Eritrea4us

Eritrea4us free media where we can share ideas to transform eritrea into democracy.

20/07/2024

The only country which was not affected by the outage of Crowdstrik was und the rule of HGDF.

02/07/2024
26/06/2024

ፈደራላዊ ምሕደራ ማለት ስርዓተ ምሕደሕደራ ንሃገራዊ ስልጣን ኣብ መንጎ ሃገራዊ ምንግስትን ኣከባብያዊ መንግስትን ዘመቃረሐ እዩ። ርክብ ናቶም መንግስትታት ወይ ኣማሓደርቲ በቲ ማእከላ...

26/06/2024

ኤርትራ ኣብ ኣፍደገ ታሪኻዊ ለውጢ ደው ኢላ ኣላ። ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ ምስግጋር ኣብ እንጽበየሉ ዘለና እዋን፡ መሰረታዊ መትከላት ዲሞክራሲ ምርዳእን ምሕቋፍን ወሳኒ እዩ። እዞም መ.....

02/05/2024

ሱር ጽቡቕ ሕብረተሰብ ኣብ ግቡእ ስርዓት ማሕበራውን ፖለቲካውን ትካላት ብተፈጥሮኣዊ ሕጊ እዩ ዝርከብ። ተፈጥሮኣዊ ሕጊ ድማ ሰብኣውነት ብምቅዳም እዩ ዝረጋገጽ።

05/12/2023

ሃገርናን ህዝብናን ነድሕነሉ መንገዲ ንኣብየ አሕመድ አዕሪፍካ ኮፍበል ብምባል፣ ምስቶም ልኣኽቱ ብምስምምዓ ረብሓናን ርብሕኦምን ብምሕላው እዩ ክኸውን ዘለዎ። ረብሕዖኦምን ረብሓናን ንስርዓት ህግደፍ ምእላይ ክሳብዝኾነ።

25/11/2023

ኣቤየ ኣሕመድ ዘጋውሖ ዘሎ ታህዲድ ዝመስሎም ብዙሓት ክህልዉ ይኽእሉ እዮም። እቲ ሓቂ ግን ብምዕራባውያን ዝተባረኸ ተልእኾ ኢማራት ብውክልና ኣቤየ እዩ።ስለዚ እቲ ጥንቂ ኢሰያስ ካብኮነ ሓደጋ ንምንካይ ንሕሰብ

29/08/2023
ቀንዲ አተኩሮይ አብታ ደርፊ ዘይኮነ፣ አብቲ ስእሊ ኮፍ ኢሎም ዘለዎ ጽዓዲ እዩ።ወዲሰብ ብዝኾነ ምኽንያት ክርስዕ ወይ ድማ ብኽፍኣተ ግብሪ ሓቂ ክጉዕጽጽ ይፍትን እንድዩ መዛግብቲ ግን ህያው ም...
31/07/2023

ቀንዲ አተኩሮይ አብታ ደርፊ ዘይኮነ፣ አብቲ ስእሊ ኮፍ ኢሎም ዘለዎ ጽዓዲ እዩ።
ወዲሰብ ብዝኾነ ምኽንያት ክርስዕ ወይ ድማ ብኽፍኣተ ግብሪ ሓቂ ክጉዕጽጽ ይፍትን እንድዩ መዛግብቲ ግን ህያው ምስክር እዮም። እቲ ዕቡድ ከልቢ ወልቀ መላኺ ኢሰያስ አፈወርቂ ሎሚቅነ ነበር ሶቬት ሕብረት ወይ ድማ ናይ ሎሚ ሩስያ ትብሃል ዘላ ሃገር ገሹ ቀንዩ። አብቲ መገሽኡ ድማ ከድንቆምን ክጀንጅኖምን ሰሚዐ። እቲ ሓቂ ድማ እዞም ክልተ አብ ሞንጎ ተጋደልቲ አብ አፍደገ ኮፍ ኢሎም ዘሉ አብ ግንባር አፍዓበት ዝተማረኹ ናይ ኪናት ክኢላታት ደቂ ሩስያ እዮም። ሓቂ ብርእሳ እንተቀበርካያ ብዕግራ ትቅልቀል። እቲ ዝሕዝን ድማ እዚ ዕቡድ ከልቢ ውልቀመላኺ ኢሳያስ አፈወርቂ ናቱ ከይኣክል ንገለ ክፋል ሕብረተሰብና ልዛይ ናቱ ጸይቅልና ምህላዉ ነዚኦም ደቂ ሩስያ ደብረጸን ወይ ገታቻው ረዳ እንተበሉና ክድንጽወና።

