The Anwar Ali talk show

  • Home
  • The Anwar Ali talk show

The Anwar Ali talk show Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from The Anwar Ali talk show, Media, .
(1)

The mission of this talk show is to provide intelligent programming that is informative, educational, entertaining, inspiring, and empowering for its audiences worldwide.

ሰላም 🙏🏼ሰላም  🙏🏼 ክቡራት ተቐመጥቲ AUSTRALIA 🇦🇺ብሓፈሻ ብፍላይ  ድማ ነበርቲ MELBOURNE ከመይ ትኾኑ ብምቅጻል ፡ ብ ሓውና ዉልዶ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ🎙  ሮቤል- ዮሴፍ (ፋልማዊ...
01/08/2023

ሰላም 🙏🏼ሰላም 🙏🏼 ክቡራት ተቐመጥቲ AUSTRALIA 🇦🇺ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ነበርቲ MELBOURNE ከመይ ትኾኑ ብምቅጻል ፡ ብ ሓውና ዉልዶ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ🎙 ሮቤል- ዮሴፍ (ፋልማዊተይ) ካብ ጽባሕ ቀዳም ሰሙን ማለት፡ ን ዕለት 12/08/2023 ፍሉይ ብዝኮነ ተዘክሮታት ዘሐድሱ ናይ ቀደም ዘመናዊ🥁 ደርፍታትን ወንኻ ዘለዓዕሉ ባህላዊ 🎻ደርፍታት፡ ዘለዎ መደብ ኣብ ኣዳራሽ 206 GLENGALA ROAD SUNSHINE WEST ቀሪቡላና ኣሎ እሞ ፡ 🍻ሃየ ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብክብሪ ንዕድም ።
The Mellifluous Voice 🎙ROBEL YOSIEF (FALMAWITEY) Will Rock The Stage In Fire 🔥 With His Full ERI☆LOVE Band Come And 🍻Enjoy🥂 Best ደቂ ሹቐይ Night Ever., That you will not Regret .
🍻🥂❤❤❤🎹🎺🎸🎙🥂🥁🎻🍻🍻🥂🎸🎺🎹❤❤❤

16/02/2023

Only 1 day left ❤️🔥

09/02/2023

Get ready Melbourne People for the big night !!

28/01/2023

Get ready Melbourne ! Have a fun

26/10/2021
09/06/2021

ምስ ዓለምለኻዊ ዕውት ኤርትራዊ ስነጥበባዊ ሚኪኤል ኣዶናይ ፤ ኣዝዩ መሳጢ ቃለ መሕትት ብምግባረይ ዓቢ ክብርን ዕድልን ይስማዓኒ!! ንሙሉእ ትሕዝቶ ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ኣቲኩም ክትከታተሉ ይዕድም:: የቐንዩለይ! ሓውኹም ~ ኣንዋር ዓሊ ~ https://www.youtube.com/watch?v=CfCmt-fd1-8

ሰላም ፤ ሰላም ዝኸበርኩም ህዝበይ! ብመጀመርታ ናብቲ ብምንም ዘይትመን ክቡር ህያብ ሰማእታትና ዝኾነ መበል30 ዓመት ብዓል መዓልቲ ናጽነትና ኣብቅዓና እናበልኩ ፤ ሎሚ ውን ዘ ኣንዋር ዓሊ ቶ...
24/05/2021

ሰላም ፤ ሰላም ዝኸበርኩም ህዝበይ! ብመጀመርታ ናብቲ ብምንም ዘይትመን ክቡር ህያብ ሰማእታትና ዝኾነ መበል30 ዓመት ብዓል መዓልቲ ናጽነትና ኣብቅዓና እናበልኩ ፤ ሎሚ ውን ዘ ኣንዋር ዓሊ ቶክ ሾው ምስ ኣርማ ጥበብ ሃገርና ኤርትራ ዝኾነ ክቡር ስነጥበባዊ ፤ ሚኪኤል ኣዶናይ ዝገበርናዮ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ሒዝናልኩም መጺና ኣለና ክትከታተሉና ብኽብሪ ንዕድም :: ከምቲ ልሙድ Share, Subscribe, Like or Comment ብምግባር ሃናጺ ርእይቶኹምን ሞራላዊ ድጋፍኩምን ኣይፈለየና:: ደጊምና ርሑስ ቅንያት ናጽነት!! የቐንዩለይ! ሓውኹም ~ ኣንዋር ዓሊ ~

