ልዕሊ 75% ዝተረኸበ ሓገዝ ካብ ሓድነት ኣስላም ትግራይ ኣባላት ስለ ዝነበረ ።

ሚድያ ኮሚቴ
8/09/2016 ዓ/ሓ

 #መግለፂ!ኸም ዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብፍላይ ድማ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ኣብቲ ኡሙ ይበፅሑ ዝነበሩ ካብ ሕሉፍ ዘመናት ፍልይ ዝበለ ፅልኢ ፣ ወፅዓ ፣ ኣድልዎ ፣ ብሚድያን ኣብ መድረኽን ፀ...
01/05/2024

#መግለፂ!

ኸም ዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብፍላይ ድማ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ኣብቲ ኡሙ ይበፅሑ ዝነበሩ ካብ ሕሉፍ ዘመናት ፍልይ ዝበለ ፅልኢ ፣ ወፅዓ ፣ ኣድልዎ ፣ ብሚድያን ኣብ መድረኽን ፀለመታት ፣ እምነት ፈሊኻ መጥቃዕቲ ኸምኡ ድማ ካብ መራሕትን ኢሊትን ዝንዝሑ ዝነበሩ ሓደገኛ መርዝታት ኣዝዩ የተሓሳስብ ብምንባሩ ነዚ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ንምሕጋዝ ብውሑዳት ወገናት ዝተልዓለ ሓሳብ ነቶም ዘይሕለል ፃዕሪ ይገብሩ ዝነበሩ ወገናት ክንሕግዘኩም ናብ live ወፂእኹም ተቃለሱ ዝብል ሓሳብ ቀሪቡ በዚ ድማ ንቃለሰሉ ሚድያ ነጣይሽ ዝብል ሓሳብ ቀሪቡ ድሌት ዘለዎም ወገናት ክሕግዙ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ እዩ ።

በዚ መሰረት እቲ ሚድያ ፈለማ ናይ ህዝቢ ዘይኾነስ ንህዝቢ ዝሰርሕ ግን ድማ ብህዝቢ ዝሕገዝ እዩ ኣጀማምርኡ ነይሩ ገና ናብ ስሩዕ ሚድያ ስለ ዘይዓበየ ።

በዚ ኣንፃር እቲ ሚድያ ናብ ስሩዕ ክቅየር እንተኾይኑ 3 ብርክታት ሓሊፉ እዩ ዝብል ነይሩ ።

1) ኣብዚ ገፅ ኸፊትካ ብቀሊሉ ንዝቃለሱ ብሞባይል ቅልል ዝበለ ፕሮግራም ክጅመር እምነት እውን ኣድላይ ስለ ዝኾነ ክሕግዝ ዝጠራጠር ስለ ዝነበረ ገለ ወገን በዚ መዳይ 152 ሽሕ ካብ 26 ወገናት ተኣኪቡ ሞባይል ፣ ወንበር ፣ መብራህቲ ፣ ገለ ኣናኡሽቱ ብምስራሕ live ኸም ዝተጀመረ ብሓው ኣንሳሪ ዝፍለጥ እዩ ። በዚ መዳይ ከባቢ 4 ወርሒ በቢ ፕሮግራም ተሰሪሑ እዩ ።

2) እቲ ኻልኣይ ትልሚ ዝነበረ ፅሬት ስለ ዘይብሉ እቲ ቪድዮን ድምፅን ክመሓየሽ ገለ ወገናት ብናይ ባዕሎም ክሕግዙ ብዝተገበረ ዝሐሸ መብራህቲ (lightning system) ፣ ንበይኑ ንኡሽተይ ስትድዮ ግዝያዊ ፣ sound system ፣ ካሜራ ዲጂታል ፣ ሸልፍ ፣ ኻልኦትን ካብ ሓድነት ሙስሊም ኣባላት ብዝተረኸበ 270,000 ብር ተገዚኡ ናብ ስራሕ ውዒሉ ንከባቢ 2 ወርሒ ልዕሊ 11 live ፕሮግራም ተሰሪሑ እዩ ።

እዚ ናብ ስሩዕ ስትድዮ ንምዕባይ ናይ ባዕሉ ገዛ ቢሮን የድልዮ ፣ ዘይተማልኡ ማተርያል መሊእኻን ፣ ሕጋዊ ናይ ሚድያ ፍቃድ ረኺብካ ተመዝጊቡ ተነኣሰ 3 ጋዜጠኛታት (ስራሕ መካየዲ ፣ ፀብፃቢ ፣ ኣብ ባይታ እናኸደ ሓበሬታ ዝእክብ) ነዚኦምን
- ገዛ ክራይ ቆዋሚ ስትድዮ ናይ ዓመት (240,000)
- ደመወዝ ን3 ሰራሕተኛታት ናይ ዓመት (720,000)
- ዘይተማለኡ ኣቁሑት ዝተረፉ = 560,000
- ስራሕ መካየዲ በጀት፦ ናብ ክልላት ፣ ኾነ ዘገባ ንምስራሕ ናይ ጋዜጠኛ ትራንስፓርት ኾነ ኣበል ወፃኢ ዝሽፍን ናይ ዓመት 72,000 ብር

