Dgsena sefer jeganu

  • Home
  • Dgsena sefer jeganu
ደቂ ማሕበር ፈለግ ምውርራስ ዘኹርዕ ስራሕ ሰሪሕና::እዚ ማለት ብሕጊ መንግስትን ህዝብን ተቐይዱ ዝኸይድ ምኻኑ ኩሉኹም መሳርሕተይ ሕቡናት ባዕልኹም ሕግን ሕጋውነትን ኢኹም ሓፍትኩም ጋልኩም ም...
17/12/2023

ደቂ ማሕበር ፈለግ ምውርራስ ዘኹርዕ ስራሕ ሰሪሕና::እዚ ማለት ብሕጊ መንግስትን ህዝብን ተቐይዱ ዝኸይድ ምኻኑ ኩሉኹም መሳርሕተይ ሕቡናት ባዕልኹም ሕግን ሕጋውነትን ኢኹም ሓፍትኩም ጋልኩም ምኻነይ ድማ ይኾርዕ::ብሓደ ህርመት ንእከብ ኣሽሓት ክንስና ኣብ ሓደ ንሰምር::::::::::ተመስገን

03/08/2023

ኣኽላባት ወያነ 🫣

እዝጋበሄር ጻማካ ኣይከልላካን ኢዩ እሞ ባንደራ ኤረይ ውን ኣብ ጎቦ ስዊዝ ሰለ ዘምበልበልካያ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ኡራኤል ወደይ🙏
12/03/2023

እዝጋበሄር ጻማካ ኣይከልላካን ኢዩ እሞ ባንደራ ኤረይ ውን ኣብ ጎቦ ስዊዝ ሰለ ዘምበልበልካያ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ኡራኤል ወደይ🙏

08/03/2023

መልእክቲ ናብ ክትዛረቡ እምበር ክትሰምዑ ዘይትኽእሉ ህግደፍ እና እና በልኩም ምስሊ ህግደፍ ውን ዘይትፈልጡ ኣደብ ግበሩ ስእልኩም ጌረ ቁልቁል ኣፍኩም ምድፋእ ቀሊል እዩ ስለ ዝፈልጥኹም/ክን ::
F/S

ሰላም ኩሉኩም ኤርትራውያን ተቐማጦ zurich እቲ ንጽባሕ ተሓስቡ ዝነበረ ናይ ሃማደኤ ብዓል ንዘይ ተፈለጠ ምዓልቲ ተሰጋጊሩ ኣሎ:ግን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክካየድ እዩ
03/03/2023

ሰላም ኩሉኩም ኤርትራውያን ተቐማጦ zurich እቲ ንጽባሕ ተሓስቡ ዝነበረ ናይ ሃማደኤ ብዓል ንዘይ ተፈለጠ ምዓልቲ ተሰጋጊሩ ኣሎ:ግን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክካየድ እዩ

02/03/2023

ዓለም ቦሻዕ ዶ በለት ጋልካ ደብርጽ ምኣስ ከ ወሪድካ ኔርካ kkkkkk

ሰብኣይና ሰበይትና ዓብና ንኡሹተና ጋልና ወድና ተቐማጦ kanton Zurich ኣብዚ ኩቡር ብዓልና ብዓል ደቀንስትዮ ኤርትራ 8 መጋቢት ብኽብሪ ዕዱማት ኢና::ነተን ዘይሕለላ ኣካይድትና ኢና ኣ...
25/02/2023

ሰብኣይና ሰበይትና ዓብና ንኡሹተና ጋልና ወድና ተቐማጦ kanton Zurich ኣብዚ ኩቡር ብዓልና ብዓል ደቀንስትዮ ኤርትራ 8 መጋቢት ብኽብሪ ዕዱማት ኢና::ነተን ዘይሕለላ ኣካይድትና ኢና ኣመስገንኩ ድማ ኩልና ሞራል ክንህበን ይላቦ::በዚ ኣጋጣሚ ድማ ነዘን ምዑታት ኣዴታትን ኣሓትን ሓርበኛታት ኤርትራ ከም ቀድምኩም ኣብ ጎንና ክትውዕሉ ብኣኽብሮት ታዓዲምኹም ኣለኩም 🙏🇪🇷ብሰላም የራኽበና!