An interview with renowned Eritrean Painter, Art Instructor and Author, Michael Adonai on his artistic journey.

https://www.youtube.com/watch?v=CfCmt-fd1-8&t=1s

An interview with renowned Eritrean Painter, Art Instructor and Author, Michael Adonai on his artistic journey. ስፍሕ ዝበለ ቃለ መሕተት ምስ ኣርማ ጥበብ ሃገርና ኤርትራ ዝኾነ ክቡር...

ሰላም  ፤ ሰላም ዝኸበርኩም  ፤ ዝተፈተኹም ህዝበይ! ብመጀመርታ ንኹልኹም ኣመንቲ ክርስትና ህዝበይ ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልኩም ይብል። ቀጺለ ነቲ ትህቡ...
11/09/2020

ሰላም ፤ ሰላም ዝኸበርኩም ፤ ዝተፈተኹም ህዝበይ! ብመጀመርታ ንኹልኹም ኣመንቲ ክርስትና ህዝበይ ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልኩም ይብል። ቀጺለ ነቲ ትህቡኒ ሰፍ ዘይብል ድጋፍን ሞራልን ልባዊ ምስጋናይ እናቕረብኩ ንሎሚ እምበኣር ምስቲ ስሙይ ሙዚቀኛ ፤ ክኢላ መሳርሒ ሙዚቃ ሳክስፎን ዝኾነ ምስ ብዙሓት ዓበይቲ ስነጥበባውያን ሃገርና ኣብ ስርሓቶም ኢዱ ዘንበረን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ መድረኻት ሙዚቃ ሃገርናን ካብ ሃገርና ወጻእን ዓቢ እጃም ዘበርከተ ስነጥበባዊ ዮሴፍ ኣሚነ ( ጆሲ ሳክስ ) ዝገበርናዮ መሳጢ ዝኾነ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ሒዘልኩም መጽየ ኣለኹ:: ክትከታተሉ ብኽብሪ ይዕድም። ከምቲ ልሙድ ሃናጺ ርእይቶኹምን ሞራልኩምን ብ Comment Share Like Subscribe ብምሃብ ድጋፍኩም ኣይፈለየና :: የቐንዩለይ. ሓውኹም ~ ኣንዋር ዓሊ ~

Here’s our interview with the prominent Eritrean artist/musician YOSIEF AMINE, (ጆሲ ሳክስ), who told us about his humble childhood memories and musical journey.

Please don’t forget to subscribe to our YouTube channel. Thank you! ~ Anwar Ali ~

https://www.youtube.com/watch?v=x4OLRYLr9o8

Here’s our interview with the prominent Eritrean artist/musician YOSIEF AMINE ( ጆሲ ሳክስ ), who told us about his humble childhood memories and musical journey...

ሰላም ፤ ሰላም ፤ ዝኸበርኩም ዝተፈትኹም ህዝበይ! አምበኣር ከስ ከምቲ ቃል ዝኣተኹልኩም ሰዓተይ ሓልየ ምስ ኣማኻሪት ናይ ስድራቤታዊ ዓመጽ ኮይና ትሰርሕ ናይ ስጋ ሓፍተይ ዛህራ ዓሊ ዝገበርክ...
25/06/2020

ሰላም ፤ ሰላም ፤ ዝኸበርኩም ዝተፈትኹም ህዝበይ! አምበኣር ከስ ከምቲ ቃል ዝኣተኹልኩም ሰዓተይ ሓልየ ምስ ኣማኻሪት ናይ ስድራቤታዊ ዓመጽ ኮይና ትሰርሕ ናይ ስጋ ሓፍተይ ዛህራ ዓሊ ዝገበርክዎ ሰፊሕ ቃለ መሕተት ሒዘልኩም ደበኽ ኢለ ኣለኹ ።

