NaomiSolomon

NaomiSolomon Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from NaomiSolomon, Music Award, .

07/05/2023
02/03/2023
17/01/2023
I
26/12/2022

I

Naomi Osaka and Serena Williams occupied the top-two spots in the 2022 list of the highest-paid female athletes in the world.

03/11/2022
06/05/2021
20/04/2021

ሓርበኛ ስዉእ "የማነ ባዱ"

ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል "የማነ ተስፋሚካኤል" ( ባዱ) ወዲ ኣርባዕተ-ኣስመራ፡ ምስቲ ዝነበሮ ዉዕዉዕ ሃገራዊ ፍቕሪ፡ ነቲ ኣብ ኣስመራ ዝውንኖ ዝነበረ ናይ መካይን መጸገኒ ጋራጅ ጠንጢኑ ኣብ 1976 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ። ግቡእ ታዕሊም ምስ ወሰደ ናብ ጨንፈር መጉዓዝያ ኣካል ጋራጅ ተመዲቡ፡ ምስ ስዉእ ብጻዩ "ሚኪኤል ፍስሃየ" ኮይኑ ብዙሕ መስተንከር ዝኾነ በቲ ናይ ምስናዕ (ሞድፊካረ) ክእለቱ ተጠቒሙ፡ ንብዙሓት መካይን ካብ ስራሕ ወጻኢ ክኾና ዝግብኣን ኣብ ኣገልግሎት ከም ዝውዕላ ዝገበረ ሓያል መካኒክ እዩ ኔሩ።
የማነ ኣዝዩ ምቕሉል፡ ጉልቡት፡ ፈታው ሰብ፡ስሓቕ ዘይፍለዮ፡ ብብጾቱ ኣዝዩ ፍቱው ዝነበረ ተባዕ ደኺመ ዘይብል ሁርኩት ተጋዳላይ እዩ ኔሩ።
ኣብ ሜዳ ከሎ ናይ ኩለን ኣብ ሜዳ ይኹን ኣብ ሱዳን ዝነበራ ጋራጃት ሓደ ካብቶም ላዕለዎት ሓለፍቲ ኮይኑ ዘገልገለ እዩ። ድሕሪ ናጽነት ከኣ ከም ሓላፊ ሎጂስቲክስ መጉዓዝያ ሚንስትሪ ምክልኻል፡ ሓላፊ ፋብሪካ ሓጺን ኦሮታ፡ ከምኡ'ውን ሓላፊ ምድሪ ባቡር (ፎሮቭያ) ኮይኑ ንሃገሩን ህዝቡን ብጅግንነት ዘገልገለ ሓርበኛ እዩ።

የማነ ኣብ ታሕሳስ 26-2018 ኣብ መበል 68 ዕድሚኡ ብሕማም ምኽንያት ተሰዊኡ።

ብሰላም ዕረፍ ጂግና! ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኹ'ዩ ነባሪ!

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when NaomiSolomon posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share