እዚኦም ብምምላእ ሓቀኛን ንህዝቢ ዝጠቅም ተሓቢእኻ ዘይኾነስ መንግስትን ህዝብን መንነታ ፈሊጦምኻ ስሩዕን ሕጋውን ሚድያ ንምግባር ተሓሲቡ እዩ ተጀሚሩ ነይሩ ።

በቲ እውን ሂወትናን ሂወት ስድራናን ኣብ ሓደጋ ኣእቲና ዝሰራሕናዮም እቱ ሕ/ሰብ ዘንቁሑ ፣ ሓቀኛ ሓበሬታ ዝሃቦ ፣ ኣንፃር ሓሰውትን መጭበርበርትን ዘቃልዑ ፣ ኹነታት ሃገርን ክልልንን ሓቀኛ ሓበሬታ ዝሃቡ ፣ ሰላም ዝሰበኹ ፣ ዝነበረ ኹናት ዝተቋወመ ውፅኢቱ ዝተንበየ ፣ ኣብ ልዕሊ እቲ ኡማ ዝበፅሑ በደላት ዘጋለፁ ሰፋሕቲ ኣጀንዳታት ዝሓዙ ልዕሊ #21 live ፕሮግራም ተሰሪሑ እዩ ።

ኾይኑ ግና እቲ ዝተረፈ ወፃኢ መሊእኻ ናብ ስሩዕ ሚድያን ናይ ባዕሉ ቆዋሚ ስትድዮ ሰብ ሞያ ቆፂርና ነዕብዮ ኣብ ዝተብሃለሉ እዋን ኹሉ ሰብ ኢዱ ስሒቡ ክሕግዝ ኣይኻኣለን ምስቲ ዝነበረ ናይ ቤተሰብ ምሕጋዝ ።

በዚ መዳይ ኣብቲ ዝምልከቶም ደገፍትና 3 ኣባላት ሚድያ ኮሚቴ መሪፆም ብግዝያውነት ክርከብዎን ክፅሕፍሉን በቲ ህዝቢ ንዝተመረፁ ኾይኖም ተረኪቦምዎ እዮም ። ግን ድማ ብናይ ቤተሰብ ፣ ስራሕ ፃዕቂ ፣ ናይ ግሊ ጉዳይ ፣ ስግኣት ዝወለዶ ክፅሓፈሉን ክሰርሕሉን ኣይኻኣሉን ።

3) እቲ 3ይ ብርኪ ዝነበረ መበል ኻልኣይ እንተተሳኺዑ ብ FB ፣ ዩቲዩብ ፣ ቴሌግራም ፣ Ticktock ፣ ትዊተርን ናይ ባዕሉ ፔጅ ኸፊቱ ደገፍትን ሓገዝን እናተኣላለሸ ካብ ኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ህዝቢ ባዕሉ #ቦርድመሪፁ ብሽሞም ገንዘብ እናተኣኻኸበ ናብ satellite ሚድያ (TV) ድሕሪ 5 ዓመታት ክነዕብዮ ዝብል ናይ ነዊሕ ግዘ ትልሚ እዩ ነይሩ ዝተትሓዘ ።

ኾይኑ ግና በቲ ዝነበረ ኹናትን ናይ ቤተሰብ ችግርን እቲ ዲያስፖራ ኾነ ኻሊእ ነዚ ንምግባር ዓቅምን ድሌትን ስለ ዘይነበሮ ኣብቲ ናይ መጀመሪያ ብርኪ እዩ ደው ኢሉ እቲ ዝተትሐዛ ትልሚ ።

በዚ ምኽንያት ዓበይቲ ኣሓትናን ወለድናን ስላም ስለ ዝኾነ ናብ ፖለቲካዊ ውዳበን ሲቪል ማሕበረሰብ ቃልሲ ክንፅምበር ብዝሃቡና ሪኢቶን ማዕዳን እቲ ሚድያ ይሰርሕ ዝነበረ ኮሚቴ በተለይ ሓው #ኣንሷሪ ናብ ውዳበ ምጥያሽን ፖለቲካ ቃልሲን ስለ ዝተፀምበሩ እዚ ድማ ናይቲ ትካልን ፖለቲካ መሪሕነት ናይ ሚድያ ሰብ ሞያ ኾይኖም ክሰርሑ ስለ ዘይፈቅድ እቲ ዝነበረ መደብ ክቋረፅ ኽኢሉ እዩ ።