እቲ ብቐረባ ዝፈልጦ ተመክሮኣን ሓሳባን መሳጢ ኮይኑ ስለ ዝረኸብክዎ ኣብ መደበይ ክዕድማ ወሲነ። ዝተፈላለዩ ኣገራሚ ክእለትን ሓሳብን ዘለዎም ሰባት ከምዘለው ይፈልጥ እየ። በዚ ኣጋጣሚ ብፍላይ ብፍላይ ን ደቅንስትዮ የሕዋትና ኣብዚ መጽየን ድምጸን ከስምዓ ብኽብሪ ይዕድም ። ከም ወትሩ ሃናጺ ርእይቶ ብምሃብን : ሸር ፤ ላይክ ፤ ሳብስክራይብ ፤ ብምግባርን ሞራልኩምን ድጋፍኩምን ኣይፈለየና። የቐንዪለይ. ~ ሓውኹም ኣንዋር ዓሊ ~

Zahra Ali, a Social Worker, explains her role in Family and Domestic Violence intervention as well as the importance of women’s rights and equality. Please check out our show and also subscribe to our YouTube channel. Thank you very much! ~ Anwar Ali ~

https://www.youtube.com/watch?v=pPeKMVWvK_M

Zahra Ali, a Social Worker, explains her role in Family and Domestic Violence intervention as well as the importance of women’s rights and equality. ቃለ መሕተት ...

ሰላም ፤ ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈትኹም ህዝበይ: ብመጀመርታ ዘለናዪ ቅነ ሰማእታትና ንዝክረሉ ቃልና ነሐድሰሉን እዩ። ክብርን ሞገስን ነቶም ምእንታና ክብሉ እንኮ ሂወቶም ዝበጀው ጀጋኑ ሰማእታት...
21/06/2020

ሰላም ፤ ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈትኹም ህዝበይ: ብመጀመርታ ዘለናዪ ቅነ ሰማእታትና ንዝክረሉ ቃልና ነሐድሰሉን እዩ። ክብርን ሞገስን ነቶም ምእንታና ክብሉ እንኮ ሂወቶም ዝበጀው ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ። ቀጺለ ከምቲ ልሙድ ኣብ ቀረባ ግዜ ምስ ኣማኻሪት ናይ ስድራቤታዊ ዓመጽ ኮይና እትሰርሕ ናይ ስጋ ሓፍተይ ዛህራ ዓሊ ሒዘልኩም ክመጽእ እየ። እቲ ብቐረባ ዝፈልጦ ተመክሮኣን ሓሳባን መሳጢ ኮይኑ ስለ ዝረኸብክዎ ኣብ መደበይ ክዕድማ ወሲነ። በዚ ኣጋጣሚ ካልኦት ውን ንሕብረተሰብ ጠቓሚ ዝኾነ ተመክሮን ሓሳብን ከተካፍሉ ዘ ኣንዋር ዓሊ ቶክ ሾው ባቡ ርሑው ሙዃኑን ብውሽጢ መስመር ክትረኽቡና ከምትኽእሉን ክሕብር ይፈቱ። ከም ወትሩ ሞራልኩምን ድጋፍኩምን ኣይፈለየና። የቐንዪለይ: ~ ሓውኹም ኣንዋር ዓሊ ~

Hello our respected program followers; hope you and your family are safe during these difficult times. First and for most, we would like to acknowledge Eritrean Martyrs’ Day, and give our utmost respect to those who laid down their lives for our beloved nation.