09/02/2023

ዝኽሪ ፈንቅል ብ ኣቦን ወድን ተዋራረስ ይክኣሎ:ዋርሳይ:መንደላይ🙏

28/01/2023
01/01/2023

ፍጹም ሓወይ ብልቢ የቐንየለይ ናይዛ ቪድዮ ቀጺለ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ደገን ዝርገብ እንቃዕ ናብ 2023 ኣብቅዓና ዓመተ ሰላምን ብልጽግናን ዕቤትን ይግበርልና ይብል🙏

ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና ደቂ 🇪🇷ሓላላት
29/12/2022

ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና ደቂ 🇪🇷ሓላላት

23/12/2022

መን እሞ ይስማዕካ?ኣንቱም ተጋሩ ኣብ ደገ ዘለኩም ስምዑ ስኪ

ናይ ኤርትራዊ መንእሰይ ዝሕጉሰኒ ነገር:መብዛሕትኡ ብዛዕባ ሃገሩን ህዝቡን ሰራዊቱን ዝሓስብ ኣብ ጽቡቕ መንገዲ ምህላው እዩ::መርኣያ ናቱ ድማ እዛ ሓብትና ኣብ FB እየ ዝፈልጣ ዘለዋ መርገጽ...
17/12/2022

ናይ ኤርትራዊ መንእሰይ ዝሕጉሰኒ ነገር:መብዛሕትኡ ብዛዕባ ሃገሩን ህዝቡን ሰራዊቱን ዝሓስብ ኣብ ጽቡቕ መንገዲ ምህላው እዩ::መርኣያ ናቱ ድማ እዛ ሓብትና ኣብ FB እየ ዝፈልጣ ዘለዋ መርገጽን እዱብ ኣጸሓሕፋ ትዝርግሖም ኣብ ገጻት FB ካብቲ ቡዝሕ ኤርትራዊ: ሓንቲ ንፍዕትን መስተብሃልትን ሙካና ይፈትዋ:: መግለጺኡ ድማ ኣብ መመረቕታ ወዘርት ዘብላ ንዓኣ ንሃገራን ዝውክል ክዳንን ባንዴራን ጌራ ምህላዋ እዩ ::ወላ ኻ ብምንታይ ሞያ ተመርቃ እንተ ዘይ ፈለጥኩ:ንግሆ ትስእ ኢለ ምስ ርኣክዋ ኣብዚ ገጻት FB ግን ሓጎሰይ ወሰን የብሉን::ስለዚ ደቂ 🇪🇷ቅዱስ ቅንኢ ክሕዘና እሞ ብጻይና በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ክንበጽሕ በዚ ኣጋጣሚ ይላቦ::ብፍላይ እዞም ተቓመርቲ ዶ ገለ ዝብሉ ግዚኦም ዘሕለፉ እቶም ምስኦም ትኸዱ ዘለኩም ኣየዋጻኣኩሙን እዩ::ምክንያቱ ደቆም ሓቁፎም ናብ ዝበለጸ ቤ/ት ዘምህሩ ሙኻኖም እዩ::ሓደራ መንእሰይ ከምዛ ዋዕሮ ሓብትና ናይ FB ብጸይትና ንኹን!