ኾይኑ ግና ካብ ሕሜት ሕስዲን ንንባዕልኻ ምጥልላፍን ስም ምፅላምን ነሚማን ዘይወፁ ገለ ወገናት ናይ ህዝቢ ሚድያ ክነጣይሽ ኢልና ገንዘብ ኸም ዝበላዕና ኣምሲሎም ሽም ኣብ ምፅላም ክዋፈሩ ተዓዚብና ኢና እዚ ንማንም ዝጠቅም ኣይኾነን ዝተለመድን ነቲ ኡማ ናብ ውድቀትን ፊርቃን እዩ መሪሑዎ ።

ናይ ህዝቢ ሚድያ ዝተብሃለ እቲ ናይ መጨረሻ ኣብ 3ይ ብርኪ ምስ በፅሐ ብሽም #ህዝቢ ዋንነቱ ክምዝገብ ናይ ማንም ከይኾን እዩ ነይሩ እቲ ሓሳብ ኾይኑ ግና ኣብኡ ስለ ዘይበፅሐ ነቶም ፈትዮም ዝሓገዙ ወገናት ድማ ብውልቀና መጀመሪያ ክንሰርሕ ሓግዙናሞ ናብ ህዝባዊ ሚድያ ነዕብዩ እምበር ኣብ FB ዝስራሕ ናይ ህዝቢ ክኾን ኣይኽእልን ብ logic ኣንፃር እውን ሕጋዊ ኾይኑ ስለ ዘይተመዝገበ ።

እቲ ብሓገዝ ዝተረኸበ ገንዘብ ብእዋኑ ማተርያል ተገዚኡ ንህዝቢ ዕላዊ ተገይሩ እዩ ። እቲ ማተርያል ድማ ተቀሚጡ ይርከብ ። ስለዚ ተሓቢእኻ ዘይኾነስ ብጋህዲ ወፂአ ነቲ ኡማ ዝጠቅም ስራሕ ክሰርሕ እየ ንዝብል ኣካል ነቲ ህዝቢ ኣፍሊጥና እቲ ማተርያል ክንህቦን ክንሕግዞን ምዃና ግን ነረጋግፅ ንፎቱ ። ካብዚ ወፃኢ ዘሎ ኣብ ሓሜትን ነሚማን ዝተዋፈሩ ወገናት ግን ነብሶም ተዝፍትሹን ካብቲ ዝለመዱዎ ዝጠምቦዎ ኣተሓሳስባን ተግባርን ወፂኦም ካብ ወረ ብዝዘለለ ነቲ ኡማ ዝጠቅም ስራሕ ኣብ ባይታ ተትሰርሑ ዝሐሸ እዩ ።

ዝተረፈ ማተርያል መሊእና ሰብ ሞያ ቆፂርና ነቀፅሎ ኢና ዝብል ሓሳብ እንተሃልዩ ድማ ኹሉ ንብረትን እቲ ዝተኸፈተ እውን ክነረክብ ምዃና በዚ ኣጋጣሚ ክንገልፅ ንፎቱ ።

መፋለጢናፃ ዕድል ትምህርቲኣህለል ኸይር ኣብ ማሌዥያ ንመጀመርታ ዲግሪ ትምህርቲ ምሉእ ወፃኢታቶም ተሸፊኑ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ክመሃሩ ንዝደልዩ 20 ተማሃሮ ብነፃ ዕድል ትምህርቲ ኣዳልዩሎም ኣሎ። ...
30/04/2024

መፋለጢ
ናፃ ዕድል ትምህርቲ

ኣህለል ኸይር ኣብ ማሌዥያ ንመጀመርታ ዲግሪ ትምህርቲ ምሉእ ወፃኢታቶም ተሸፊኑ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ክመሃሩ ንዝደልዩ 20 ተማሃሮ ብነፃ ዕድል ትምህርቲ ኣዳልዩሎም ኣሎ። ማሌዥያ ብላዕለዋይ ትምህርቲ ፍሉጣት ዩኒቨርሲቲታት ዘለዋ ሃገር እያ።

ስለዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ረቛሒታት ዘማልኡ ተምሃሮ ክምዝገቡ ይኽእሉ።

1. 12ተ ክፍሊ ዝወድአ
2. እንግሊዝኛ ምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል
3. ዕድመ - 18-22 ዓመት
4. ውጽኢቱ ልዕሊ 70%
5. ካብ ብቑጠባ ትሑት ስድራቤት ዝመፀ
6. ፆታ - አይፈልን

ንምምዝጋብን ንዝያዳ ሓበሬታን በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ቁፅሪ ደውሉ።