Our next guest, Zahra Ali, a Social Worker, explains her role in Family and Domestic Violence intervention as well as the importance of women’s rights and equality. Please stay tuned. Thank you ~ Anwar Ali ~

ሰላም ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈተኹም ህዝበይ ከምቲ ትማሊ ቃል ዝኣተኸልኩም ምስቲ ህቡብ ኢትዮጵያዊ ድምጻዊ ገጣሚ ዘያሚ ኣቀናባሪ ሙዚቃ ናቲ ማን ዝገብርኩዎ መሳጢ ቃለ መሕተት ሒዘልኩም መጽየ ኣ...
14/04/2020

ሰላም ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈተኹም ህዝበይ ከምቲ ትማሊ ቃል ዝኣተኸልኩም ምስቲ ህቡብ ኢትዮጵያዊ ድምጻዊ ገጣሚ ዘያሚ ኣቀናባሪ ሙዚቃ ናቲ ማን ዝገብርኩዎ መሳጢ ቃለ መሕተት ሒዘልኩም መጽየ ኣለኹ:: ምክትታልኩም ኣይፈለየና። ከምቲ ልሙድ ሼር ፤ ላይክ ፤ ኮመንት ፤ ሳብስክራይብ ብምግባር ሞራልኩም ድጋፍኩም ኣይፈለየና። ይቐንዬለይ.
~ ሓውኹም ኣንዋር ዓሊ ~

በኢትዮጵያ ህዝብ ዘንድ እንዲሁም በ አዉስትራሊያ ትልቅ አድናቆትና ዝናን በማትረፍ ላይ የሚገኘዉ ወጣት ኢትዮዽያዊዉ ድምፃዊ/ገጣሚ/ኣቀናባሪ ናቲ ማን በኣንዋር ዓሊ ቶክ ሾው:: ላይክ ማድረግዎት ፕሮግራማችን ቶሎ-ቶሎ እንዲደርሳችሁ ያደርጋል::
ከትልቅ አክብሮትና ምስጋና ጋር:: መልካም በዓል!
~ ወንድማቹ ኣንዋር ዓሊ ~

We got a chance to catch up with the multi-talented singer/songwriter artist Nhatty-Man who told us about his musical journey and his latest album (Vol ፪). Please check out our show and also subscribe to our YouTube channel. Thank you very much! ~ Anwar Ali ~

https://www.youtube.com/watch?v=mCNZ9yThtv4

An interview with renowned Ethiopian Singer-songwriter/producer, Nhatty-Man on his musical journey.

ሰላም ፤ ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈተኹም ህዝበይ:: ብመጀመርታ ነዚ ዓለም ሙሉእ ኣንጸላሊው ዘሎ ቀታሊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ወይ ከኣ ኮቪድ 19 ኣድላይ ዝተባህለ ጥንቃቐ ክንገብር ይላቦ ። ፈጣሪ...
13/04/2020

ሰላም ፤ ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈተኹም ህዝበይ:: ብመጀመርታ ነዚ ዓለም ሙሉእ ኣንጸላሊው ዘሎ ቀታሊ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ወይ ከኣ ኮቪድ 19 ኣድላይ ዝተባህለ ጥንቃቐ ክንገብር ይላቦ ። ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልና ። ቀጺለ ምስቲ ህቡብ ኢትዮጽያዊ ድምጻዊ : ገጣማይ : ዘያማይ : ኣቀናባሪ ሙዚቃ ናቲ ማን ኣብ ስቱድዮ ዓዲመ መሳጢ ዝኾነ ቃለ መሕትት ጌረሉ ኣለኹ:: እሞ ንጽባሕ ዕለት 14/4/2020 ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና እሞ ካባና ኣይተርሕቑ። እዛ መደብ ወይ ከኣ እዛ ቻነል ክትዓብን ክትሕይልን እንተድኣ ኮይና ናትኩም ሞራልን ድጋፍን ወሳኒ እዩ ስለዚ ከምቲ ልሙድ ሼር :ላይክ:ኮመንት:ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ ሓላላት። ርሑስ በዓል ፋሲካ ንኹሉኹም ኣመንቲ ክርስትና የሕዋተይ ክገብረልኩም እናተመነኹ ሰሰናዩ ንዓኹም! የቐንዩለይ. ~ ሓዉኹም ኣንዋር ዓሊ ~
------------------------------------------------------------------
የነገው ፕሮግራም እንግዳችን በኢትዮጵያ ህዝብ ዘንድ እንዲሁም በ አዉስትራሊያ ትልቅ አድናቆትና ዝናን በማትረፍ ላይ የሚገኘዉ ወጣት ኢትዮዽያዊዉ ድምፃዊ/ገጣሚ/ኣቀናባሪ ናቲ ማን ይሄናል:: ተከታተሉን : ላይክ ማድረግዎት ፕሮግራማችን ቶሎ-ቶሎ እንዲደርሳችሁ ያደርጋል::
ከትልቅ አክብሮትና ምስጋና ጋር:: መልካም በዓል!
~ ወንድማቹ ኣንዋር ዓሊ ~
----------------------------------------------------------------------
We got a chance to catch up with the multi-talented singer/songwriter/producer, Nhatty-Man who told us about his musical journey and his most highly acclaimed latest album (Vol ፪). Please stay tuned for our show tomorrow and subscribe to our YouTube channel.