10/12/2022

“1 - Morocco are the first African team to qualify for the semi-final of a World Cup tournament - each of the previous three African sides to reach a quarter-final were all eliminated at this stage (Cameroon in 1990, Senegal in 2002 and Ghana in 2010). Magical.”

10/12/2022

Morocco made history in football.

18/10/2022

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ከምዝኣሰሮም ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም።

07/09/2022

ባርባራዊን ስይጣናውን ተግባራት ሻዕብያ ኣብልዕሊ ህዝቢ ኣከለጉዛይ ብፍላይ ድማ ህዝቢ ጸንዓደግለ ዝገብሮ ዘሎ ብትሪ ንቃወምን ንኽንኖን።

02/09/2022

እዚ ሽፍታ ፋሽሽታዊ ስርዓት ሻዕብያ ሰብኣውን ንዋታውን ዓቅሚ ሃገርና ንረብሓ ታሪኻውያ ጸላእትና አንዳተጠቀመሎ ምዕዛብና ናይ ሞት ሞት እዩ።

02/07/2022

ሻዕብያ ድፍዓቱ ገዲፉ ክሃድም ምስዝጅምር ድንቂ ክኽውን እዩ። ምኽንያቱ ድማ መብዛሕትኡ ሰራዊት ናብ ገዝኡ ክምለስ ስለዝኽእልን ስቃይ ህዝብና ክሓጽር ስለዝኽእል።

15/06/2022

እዘን 5 ዘይስገራ ቀይሕ መስመር ብመርሕነት ህዝቢ ትግራይ ተቀሚጠን ዘለዋ መርኣያ ትብዓትን ርእሰትኣማንነትን እየን። ኣነ ከፍ ዝሃበትኒ ረፈረንደም እያ። ምኽንያቱ ካብ ኣምሓራ ንሓዋራሩ ንናገፈላ ስለዝኾነት።

01/02/2022

ፍትሒ ዝገደላ ዓለም ጆ_ባይደን ናብ UAE ዝተገብረ መጥቃዕቲ ንኹንን ክብል ነቲ ኣብልዕሊ ህጻናት የመንን ተጋሩን ብድሮናት ኢማራት ብቀጥታን ብተዘዋዋርን ዝወርድ ዘሎ ድማ ጎሲኻ ዝሕለፍ። ዓገብ ኣሜሪካ!

10/01/2022

ሰላምን ቅሳነትን ህዝቢ ኤርትራ ከምኡ'ውን ድሕነትን ህላወን ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ህዝቢ ትግራይ ኣብ መቃብር ስርዓት ሻዕብያ እዩ ዝረጋገጽ።

09/12/2021

ጋደኛ የትግሬ ልጅ ውንድምህ ወይስ የኢትዮጵያ ዜጋ ኣይደለም እንድየ? ለምንድነው ያንተ ወገን ልመግደል ?

29/11/2021

አቢይ አህመድ ወደ ጦር ሜዳ መግባቱ የአገዛዙን ውድቀት ያፋጥነዋል።

24/11/2021

ንኣብየ ዝማረኸ ወትሃደር TDF ኣብ ፍለይ መዝገብ ናይ ትግታይን ኢትዮጽያን ጥራይ ዘይኮነስ፡ እንኮላይ ኣብ ናይ ዓለም ክምዝገብ እዩ። ምኽንያቱ ምስታ ናይ ኣብችን ናይ novel ሽልማት ከትኣሳስርዎ ስለዝኾኑ

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Eritrea4us posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Eritrea4us:

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share