ቁፅሪ ሰልኪ፡
09-11-70-61-37

ተወሳኺ ሓበሬታ - ማሊዥያ ትህቦ ናይ ትምህርቲ ዕድል ብኩናት ንዝተጎድኡ ተጋሩ ሙስሊም ጥራይ እዩ።

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ

23/03/2024

Shout out to our newest followers! Excited to have you onboard! Mahir Muha, Ãbâ Hųwâýbą Habib, Bery Sffa Wrhj, Filimon Haylay, ጁዱ አወል, እንዶ የኮነባው, Fahed Jemal, Hayat Gashaw, ሙሓባ፡ሹክራ ሙዛይን

ኣህለን ቢክ ያረመዳን ❗️እንኳዕ ናብዚ ናይ ሕዝነትን መቕፊራን ዓብይ ጋሻና ወርሒ ረመዳን ብዓፍያን ዕምርን ወፈቀኩም ወፈቀና ረመዳን ሙባረክ ።ረመዳን ፀይሞም ኸይሪ ስረሖም ካብ ዝቕበሎምን ካ...
11/03/2024

ኣህለን ቢክ ያረመዳን ❗️

እንኳዕ ናብዚ ናይ ሕዝነትን መቕፊራን ዓብይ ጋሻና ወርሒ ረመዳን ብዓፍያን ዕምርን ወፈቀኩም ወፈቀና ረመዳን ሙባረክ ።

ረመዳን ፀይሞም ኸይሪ ስረሖም ካብ ዝቕበሎምን ካብ ትሩፋቱ ተጠቀምቲ ክንኾን ንምነ ።

02/03/2024

Shout out to our newest followers! Excited to have you onboard! Mengstu Aeyna, A Feta Detemo, መብራህተ ተሸመ, Amiin Biyyaa, Semahgni Fentawu

ከሰሞኑን የህወሓት ማእከላዊ ኮሚቴ ኢ-መደበኛና ያልተለመደ ሰብሰባ አካሒዶ በወሰነው የቀድሞ የፓርቲው ስራ አስፈፃሚ አባልና ማእከላዊ ኮሚቴ ክብርት ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ከአረብ አገሮች ግንኙ...
29/02/2024

ከሰሞኑን የህወሓት ማእከላዊ ኮሚቴ ኢ-መደበኛና ያልተለመደ ሰብሰባ አካሒዶ በወሰነው የቀድሞ የፓርቲው ስራ አስፈፃሚ አባልና ማእከላዊ ኮሚቴ ክብርት ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ከአረብ አገሮች ግንኙነት ነበረሽ የሚል ውንጀለ እንደቀረበባቸውና እምነታቸው መሰረት በማድረግ መገለላቸውን ተከትሎ ህወሓት የሚያራምደው አደገኛ ፀረ-አረብና ሙስሊም ጠል ፖሊሲው አሁንም ወደ ህዝብ ወርዶ አደገኛ ትርክት እየፈጠረ መሆኑን ብዙዎች አስቆጥቷል ።

 #ሰበር❗️ከ 7 አመታት በላይ የራሱ ውሃና መብራት ተቋርጦበት የነበረው  #ኣልነጃሺ የኢትዮጵያ እስልምና ጉዳዮች ጠቅላይ ምክርቤት በጦርነት ምክንያት የወደመው የአልነጃሺ የስልጣኔ ማእከልና ...
08/02/2024

#ሰበር❗️

ከ 7 አመታት በላይ የራሱ ውሃና መብራት ተቋርጦበት የነበረው #ኣልነጃሺ የኢትዮጵያ እስልምና ጉዳዮች ጠቅላይ ምክርቤት በጦርነት ምክንያት የወደመው የአልነጃሺ የስልጣኔ ማእከልና ዓለምአቀፍ ቅርስ በ 3 ሚልዮን ብር በመጠገን ለጎብኚዎች ምቹ ሆኖ ክፍት እንደሚደረግ አስታውቋል ።

በኢትዮጵያ መጅሊስ ፕሬዚዳንት የተመራ ልኡኳን  የወርቃማ ስልጣኔና ቅርስ ማእከል የሆነው  #የነጃሺ ስፍራ በመዘየር በጦርነት የወደመው የቅርሱ ክፍል መልሶ በመገንባትና የተጓደሉ መሰረተ ልማት...
07/02/2024

በኢትዮጵያ መጅሊስ ፕሬዚዳንት የተመራ ልኡኳን የወርቃማ ስልጣኔና ቅርስ ማእከል የሆነው #የነጃሺ ስፍራ በመዘየር በጦርነት የወደመው የቅርሱ ክፍል መልሶ በመገንባትና የተጓደሉ መሰረተ ልማት በማሟላት ከፍተኛ ስራ እንደሚሰራ ልእኩ ማበሰሩ የህዝቦች መቀራረብ የሚያጠናክር መሆኑን የትግራይ ሙስሊም ማህበረሰብ ደስታቸው ገለፁ ።