On the other-hand, sadly, COVID-19 continues to intensify throughout the world. This is an incredibly difficult time and everyone is experiencing it differently. You’re not alone; please take care of yourselves and each other. Together, we’ll make it through.

With many thanks again and best wishes. Happy Easter!

~ Anwar Ali ~

ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈተኹም የሕዋት: (ካልኣይ ክፋል) ቃለ መሕተት ምስ ገጣማይ ድምጻዊ ስነጥበበኛ ኣኽሊሉ መብራህቱ ናባኹም የብሎ:: ክሳብ ሕጂ ትህቡና ዘለኹም ሃናጺ ርእይቶ ብልቢ አንዳመስ...
05/02/2020

ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈተኹም የሕዋት: (ካልኣይ ክፋል) ቃለ መሕተት ምስ ገጣማይ ድምጻዊ ስነጥበበኛ ኣኽሊሉ መብራህቱ ናባኹም የብሎ:: ክሳብ ሕጂ ትህቡና ዘለኹም ሃናጺ ርእይቶ ብልቢ አንዳመስገና ደጊመ ደጋጊመ ድጋፍኩም ኣይፈለየና : : Please Share, Like, Subscribe and Comment. ሓውኹም ኣንዋር ዓሊ:: የቐንዩለይ!

An in-depth conversation with the acclaimed Eritrean singer / songwriter, artist, Aklilu Mebrahtu - (Part Two). Thank you so much for watching our show and also, thank you for constructive feedback thus far. Please don’t forget to Share, Like, Subscribe and Comment. ~ Anwar Ali ~

https://www.youtube.com/watch?v=aVLeb73zh8c&feature=youtu.be

ስፍሕ ዝበለ ቃለ መሕተት ምስ ህቡብ ድምጻዊ ፤ ገጣማይ ስነ ጥበበኛ ኣኽሊሉ መብራህቱ - (ካልኣይ ክፋል). An in-depth conversation with the acclaimed Eritrean singer / songwriter, artist, Aklilu ...

ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈተኹም የሕዋት: ደጊመ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና አንዳበልኩ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕተት ምስ ገጣማይ ድምጻዊ ስነጥበበኛ ኣኽሊሉ መብራህቱ ናባኹም የብሎ:: An in-d...
01/01/2020

ሰላም ዝኸበርኩም ዝተፈተኹም የሕዋት: ደጊመ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና አንዳበልኩ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕተት ምስ ገጣማይ ድምጻዊ ስነጥበበኛ ኣኽሊሉ መብራህቱ ናባኹም የብሎ::

An in-depth conversation with the acclaimed Eritrean singer / songwriter, artist, Aklilu Mebrahtu - (Part One). Happy New Year to all of you!!!

https://www.youtube.com/watch?v=MJM9gMDe8Js

ስፍሕ ዝበለ ቃለ መሕተት ምስ ህቡብ ድምጻዊ ፤ ገጣማይ ስነ ጥበበኛ ኣኽሊሉ መብራህቱ - (ቀዳማይ ክፍል). An in-depth conversation with the acclaimed Eritrean singer / songwriter, artist, Aklilu ...