ዋው ትግርኛ ናይ ዚ ወዲ ደስ ክብለካ
24/11/2022

ዋው ትግርኛ ናይ ዚ ወዲ ደስ ክብለካ

24/11/2022

ኣቤት ምጾት ዓለም መድህናኣለም ብዓይኒ ምሕረትካ ርኣየና 🇪🇷ባርካ

20/11/2022

ከምዛ ናይ ሙችት ጌሩ መቸም ጽቡቕ ስኒ ዘይብሉ የለን ደቂ🇪🇷ምዝካር

13/11/2022
13/11/2022

ዓወትትትትትትትትት ንሓፋሽሽሽ እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ 🇪🇷

10/11/2022

ከምዚ እዩ ዘሎ ት ወረ ደቂ 🇪🇷

05/11/2022

ናይ ምንታይ ኮን ይኸውን ደቂ 🇪🇷እሞ ----- ይሃብኩም ዶ ክንብሎም

02/11/2022

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ሰላምታ ብምቕዳም፡ ጽባሕ ሓሙስ ዕለት 03/11/22 ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ መደብ ከምዝጸነሐ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ብሓባር ምስ ኢትዮጵያውያን ሓቢርና ከነካይዶ ዝተወጠነ ኢዩ። ይኹን ደኣምበሪ፡ ሓድሽ ምዕባለታት ስለዘጋጠመ እዚ ናይ ጽባሕ ሰለማዊ ሰልፊ ንዘይተወሰነ እዋን ተሰጋጊሩ ከም ዘሎ ምስናይ ይቕሬታ ንሕብር።

ኣካያዲት ኮሚተ ሰላማዊ ሰልፊ
ዓወት ንሓፋሽ!
ሼር ንበሎ ደቂ 🇪🇷

26/10/2022
11/10/2022

ዝተማረክሉ ቦታ ምስ በላ እንታይ እዩ ዝብሃል አዋይ ሓሶት kkkkk

05/10/2022

ጥርሙስ ናይ ሜስ መስተይን ዝርከቦ ዱካን ሓብሩ/ራ ደቂ 🇪🇷🙏

26/09/2022

እዞም ተጻወትና ስ ብኹሉ እዮም ምሁራት ሕጉሳት ትዓድልና 🇪🇷

24/09/2022

ደብረጸይቂ ዝርኣየ ብዛባ ህዝቡ ዘይ ሓስብ ሰነፍ

23/09/2022

ክኽክክክክክ ስም ምረጹላ አስኪ ደቂ 🇪🇷እውይ ዘይሓልፈሎም🤣

19/09/2022

ክኽክክክክክ እዚኦም እዮም ሓለፍትካ በርጌድ ምንግርጋር

ስሓቕ ኣይርከብን እዩ ጀበና ክትቅዳሕ ከላ ዘስሕቀካ ከይተጣዕመት ጥዕምቲ ቡን ኢያ 💋ክኽክክክክ ናይ ሰንበት ንቐድም ደቂ 🇪🇷
18/09/2022

ስሓቕ ኣይርከብን እዩ ጀበና ክትቅዳሕ ከላ ዘስሕቀካ ከይተጣዕመት ጥዕምቲ ቡን ኢያ 💋ክኽክክክክ ናይ ሰንበት ንቐድም ደቂ 🇪🇷

15/09/2022

ኣንታ መንእሰይ ንቓሕ ንዓኻ ክሕሸካ ሓልፍትክን ሲ በላ ስምዓኣ

ኣብዚ ኣላትኩም ደቂ ኤረይ
13/08/2021

ኣብዚ ኣላትኩም ደቂ ኤረይ

ፍሽኽታ ኣመለይ❤ናይ ክኣ ምስሐይ ድራረይ💋🇪🇷
31/07/2021

ፍሽኽታ ኣመለይ❤ናይ ክኣ ምስሐይ ድራረይ💋🇪🇷

13/06/2021

ቅሰኑ ሰማእታትና ኣለና ኣብ ኣሰርኩም 🇪🇷

18/04/2021

ሰላም ደቒ ኤረይ ከመይ ሓዲርኩም ውዕልኩም ❤🇪🇷ሓድነት ኢና በልካ ናበይ ገጹ ይኸይድ ኣሎ? ንሕና ከ እንታይ ክንብል ኣለና? ኣብ ዝብል ክንዝቲ ኢና ብሰላም ምጹ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Dgsena sefer jeganu posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Dgsena sefer jeganu:

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share