የኢትዮጵያ እስልምና ጉዳዮች ምክርቤት ፕሬዚዳንት ሸኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ የተመራ ልኡካን ቡድን ትግራይ መቐለ ለሰላም ተልእኮ መግባቱ ለኡማው አንድነት ትልቅ እምርታ ነው ።
07/02/2024

የኢትዮጵያ እስልምና ጉዳዮች ምክርቤት ፕሬዚዳንት ሸኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ የተመራ ልኡካን ቡድን ትግራይ መቐለ ለሰላም ተልእኮ መግባቱ ለኡማው አንድነት ትልቅ እምርታ ነው ።

 #ሰበር❗️ዛሬ በአለም ሚድያዎችና በማህበራዊ ሚድያ በጣም አናጋጋሪ አጀንዳ ሁኖ የዋለው የእስራኤል የቀኝ ዘመም አክራሪ አይሁድ ፓርቲ አባልና የቅርስ ሚኒስትር የሆኑ   ሀማስ ከጋዛ ለማጥፋት...
05/11/2023

#ሰበር❗️

ዛሬ በአለም ሚድያዎችና በማህበራዊ ሚድያ በጣም አናጋጋሪ አጀንዳ ሁኖ የዋለው የእስራኤል የቀኝ ዘመም አክራሪ አይሁድ ፓርቲ አባልና የቅርስ ሚኒስትር የሆኑ ሀማስ ከጋዛ ለማጥፋት ኒኩለር ቦምብ እንደ አማራጭ መጠቀም ያስፈልጋል ማለታቸው ተከትሎ

ማምሻው በሰአታት ውስጥ በጋዛ ሙሉበሙሉ ኢንቴርኔትና ስልክ በመዝጋት አስፈሪ የተባለለትን ከ 95 በላይ በከፍተኛ ቃጠሎና ፍንዳታ የታጀበ ድብደባ እያካሄደች ነው ተባለ ።

  ... The spring of facts .
30/10/2023

... The spring of facts .

የጋዛን ጭፍጨፋ በመቃወም በተለያዩ የአውሮፓና አመሪካ ከተሞች በሚልዮኖች የተሳተፉበት የተቃውሞ ሰልፍ እየተደረገ ነው ።ይህ በንዲህ እንዳለ እስራኤል ስልክና ኢንተርኔት በመዝጋት ከፍተኛ ጭፍጨ...
29/10/2023

የጋዛን ጭፍጨፋ በመቃወም በተለያዩ የአውሮፓና አመሪካ ከተሞች በሚልዮኖች የተሳተፉበት የተቃውሞ ሰልፍ እየተደረገ ነው ።

ይህ በንዲህ እንዳለ እስራኤል ስልክና ኢንተርኔት በመዝጋት ከፍተኛ ጭፍጨፋ እየፈፀመች መሆኑን የአለም ሚድያዎች እያጋለጡ ይገኛሉ ።

27/10/2023

#ሰበር❗️

እስራኤል ማምሻው በ ጋዛ ሰርጥ ስልክና ኢንተርኔት በመዝጋት በምድር ፣ ባህርና አየር ከባድ ጭፍጨፋ እየፈፀች እንደሆነ ተገለፀ ።

ቻይና ሮቦት ዜና አንባቢ መቅጠሯን ይፋ አደረገች**************ቻይና በአርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዘርፍ ሰራሁት ያለችውን 24 ሰዓት ዜና ማንበብ የምትችል ሮቦት የዜና አንባቢ መቅጠሯን ይ...
27/10/2023

ቻይና ሮቦት ዜና አንባቢ መቅጠሯን ይፋ አደረገች
**************

ቻይና በአርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዘርፍ ሰራሁት ያለችውን 24 ሰዓት ዜና ማንበብ የምትችል ሮቦት የዜና አንባቢ መቅጠሯን ይፋ አድርጋለች።

በሺዎች የሚቆጠሩ የዜና አንባቢዎችን ያህል ብቃት እንዳላት የተነገረላት ይህቺው ሮቦት የመንግስት ሚዲያ በሆነው ፒፕልስ ዴይሊ ነው የተዋወቀችው።

ሬን ዢያኦሮንግን የተባለችው ሮቦት የ24 ሰአት የዜና አንባቢ እደምትሆን ታምኖባታል። ይህም የመጨረሻው የዘመኑ የቴክኖሎጂ ግኝት ሆናለች ነው የተባለው።