ሰላም ዝኸበርኩም የሕዋተይ 'ዘ ኣንዋር ዓሊ ቶክ ሾው' ንዕለት 1,2020 ስፍሕ ዝበለ ቃለ መሕተት ምስ ህቡብ ድምጻዊ ፤ ገጣማይ ስነ ጥበበኛ ኣኽሊሉ መብራህቱ ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና : ደ...
29/12/2019

ሰላም ዝኸበርኩም የሕዋተይ 'ዘ ኣንዋር ዓሊ ቶክ ሾው' ንዕለት 1,2020 ስፍሕ ዝበለ ቃለ መሕተት ምስ ህቡብ ድምጻዊ ፤ ገጣማይ ስነ ጥበበኛ ኣኽሊሉ መብራህቱ ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና : ደጊመ ምክትታልኩም ኣይፈለየና ። ሓውኹም ኣንዋር ዓሊ:: የቐንዩለይ!

The Anwar Ali Talk Show brings you an in-depth conversation with the acclaimed Eritrean singer / songwriter, artist, Aklilu Mebrahtu on January 1, 2020. Wishing you all the best as we head into a New Year!! Stay tuned! Thank you ~ Anwar Ali ~

https://www.youtube.com/watch?v=SgQN5VuLqwE&feature=youtu.be ሰላም ፤ ሰላም ዝኸበርኩም የሕዋተይ! ከመይ ትኾኑ? ኣብ ዘለኹሞ ሰላም ክትህልው ተስፋ ይገብር...
07/09/2019

https://www.youtube.com/watch?v=SgQN5VuLqwE&feature=youtu.be

ሰላም ፤ ሰላም ዝኸበርኩም የሕዋተይ! ከመይ ትኾኑ? ኣብ ዘለኹሞ ሰላም ክትህልው ተስፋ ይገብር።

እምበኣርከስ ንሎሚ ዝተወሰን ጸብጻብ ገለ ካብቶም ፈለምቲ መደብ ዝኾኑ ብሉጻት ሰብ ሞያ ዑዱማትና ዝገበርናሎም ቃለ መሕተት ናባኹም ነብሎ።

ንሙሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምጽፋፍ ስራሕና ስለ ንርከብ ካባና ኣይተርሕቑ ። ደጊመ ድጋፍኩም ሞራልኩም ኣይፈለየኒ ።

Please share, like, comment and subscribe. የቐንዩለዬ!

ሓውኹም

ኣንዋር ዓሊ::

Hi friends, hope you’re all doing well and that you’re happy.

Here’s a brief video clip highlighting some of the interviews we filmed with incredibly amazing talents out there. We would like to take this opportunity and thank all of our guests for sharing their remarkable life experiences and knowledge.

We’re currently in post-production. So, please stay tuned for more!

Thank you,

Anwar Ali

ስለቲ ዝገበርኩሙለይ ሕውነታዊ ድጋፍን ሞራልን ልባዊ ምስጋናይ የቕርብ ዝኸበርኩም ህዝበይ ። ሕጂ እምበኣር ቅድሚ ገለ እዋናት ኣብ ሃገረ ኣውስትራልያ ከተማ መልበርን መእተዊ ናይ መደብና ከምኡ...
25/08/2019

ስለቲ ዝገበርኩሙለይ ሕውነታዊ ድጋፍን ሞራልን ልባዊ ምስጋናይ የቕርብ ዝኸበርኩም ህዝበይ ። ሕጂ እምበኣር ቅድሚ ገለ እዋናት ኣብ ሃገረ ኣውስትራልያ ከተማ መልበርን መእተዊ ናይ መደብና ከምኡውን ናይ ቻነልና ኢልና ዝቐረጽናዮ ሓጺር መእተዊ ቪድዮ ናባኹም የብሎ ። ደጊመ እና ኣመስገንኩ ከምቲ ልሙድ ሞራልኩም ድጋፍኩም ኣይፈለየኒ ።

Thank you for your kindness and amazing support, my dear friends! I sincerely thank you from the bottom of my heart!
Here’s the Anwar Ali Show ‘Intro-video’ that we shot a few weeks ago, here in Melbourne, Australia. Thank you again!!

https://www.youtube.com/watch?v=hBRIkSdlrY0

The mission of this talk show is to provide intelligent programming that is informative, educational, entertaining, inspiring, and empowering for its audienc...

