27/04/2024
ውጺኢት ዕብዳን ደገፍቲ ምልኪ
ውጽኢት ናይ ደገፍቲ ምልኪ ኣብ ቁሪ ምውጾኦም ትማሊ ዕለት 26.04.24, እምባኣር እታ መሕረዲቶም ካራ ኩዒቶም ኣውጺኦማ ኣሎው። እቲ ትወንዚፉ ዝነበረ ዳግማይ ወረቐቶም ምርማር ኢምግራሽን ( Immegration)ን ኮሙኡውን ቤትፍርዲ ናይ ኖርወይ ዳግማይ ክረአ ዝቢል እማመ ሂቦም ኣሎዉ። ሓደ ካብቶም ናይ ትማሊ ጋዜተኛ ኣብ ዝጻሓፎ ጸብጻብ እዞም ትማሊ ምስ ቀይሕ መይሕ ሕብሪ ባንደራ ዝወጹ ኣብ ጽርግያ፡ ደገፍቲ ምልኪ ናይቲ በዲልና ኢሎም ዕቕባ ዝሓተቱሉ ምኽንያት ኢዮም። ኣብ ሓጺር ግዜ ጉዳዮም ከምዝረአ ውን ሓደ ካብ ቀንዲ ዓበይቲ ፉሉጣት ፓርቲ Sp ሓላፊት ሓቢራ ኣላ።
ብተወሳኺ ካብ ዝዓበየ ዩኒቨርሲቲ ኦስሎ ዝምህር ፕሮፌሰር ውን ሑሱም ውልቀመላኺ ኢስያስ ቀንዲ መሻርኽቲ ፑቲን ከምዝኾነ ብምዝኽኻር ን ኖርወይ ኤም ሃገር ጸጥኣ ውን ውሑስ ከም ዘይኮነ ገልጹ።
ስለዚ ትማሊ ዝገበሩዎ ዕሽነት ደገፍቲ ምልኪ እታ ገመድ መሊሳ ከም ትተሪር ገሮማ ኣሎዉ ብፍቓዶም።