ዜና ከማንበብ ባለፈ በተለያዩ ርዕሰ ጉዳዮች ማለትም ትምህርትን፣ ወረርሽኝ መከላከል፣ ስለ መኖሪያ ቤት እጥረት፣ ስራን፣ የአካባቢ ጥበቃ ጨምሮ ማወያየት እና መልሶችን መስጠት ትችላለች ተብሏል።

በመጀመሪያው ትውውቋ 24 ስዓት 365 ቀናት ያለምንም እረፍት ዜና አቀርብላችኋለሁ በማለት እያንዳንዱ አስተያየት ጥሩ እንድሆን ያደርገኛል ስትል ተደምጣለች ሲል ኒውስ ዶት ኮም ዘግቧል።

ቱርክ ለፍልስጤም ዋስትና ከሚሰጡ ሀገራት አንዷ ለመሆን መዘጋጀቷን ኤርዶጋን ተናገሩ *****************************************የቱርኩ ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ...
26/10/2023

ቱርክ ለፍልስጤም ዋስትና ከሚሰጡ ሀገራት አንዷ ለመሆን መዘጋጀቷን ኤርዶጋን ተናገሩ
*****************************************

የቱርኩ ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን የፍልስጤም እና የእስራኤልን ግጭት ለመፍታት ያለመ የሰላም ኮንፈረንስ ለመጥራት ዝግጁ መሆናቸውን አሳውቀዋል።

አሁን ባለው ውጥረት ቱርክ ለፍልስጤም እና ለእስራኤል የዋስትና ስርዓት እንዲፈጠርም ሀሳብ አቅርበዋል።

አንካራ ለፍልስጤም ወገን ዋስ ሆና ለማገልገል ፈቃደኛ መሆኗንም ነው ፕሬዚዳንቱ የተናገሩት።

ፕሬዚዳንቱ ሀገራቸው ሃማስን እንደ አሸባሪ ድርጅት እንደማትቆጥርም ነው የተናገሩት።

ይህን ተከትሎም ፕሬዚዳንቱ እስራኤልን ለመጎብኘት የነበራቸውን እቅድ መሰረዛቸውንም አስታውቀዋል።

25/10/2023
 #ሰበር❗️እስራኤል በሁለት ሳምንት ብቻ በጋዛ የጠላችው አውዳሚ ቦምብ አመሪካ  በሁለተኛው የአለም ጦርነት የጃፓንዋ ከተማ  #ሆሪሽማ ለማውደም የጣለችው የአቶሚክ ቦምብ ተመሳሳይ መሆኑን የአ...
24/10/2023

#ሰበር❗️

እስራኤል በሁለት ሳምንት ብቻ በጋዛ የጠላችው አውዳሚ ቦምብ አመሪካ በሁለተኛው የአለም ጦርነት የጃፓንዋ ከተማ #ሆሪሽማ ለማውደም የጣለችው የአቶሚክ ቦምብ ተመሳሳይ መሆኑን የአለም ሚድያዎች የቀኑ አነጋጋሪ ዜና ነው ።

120,000 ቶን ይመዘናል ተብለዋል ።

ዘምዘም ባንክ በመቀሌ ከተማ የመጀመሪያ ቅርንጫፉ መክፈቱን አስታውቋል ።
24/10/2023

ዘምዘም ባንክ በመቀሌ ከተማ የመጀመሪያ ቅርንጫፉ መክፈቱን አስታውቋል ።

24/10/2023

❗️

First life saving emergency food aid crossing rafah border to .

WW-3 on the brink ⁉️ቻይና ትላንት ማምሻው 6 የጦር መርከቦችዋ ወደ ሜድትራንያን ባህር አስጠጋች ፣ ቀደም ብሎ አመሪካ ፣ ፈረንሳይና እንግሊዝ በGaza ጦርነት ሽፋን የጦር መርከቦ...
23/10/2023

WW-3 on the brink ⁉️

ቻይና ትላንት ማምሻው 6 የጦር መርከቦችዋ ወደ ሜድትራንያን ባህር አስጠጋች ፣ ቀደም ብሎ አመሪካ ፣ ፈረንሳይና እንግሊዝ በGaza ጦርነት ሽፋን የጦር መርከቦችና የአየር ሐይል ዩኒታቸው ወደ መካከለኛ ምስራቅ አስጠግተዋል ።

ምእራባውያን ኢራንን እየወነጀሉ ነው ፣ ራሻ ማለቅያ የለለው እልቂት ያስከትላል ጦርነቱ ከቀጠለ ብላ ፑቲን የኒኩለር ሚሳኤሎች እንዲዘጋጁ አድርገዋል ።