ዕላማ ናይ ኣንዋር ዓሊ ቶክ ሾው ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ትርከቡ ተዓዘብታ ንምዝንጋዕን ከምኡዉን መሃርን ኣሐያልን እትብሎምን ካልእን ዘተኮረት ሓዳስ ቻነል እያ ።ዘ ኣንዋር ዓሊ ቶክ ሾው ን...
21/08/2019

ዕላማ ናይ ኣንዋር ዓሊ ቶክ ሾው ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ትርከቡ ተዓዘብታ ንምዝንጋዕን ከምኡዉን መሃርን ኣሐያልን እትብሎምን ካልእን ዘተኮረት ሓዳስ ቻነል እያ ።

ዘ ኣንዋር ዓሊ ቶክ ሾው ንዝተፈላለዩ አብ ጉዕዞ ሂወት ዝርከቡ ኣጋይሽ ታሪኽ ሂወቶም ዘካፍልሉ ተመኩርኦም ኣብ ስራሕን ሂወትን ከምኡዉን ፍልጠቶምን ናብ ህዝቢ ዘካፍልሉ መደብ እዬ ።

ገለ ካብ ኣርእስታት አንዋር ሾው ኣብ ስነ ጥበብ አብ ማሕበራዊ ሂወት አብ ስድራቤታዊ ጉዳያት ጥዕናዊ ጉዳያት ዝሓዘለት መደብ እያ።

ኣብዚ ጥራዬ ዝተሓጽረ መደብ ወዪ ቻነል ኣያኮነን ዕላማ ኣንዋር ሾው ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘተሐጽረ ጥራያ ኣያኮነን ንዝተፈላለዪ ኣፍሪቃውያን ዑውታት ሰባትን ከምኡ ውን ሓንሳብ ሓንሳብ ክእለትን ዓቕምን ዘለዎም ግን ዘይተፈተሹ ዘይተዳህሰሱ ኣፍሪቃውያን ን መጻኢት ኣፍሪቃን ክገልጹ ዝክእሉን ካብኡ ሓሊፉውን ዝተፈላለዮ ማሕበረሰብ ካብ ዝተፈላለዮ ኣህጉራት ዓለምና ኣብ ስትድዮና ዑዱማት ክንገብሮም ኢና ኮታስ ናዓኹም ይበቕዕ እዩ ዝበልናዮ መደባት ሒዝና ኣብ ቀረባ ግዜ ደበኽ ክንብለኩም ኢና ።

እዛ መደብ ክትዓብን ክትሕይልን ድጋፍኩም ሞራልኩም አይፈለየና ዝኸበርኩም ህዝበይ።

የቐንዩለይ!

ሓዉኹም ኣንዋር ዓሊ

The mission of this talk show is to provide intelligent programming that is informative, educational, entertaining, inspiring, and empowering for its audiences worldwide.

The Anwar Ali’s Talk show will focus in providing opportunities for many of our guests from all walks of life to share their stories, knowledge, life experiences and viewpoints, by focusing on arts, health, social and family issues.

We will also showcase our own achievements in global settings, highlight the life and accomplishments of well-known but sometimes undiscovered Africans, provide an elaborate and well deserved “pat on the back” for the individuals among us who define the future of East Africa and beyond.

We’ll invite professionals from other communities to share their valuable life experiences too.

We’ll have some more exciting information to share with you soon, so please stay tuned!

Thank you!

Anwar Ali

21/08/2019

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when The Anwar Ali talk show posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to The Anwar Ali talk show:

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share