እስራኤል ትላንትና በ 24 ሰአት ውስጥ ግብፅ ፣ ሶርያ ፣ ሊባኖስ እና የኢራን ይዞታዎች ደብድባለች ።

የየመን ኣንሷር ብርጌድና ሄዝቦላህ ምእራባውያን እስራኤልን አግዘው ጋዛን ከወጉ እስራኤልን ለማጥቃት እንደተዘጋጁ ዝተዋል ።

ቱርክና ኳታር እስራኤል ጋዛ ወራ እልቂት የምትፈፀም ከሆነ ቁመን አናይም እያሉ ነው ።

ሊባኖስና ግብፅ እንዲሁም ሳውዲና UAE ከዚህ በፊት ከነበራቸው ለዘብተኛ አቋም ቆፍጠን ብለው ይህ ኢ-ሰብአዊና ያልተመጣጠነ የንፁሃን ቅጣት ከቀጠለ ዝም ብሎ የሚያይ የለም ብላለች ።

በኢራቅ የነበሩ የአመሪካ የጦር ሰፈሮች በኢራን በሚታገዙ ሐይሎች ትላንት በድሮን ሳይቀር ጥቃት ደረሰባቸው አመሪካ ዜጎችዋ ከኢራቅ እንዲለቁ አሳስባለች ።

ራሽያ ፣ ቻይና እና ኢራን ጦርነቱ በጋዛና በእስራኤል የሚያበቃ እንዳልሆነ ጠንቅቀው ያውቃሉ በተለይ የራሻና የቻይና በማካከለኛው ምስራቅ እየጠነከረ የመጣው ዲፕሎማስያዊ ፣ ኢኮኖምያዊና ወታደራዊ ተፅዕኖ ቀጣይ የምዕራባውያን ጥቅምና ስትራተጂካዊ የሐይል ሚዛን ያሳጣል ።

ለዚህ ይመስላል ቻይና ለመጀመሪያ ግዜ ቀጥታዊ የሆነ የ proxy war ተሳትፎ ሊኖራት የሚችለው የምለው ።

ይህን ጦርነት ወደ አፍሪካ ቀንድና ቀይባህር የመዛመት እድል አለው ። በተለይ ሩስያ ወደ ቀይባህር መምጣትዋ ለአመሪካ ራስ ምታት እንደሚሆንባት አያጠራጥርም ....

ስለዚህ ሶስተኛው የአለም ጦርነት ወይስ ሶስተኛው middle east የማፈራረስ የ ሲ አይ ኤ እና ሞሳድ ጥንስስ ነው ብሎ ማየት ተገቢ ነው ።

ባለፉት አመታት አመሪካ በአፍጋኒስታን ፣ የመን ፣ ኢራቅ ፣ ሶርያና የቅርቡ የዩክሬን ጦርነት ክስራ በኢራንና ራሻ በሚታገዙ ተሸንፋ ወጥታለች ይህን ቁጭት ይመስላል አሁን ተመልሳ ወደ መካከለኛው ምስራቅ የሞት ሽረት ትግል ለማድረግ የምትመለሰው ...ግን ዝም ብሎ የሚያየት ያለ አይመስልም እንደ ድሮው ።

ለዚህ ይመስላል በ 6 ቀን ጦርነት አረቦች አሽንፌለው ብለው የውሸት ትርክት በአለም የታሪክ ድርሳናት የከተቡት አይሁዶች ሚጢጥየዋ ጋዛ ለማሸነፍ እና ሀማስን ፊትለፊት ለመውጋት መቅኒያቸው የፈሰሰው ...የአለም ሐያላን አገራት ድጋፍ የጠየቁት ።

ትላንት የአመሪካ ኮንግረስ ለ ሚስኪኑ የፖለቲካ ኮሜድያን #ለዩክሬኑ ዘለንስኪ ለጦርነት ድጋፍ በጀት አላፀድቅም ብሎ ወስነዋል ... ኮሜድያኑ ወደ አስቀያሚ ለቅሶ ተቀምጠዋል ...አመሪካ ሙሉ ድጋፍዋ ለእስራኤል በጀት ለመመደብ ወስናለች ...ቀጣዩ ፍጅት የፈረደበት middle east የአለም ሐያላን አገሮች በአዲስ የጦር መሰርያ ስሪትና በኒኩለር ቦምብ ናዳ ሐይላቸው የሚፈታተኑበት አስፈሪ የምድራችን ጋሃነም ልሆን ይችላል ።

ብምክንያት ብሄራዊ ማዓልቲ ሓዘን ኣመልኪቱ ካብ ዓለምለኸ ማሕበር ሙስሊም ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ።
20/10/2023

ብምክንያት ብሄራዊ ማዓልቲ ሓዘን ኣመልኪቱ ካብ ዓለምለኸ ማሕበር ሙስሊም ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ።

ኣብ ብሄራዊ ማዓልቲ ሓዘን ጠሚቱ ካብ ሓድነት ኣስላም ትግራይ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ዝተውሃበ መግለፂ ።
18/10/2023

ኣብ ብሄራዊ ማዓልቲ ሓዘን ጠሚቱ ካብ ሓድነት ኣስላም ትግራይ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ዝተውሃበ መግለፂ ።

እስራኤል በወሰደቹ አሰቃቂና ግፍ የተሞላበት የሚሳኤል ድብደባ በጋዛ አል-አህሊ ሆስፒታል ተጠልለው የነበሩ ታካሚዎችና ተፈናቃዮች በመደብደብ ከ 500 በላይ ሰዎች መግደልዋ ። Sky News ዘ...
17/10/2023

እስራኤል በወሰደቹ አሰቃቂና ግፍ የተሞላበት የሚሳኤል ድብደባ በጋዛ አል-አህሊ ሆስፒታል ተጠልለው የነበሩ ታካሚዎችና ተፈናቃዮች በመደብደብ ከ 500 በላይ ሰዎች መግደልዋ ። Sky News ዘግበዋል ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብርክት ዝበሉ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ ሕሉፍ ቓልሲ ዋጋ ኸም ዝኸፈሉን ኾይኑ ግና እዚ ዝተኸፈለ መሪር ዋጋ ሞቱን መጉዳእትን ኾነ ተባሂሉ በቲ ገዛኢ ው...
17/10/2023

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብርክት ዝበሉ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ ሕሉፍ ቓልሲ ዋጋ ኸም ዝኸፈሉን ኾይኑ ግና እዚ ዝተኸፈለ መሪር ዋጋ ሞቱን መጉዳእትን ኾነ ተባሂሉ በቲ ገዛኢ ውድብ ብዝተፈላለየ ሚድያታት ዋጋ ከይህልዎን ከይፍለጥን ተገይሩ ኣንፃር እቲ ኣማኒ ብሚድያ ከይተረፈ ቑሉዕ ምፅልእላእን ፀለመን ይስራሕ ኸም ዝነበረ ። ብርክት ዝበሉ ስድራ ስዋኣት ሓቢሮም ።

ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ስድራ ስዋኣትን ፈጣሪ ሙሉእ ምፅንዕናዕ ክህቦም ንምነ ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንኹሎም መላምል ደቂ ህዝቢ ።
15/10/2023

ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ስድራ ስዋኣትን ፈጣሪ ሙሉእ ምፅንዕናዕ ክህቦም ንምነ ።

ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንኹሎም መላምል ደቂ ህዝቢ ።

10/10/2023

UN secretary general .Guterez on the dire situation of complete siege and indiscriminate bombardment of civilians.

የክሩዝ ሁለተኛ ደረጃ ት/ቤት ተማሪ የሆነችው ሀናን ናጂ አህመድ በተፈጥሮ ሳይንስ 649 ውጤት በማስመዝገብ ከዘንድሮ ተፈታኞች በቀዳሚነት ተቀምጣለች፡፡...በአዲስ አበባ ከተማ የሚገኘው የክሩ...
10/10/2023

የክሩዝ ሁለተኛ ደረጃ ት/ቤት ተማሪ የሆነችው ሀናን ናጂ አህመድ በተፈጥሮ ሳይንስ 649 ውጤት በማስመዝገብ ከዘንድሮ ተፈታኞች በቀዳሚነት ተቀምጣለች፡፡...
በአዲስ አበባ ከተማ የሚገኘው የክሩዝ ሁለተኛ ደረጃ ት/ቤት ተማሪ የሆነችው ሀናን ናጂ በተፈጥሮ ሳይንስ 649 ውጤት በማስመዝገብ ነው ከዘንድሮ ተፈታኞች ከፍተኛ ውጤት ያስመዘገበችው፡፡..
በ2015 ዓ.ል የ12ኛ ክፍል ማጠናቀቂያ ፈተናን 356 ሺህ 878 የተፈጥሮ ሳይንስ እና 488 ሺህ 221 የማህበራዊ ሳይንስ በአጠቃላይ 845 ሺህ 188 ተማሪዎች መውሰዳቸው ተገልጿል።.
ከ488 ሺህ 221 የማህበራዊ ሳይንስ ተፈታኞች ውስጥም የማለፊያ ውጤት ያመጡት 8 ሺህ 250 ብቻ መሆናቸው ተገጿል፡፡..
በሌላ በኩል ከ356 ሺህ 878 የተፈጥሮ ሳይንስ ተፈታኝ ተማሪዎች ውስጥ 22 ሺህ 974 ተማሪዎች የማለፊያ ውጤት ማምጣታቸው ተጠቅሷል፡፡..

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Al Nejashi Tribune Umah's Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share